^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ
ንገዛይ ሰለስተ ግዜ ተሳሊመ ተፋኒየያ፡
ዝኸበርኩም ኣሕዋት እዚ ዝሰደልኩም ዘለኹ ደምዳቤ፡ “ኤርትራዊ ሓጎስ ንኽረክብ ወትሩ ኣብ ጉዕዞ” ብዝብል ኣርእስቲ፡ ብርሃነ ካብ ጋሽ ባርካ ኣብ ህይወቱ ንዘጋጠሞ ብደሆ ኣመልኪቱ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን ዝዘርገሖ ሰፊሕ ጽሑፍ፡ ንተመክሮ ብዙሓት
ጠንቂ ስደት ህዝብታት ኤርትራ ስርዓት ህግደፍ ዝኽተሎ
ኣዕናዊ ፖሊስኡ ደኣምበር፡ ቁጠባዊ ድኽነት ኣይኮነን።
ኣብ ዝሓለፈ ቅኒያት ናይ’ቲ መጋበርያ ስርዓት ህግደፍ ዝኾነ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ (ሃማመተኤ) ላዕለዎት ሓለፍቲ ምዃኖም ዝገለጹ፡ ናብ ኣመሪካ ከይዶም ኔሮም። እዚ ውዳበ’ዚ ገለ ብፍላጥ ገለ ብዘይፍላጥ ኣተግባሪ ናይ ጥፍኣት ፖሊሲ ምዃኑ ኩሉ ዝፈልጦን ዝሰማማዓሉን ይመስለኒ። ስለዝኾነ ድማ እዞም ሓለፍቲ ናይ’ዚ ንመጋበርያነት ዝተጠፍጠፈ
ታሪኽ ሓደ ህዝቢ ብዛዕባ ፈተነን መኸተ ፈተነን’ዩ።ፈተነ ሰብ ዘምጸኦ ወይ ባህሪ ዘውርዶ ክኸውን ይኽእል። ግን ኣብ መወዳእታኡ ብዛዕባ ብደሆን መኸተን’ዩ።
ካብ ጥንታዊ ውርሻኡ፡ ኣበጋግሳኡን ተግባራቱን “ጊላ” ማለት ዝኾነ መሰል ነጻነት ዘይብሉ ሰብ ማለት’ዩ።
“ሓበሬታ” ክበሃል እንከሎ ብዛዕባ ሓደ ጉዳይ፣ ተርእዮ፣ ምዕባለ፣ ሓፈሻዊ ወይ ከኣ ዝርዝራዊ ኣፍልጦ ንተጠቃሚ ምቕራብ ማለት’ዩ።
ኣብ ሓደ ሃገር ፖለቲካዊ፣ ኢኮኖሚያዊ፣ ማሕበራዊ ብደሆታት ከጋጥም እንከሎ፡ ግደ ብቑዕን ሓላፍነታውን መሪሕነት ኣዝዩ ኣገዳሲ’ዩ። ኤርትራ ግን ፖለቲካዊ፣ ኢኮኖሚያውን ማሕበራውን ጥራሕ ዘይኮነ፡ ኩለ መዳያዊ ብደሆታት’ዩ ከጋጥማ ጸኒሑን ዘሎን።
እቲ ቀዳማይ ኣፍሪቃዊ ሰብኣዊ ፍጡር፡ ንክፍለ ዓለም ኣፍሪቃ ሕቖኡ ሂቡ፡ ኣንፈት ሰሜን ተኸቲሉ፡ ነዊሕ ግዜ ወሲዱ፡ ናብ ክፍለ ዓለም ኤውሮጳ ምስ ሰገረ፡ ምስጋም ቀቢላታትን ህዝብታትን ኣሃዱ ከም ዝበለ ይትረኽ።
ሃገራት ዓለምና ብዙሓት’የን። ብመጠን ብዝሐን ከኣ፡ ገለ ብሕግን ስርዓት ዝመርሑን ዝሰርሑን ገለ ከኣ ብኢደ-ወነኖም ዝኸዱ፡ ብዓፈናን ጭፍጨፋን ዝመርሑን ዘመሓድሩን መንግስታት ድማ ኣለው። ኣብ ክፍሊ ዓለም ኣፍሪቃ ጥራሕ 54 ሃገራትን መንግስታትን ምህላዎም ይፍለጥ።
ኣቐዲመ ናይ እግዝኣብሄር ሰላምታ የቕርበልኩም ዝኸበርኩም ኣሕዋት ኣዳለውትን ኣቕረብትን መጽሔት ህዝባዊ ደሞክራሲ ናይ ኣንበብቲ ዓምዲ።
ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ
ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ
ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን
ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን
ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ