^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

ህልዊ ዜና Latest News

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 104 guests and no members online

ብቀዳምነት ዕዙዝ ሃገራውን ምሕዝነታውን ሰላምታና ይብጻሕኩም። ብምቕጻል ወግዓዊ መርበብ ሓበሬታ ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) "ዘመን" ዝኽሪ 21 ዓመት ምቕንጻል ኣካለ ስንኩላት ኤርትራ ምክንያት ብምግባር ብ13 ሓምለ 2015 ኣብ ኣየር ተፈኒያ፡

ድሮ ንስራሕ በቒዐ ምህላዋ ንመላእ ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጥን ፈተውቲ ኤስደለን ነበስር። ናብ ወግዓዊ መርበብ ሓበሬታ ኤስደለ www.zemen.org ኢልኩም ክትኣትዉ ከም ትኽእሉ ንገልጽ። ብሃናጺ ሓሳባት፡ ጽሑፋት፡ ግጥምታትን ኣውንታዊ ነቐፌታዊ ደገፍን ንምስታፍ ምስ ትደልዩ ድማ፡ በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ’ዚ፡ This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.">This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it. ክትሰዱልና ድማ ንዕድመኩም። ንኩሎም ኣብ ሃናጺ ሓሳባት ተሞርኲሶም ንዝመጹና ጽሑፋት ብማዕረ ከነተኣናግድ ምዃና’ውን ነረጋግጽ። ኣብ መርበብ ሓበሬታና "ዘመን" ብምእታው፡ ብFacebookን ብtwitter’ውን ክትረኽቡና ከም ትኽእሉ ንሕብር፡፡

ንተሳትፎኩም ክቡር ምስጋናና ነቕርብ

ብደሓን ምጹ

ቤት ጽሕፈት ዜናን ባህልን

ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ

21 ሓምለ 2015

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox