^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

ህልዊ ዜና Latest News

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 42 guests and no members online

ዓመታዊ በዓል ንግደት ማርያም ደዓሪት

ጀኔቫ 03.06.2017

ኣዚኹም ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኣሕዋትን ኣሓትን ደቅናንመእመናን ኣፍቐርቲ ማርያምን፣ ከምቲ ልሙድ ዓመታዊ በዓል ንግደት ማርያም ደዓሪት ኣብ ከተማ ጀነቭ ንዕለት 03.06.2017 ክነብዕሎ ንዳሎ ኣሎና።

ቅዳሴ፡ ዝግበረሉ ቤተ-ክርስታያን> ኣብ ቤተ-ክርስትያን ቅዱስ ኣንቶንዮ ናይ ፓዱዋ ኮይኑ

ቅዳሴ ዝጅመረሉሰዓት፡ > 10፡30’ዩ።

ኣድራሻ፡ > Eglse St.Antoine de Padue Rue Schaub, Geneve, 1202 CH

በዓል ዝጽንበለሉ ቦታ፡> ፓርዉዋዝፕሮተስታን፣Paroisse Protestate Servette-Vieusseux,   Rue Wendit 55, 1203 Geneve, CH ካብቤተ-ክርስትያንንኣደራሽቀረባዩ።ሓበሬታከኣኣብኡክወሃበኩምዩ።

ንቤተክርስትያንምኻድ፣ትራንስፖርትከተማ፡ > ካብጋርወይስተሽንባቡርጀኔቫ > ቁ፡ 18 Tram ባቡርምድሪMeyrin ትኸይድወይቁ፡3 ኣውቶቡስGardiol ትኸይድወሲድኩምኣብካልኣይመዕረፊትወርዱ፣

ንኣደራሽንምኻድ፣ትራንስፖርት፡ > ካብጋርወይስተሽንባቡርጀኔቫ > ቁ፡ 18 Tram ባቡርምድሪMeyrin ትኸይድወይቁ፡3 ኣውቶቡስGardiol ትኸይድወሲድኩምኣብሳልሳይመዕረፊትወርዱ፣

መተሓሳሰቢ፣ከምእቲጽቡቕባህልኹምእንጀራተማላኡ።ከምኡ’ውን ኣደራሻት ልዕሊ ዓቕምና ይኸውን ስለ ዘሎ ድሕሪ 17 ዓመት 10FR ስዊስ ምሕታትና ክትርዱኡልና ብትሕትና ንሓትት።

ንሽማግሌማርያምደዓሪትጀኔቫ፣ሓበሬታ ንሙዉካስ ተለፎን፣076 693 81 75 ወይ 07630834613 ወይ 078 314 62 67 ወይ 076 693 89 18 ተወከሱ

ብደሓንምጹ/

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox