^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

ህልዊ ዜና Latest News

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 34 guests and no members online

ኣብ’ዚ እዋን’ዚ ዳርጋ መዓልታዊ መዘራቢ ዛዕባ ማዕከናት ዜና ዓለም ኮይኑ ዝርከብ ጉዳይ ስደትን ስደተኛታትን’ዩ  እንተበልኩ ምግናን ኣይመስለንን። ከመይ’ሲ ኩነታት ዓለም ተኸታቲልካ ንኽትፈልጥ ኣብ ዝኸፈትካዮ መራኸቢታት ክንድ’ዚ ሽሕ ዝኾኑ ስደተኛታት፡ ካብ ማእከላይ ምብራቕ ኤስያ ነዊሕ፡ ኣድካምን ሓደገኛ ቦታ ሰጊሮም ናብ ምድሪ ኤውሮጳ ኣትዮም። ብተመሳሳሊ ካብ ሞት ንስክላ ዘምለጡ ዜጋታት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪቃ፡ ብመንገዲ ማእከላይ ባሕሪ ናብ ኤውሮጳ ኣትዮም።

Read more: ህልቂት ስደተኛታት ንኸብቅዕ፡...

ሃገራት ብመንገዲ መንግስታተን ወይ መራሕተን ኣቢለን ብደረጃ ፖለቲካውን ስነ-ሓሳባውን ራኢአን ኣብ ዝተፈላለየ ብሓንሳብ የኺደናን የርበሐናን’ዩ ዝበላኦ ነጥብታትን ስምምዓትን ግሉጽ ዝኾነ ምሕዝነታት ይገብራ’የን።

Read more: ኤውሮጳ ሕብረት ኣብ  ስርዓት...

ወቕቲ ጽድያ 2009 ዓ.ም ቤት ምኽሪ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ልዕሊ ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ ፍሉይ ጠመተ ክገብር ከም ዝጀመረ ብወግዒ ዝኣወጀሉ ኣጋጣሚ’ዩ ኔሩ።

Read more: እቲ ብ”ኣመለኛ ዕንክሊል” ዝፍለጥ...

ከምቲ ኩሉ ዝፈልጦ፡ ኣካል ወዲ-ሰባት ብተፈጥሮ ካብ ዝተፈላለየ ውሽጣዊ መተሓንቲን፣ ደጋዊ ክፍሊ ኣካላት ተዋዋሂዱ ዝተሃንጸን ዝቖመን ብምኻኑ ከም ሐደ ጥርኑፍ ኣካል ዝሰርሕ ፍጡር ይገብሮ። ንሰብ ከአ ፉሉይ ባህራዊ ኮነ ደጋዊ ገጽታ ረኺቡ ክልለ የኽእሎ።

Read more: ጽፍርን ፀጉርን

ናብ ኣዳላውትን ኣቕረብትን ፈነወ ረድዮ ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ ሰላምታ ኣቐዲመ፡ እዛ ዝሰደልኩም ዘለኹ ደብዳቤ፡ ዝስተኻኸል እንተለዋ ኣሪምኩም፡ ዝጎደለ ድማ መሊእኩም ናብ ሰማዕቲ ከተመሓላልፉለይ ይምሕጸን።

Read more: “በትሪ ኣብ ኢድካ ተመን ኣብ እግርኻ”

ህዝቢ ኤርትራን ንሕስያ ዘይፈልጥ መቋሒኡ ጉጅለ ህግደፍን ካብ ነዊሕ እዋን ኣትሒዞም ኣብ ምትሕንናቕ ምጽናሖም፡ ካብ ኣፍልጦ ዓለም ዝተኸወለ ኣይኮነን።

Read more: ከም ኣብ ቆጸራን ውዕሎን ጀኔቫ፡...

ሓንቲ ሃገር ከም ሃገር፡ ርእሰ ክኢላ ተባሂላ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ተቐባልነት ክትረክብ፡ ከተማልኦም ዘለዋ ረቛሒታትን ግዴታትን ኣለውዋ’ዮም። ነዞም ረቛሒታት ከየማለአት ግን ነጻ ሃገር ምዃና ተፈላጥነት ክትረክብ ትጽገም። ብኹሉ ኣፍልጦ ረኺባ ኣባል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ምስ ኮነት ድማ፡ ንህዝባን ብዝኣተወቶ ውዑል መሰረት ንኣህጉራዊ ማሕበረ-ሰብን ተሓታቲ’ያ።

Read more: ግርም ጸወታ-ንሱ ይወራዘ  ህዝቢ...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox