^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

ህልዊ ዜና Latest News

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 23 guests and no members online

ስርዓት ህግደፍ ዝሃቀነ ሃቂኑ፡ ኣብ ምሕባኡ ሓደ ክዕወተሉ ዘይከኣለ ናይ ባዕሉ ጸገም ጸኒሕዎን ኣለዎን’ዩ።

Read more: ውሽጣዊ ብደሆታት ኤርትራ፡ ናይ...

ዝኸበረ ሰላምታይ ይብጻሕኩም ኣዳለውቲ መጽሔት ህዝባዊ ደሞክራሲ። ቅሱን ህይወት ክህልወኩም ድማ እምነ። እዛ ኣሰደልኩም ዘለኹ ደብዳቤ  ኣብ ናይ ኣንበብቲ ዓምዲ ከተስፍሩለይ ሓደራ እብል።

Read more: ዝኸበረ ሰላምታይ ይብጻሕኩም ኣዳለውቲ...

ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ተበይኑ ዘሎ ኣርዑት ዘቤታዊ መግዛእቲ፡ ኣብ’ዚ ዘለናዮ መዋእል መወዳድርቲ ኣይርከቦን እንተበልኩ ኣይተጋገኹን። እዚ ህዝቢ ንሃገራዊ ነጻነትን መንነትን፡ ንክብረት መሰረታዊ ሰብኣውን ደሞክራስያውን መሰላትን ክብል ምስ ዝኸፈሎ መስዋእቲ ብምንጽጻር እንተተገምጊሙ’ውን ኣኣምሮ ዘናውጽ’ዩ። ኩሉ ሰናይ ባህጉ፡ ድኻሙን መስዋእቱን ከንቱ ክኸውን ዝተደልየሉ ምኽንያት እንታይ ስለዝገበረ ኢልካ ምስ እትሓትት’ውን መልሲ ኣይርከቦን።

Read more: ሃገራዊ ቅዋምን ሃገራዊ ባይቶን ኣብ...

ሰላም ዝኸበርኩም ኣዳለውቲ ናይ ኣንበብቲ ዓምዲ፡ ውልቀ-መላኺ ኢሳያስን ውሑዳት ደቂ-ጃንድኡን ኣንጊሆም ብዝተለምዎ መንገዲ ጥፍኣት፡ ፖለቲካ ሃገርና ርግኣት ስኢኑ ተዘሪጉ፡ ህዝብና ድማ ኣብ ዝብተነሉ ዘሎ ክፉእ ወቕቲ ከም እንርከብ ዘሰማማዓና ሓቂ ይመስለኒ።

Read more: መርኣያ ፖለቲካዊ ቅብጸት፡-

ኢሳያስ ኣፈ-ወርቂ ልኡኻቱን ካድራት ኣባላት ጨንፈር ዜናኡን ክኔዮ እቲ ልሙድ “ንሰራዊት ጸላኢ ኣብ’ዚ ደምሲስናዮ፡ እዚ ዝዓይነቱ ብረት መንዚዕናዮ፡ ናይ ጸላኢ መኻዚኖ ሃጂምና፡ ሰሊብና።

Read more: ጉዳም ማሕበረ-ፖለቲካዊ ህይወት ንሱ...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox