^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

ህልዊ ዜና Latest News

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 80 guests and no members online

ንገዛእ ርእስኻ ኣዕጊቡ ንካልኦት ኣብነት ኮይኑ ዝማርኽ ሃገራዊ ሰላም፣ ህዝባዊ ሃገራዊ ቅዋም፣ ቅኑዕ ፖሊስን ስትራተጂን ሃልዩኳ፡ ወጻእተኛታት እንተስ ተመክሮ ክወስዱ ወይ ኣብ ዝተፈላለያ ዓውድታት፡ ኣብ ናይ ሓባር ረብሓን ምክብባርን ዝተሰረተ ውዑላትን ስምምዓትን ተሻሪኾም ክሰርሑ ብወግዒ ምስ ዝመጽኡኻ፡ ክትሕጎስ ገጽካ ኣብሪህካ ኣጋይሽካ ክትቅበል፡ ቅቡልን ንዝያዳ ውሽጣዊ ሓድነትካ ክትሰርሕ ዘተባብዕን’ዩ።

Read more: ኣብ’ዚ መድረኽ’ዚ፡ ገለ መንግስታት...

ብቀዳምነት ዕዙዝ ሃገራውን ምሕዝነታውን ሰላምታና ይብጻሕኩም። ብምቕጻል ወግዓዊ መርበብ ሓበሬታ ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ) "ዘመን" ዝኽሪ 21 ዓመት ምቕንጻል ኣካለ ስንኩላት ኤርትራ ምክንያት ብምግባር ብ13 ሓምለ 2015 ኣብ ኣየር ተፈኒያ፡

Read more: ኣገዳሲ ሓበሬታ ንመላእ ደለይቲ...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox