^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

ህልዊ ዜና Latest News

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 63 guests and no members online

ሰባት ብዝተፈላለየ ምኽንያታት፡ ሓባራዊ ጠቕሚ ወይ ዕላማ ንምርግጋጽ ብሓባር ይሰርሑ’ዮም። ቅድሚ ናብ ተግባር ምውፋሮም ግን፡ ብዛዕባ’ቲ ከረጋግጽዎ ዝደልዩ ጠቕሚ ወይ ዕላማ ኣመልኪቶም ምርድዳእ ይገብሩ።

Read more: ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን...

ፈላጣት ናይ ዝኾነ ህይወት ዘለዎ ፍጡር፡ ሓይሊ መበገሲኡ ውሽጣዊ ኩነታቱ’ዩ ኢሎም ክዛረቡ፡ ክመኽሩን ክምህሩን ይስምዑ። ንሓደውልቀ-ሰብ፣ ማሕበር፣ ጉጅ፣ ውድብ ኮነ መንግስቲ፡ እንታይነቱ ብልክዕ ክትፈልጥ፡ ስለዚ ከኣ ሓያል ድዩ ድኹም ክትመዝን ምስ እትደሊ፡ ቅድሚ ደጋዊ ቅርጹን ተግባሩን ውሽጣዊኩነታቱ ምፍላጥ ተመራጺ’ዩውሽጣዊ ኩነታት ብግቡእ ምስ ፈለጥካ፡ ንግዳማዊ ግዝፉ፣ ዝሽፍኖ ቦታ፣ ፈጢርዎ ዘሎ ጽልዋ ከተምክን፡ ንዕለታዊ ተግባሩ ክትምክት ዘኽእለካ ዘተኣማምን ውጥን ከተውጽእ ይሕግዘካ።

Read more: ስርዓት ህግደፍ ውሽጡ ቦኽቢኹ  ዕለተ...

ወጽዓታት ህዝቢ ንምፍታሕ ማእከል ጌሩ ዝተበገሰ ቃልሲ፡ ከመይ ይኸይድ ኣሎ፡ ኣበይ በጺሑ፡ እንታይ ኣሉታዊ ጸገማት የጋጥሞ ኣለዎ፡ ህዝቢ ክፈልጥ መሰል ስለዘለዎ፡ ብሕጋውን ወግዓውን ብዝተሰነደ ኣገባብ ሓበሬታ ክረክብ ኣለዎ።

Read more: ኣብ ዙርያ መሪሕነታዊ ኣካላት ጥራሕ...

ወዲ-ሰብ ተፈጥሮ ናይ ምቁጽጻር፡ ካብ’ዚ ሓሊፉ ከኣ፡ ተፈጥሮ ንዝልግሶ ጸጋታት ኣብ ጠቕሙ ናይ ምውዓል ዓቕሚ ከም ዘለዎ ብተደጋጋሚ ኣመስኪሩ’ዩ።

Read more: ኣንቱም ሰባት፡ ብዘይካ ምሕያል እንኮ...

ዜጋታት ኤርትራ ኣእጋሮም ናብ ዝመርሖም ይሳግሙ። ይፈልሱ ምህላዎም ኣብ ምድረ ባዳን ውቅያኖሳትን ዘጋጥም ዘሎ ሓደጋታት ምስክር’ዩ።

Read more: እዚ ጾታን ዕድመን ዘይፈሊ ስቓይን...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox