^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 68 guests and no members online

ኣብ ሊብያ ዕጡቓት ሰብ ብረት ኣብ ሕድሕዶም ብዝፈጠርዎ ግጭትን ዝማዕበለ ናይ ተኹሲ ምልውዋጥን ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ግዳይ ከም ዝኾኑ ተገሊጹ።

Read more: ቆንስል ህግደፍ ኣብ ጀኔቫ ኣብ...

ኣብ ካርቱም ሱዳን ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ቆንስል ጉጅለ ህግደፍ፡ ኣባል ናይ’ቲ ማሕበረ ኮም ተባሂሉ ዝጽዋዕ መጋበርያኡ ዝኾነ ማሕበር ንዘይኮነ ኤርትራዊ ዝኾነ ኣገልግሎት ከም ዘይህብ ገሊጹ።

Read more: መንግስቲ ህግደፍ ብወግዓዊ ኣገባብ...

ጉጅለ ህግደፍ ሃገራዊ ኣገልግሎት ዘይፈጸመ ክምርዖ ኣይኽእልን ምባሉ መርኣያ ህዝቢ ንምጽናት ዘለዎ መደብ ምዃኑ ተገሊጹ።

እዚ ስማዊ መንግስታዊ ጉጅለ፡ ኣብ ዝሓለፈ ልዕሊ ፍርቂ ዘመን ናይ ስልጣን ዕድሜኡ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ብተናጸል ኮነ፡ ማሕበራዊ ሓይልታት ብእኩብ ዘይፈጸሞ ኢ-ሰብኣዊ ግፍዕታት

Read more: ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ገለ መራሕቲ...

ኣብ ሰብኣዊ ተግባር ትነጥፍ ዶ/ር ኣልጋይነሽ ፍሳሃ (ጋንዲ)ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ንሽልማት ከምዝተሓጽየት ተፈሊጡ።

መስራቲት ዘይመንግስታዊ ማሕበር ጋንዲ ዝኾነት፡ ኣብ ኢጣልያ ትቕመጥ ዶ/ሮ ኣልጋነሽ ፍሳሃ (ጋንዲ) ኣብ ሰብኣዊ ምድግጋፍ ብሓፈሻ፡ ኤርትራውያን

Read more: ህዝባዊት ሪፓብሊክ ቻይና ኣብ ሃገረ...

ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ) ተዛዚሙ።

ካብ’ቲ ኣብ ኣረኣእያን ተግባርን ዝተሰረተ ዘላቒ ሓድነት ንምርግጋጽ ንቃለስ!፣ ሓደን ዝሰመረን ናይ ኩሎም ፖለቲካዊ ሓይልታት ሃገራዊ ግንባር ክረጋገጽ ንቃለስ!፣ ምሕዝነት ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ይደልድል!፣ ሰሚናር ፖለቲካዊ ውድባት፡ ካልኣይ ጉባኤ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ንምዕንዋት ንረባረብ!፣ ብዝብሉ መሪሕ ደሞክራስያዊ

Read more: ኣብራሃ ካሳ ዝተባህለ ጀነራል ኢሳያስ...

ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ኣብ ድሮ ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤኡ

ኣብ ዝተፈላለዩ ኣርእስታት ፖለቲካዊ ሰሚናር የካይድ ኣሎ።

ሬሳ ናይ ክልተ ኣባላት ስለያ ህግደፍ ኣብ ከባቢ ኣዲባራ ከም ዝተረኽበ ተገሊጹ።

ኣህጉራዊ ማሕበረ-ሰብ ኣብ ጅቡቲ ንዝርከቡ ምሩኻት ኲናት ቆላሕታ ክገብር ጻውዒት ቀሪቡ።

Read more: ደ ግ ሓ ኤ ኣብ ድሮ ካልኣይ ውድባዊ...

ኣብ ለንደን ሕድሕድ ምትእምማን ዘለዎ ሕብረተ-ሰብ ንምፍጣር ዝዓለመ ኮንፈረንስ ተኻይዱ።

ብሃንደበት ሞይቱ ዝብል ዜናዊ መርድእ ብምድግጋሙ ኣብ ዜጋታት ስኽፍታ ይፈጥር ኣሎ

Read more: ኣብ ለንደን ሕድሕድ ምትእምማን ዘለዎ...

22 ቶን ካብ ኤርትራ ዝተለእከ ወርቂ ከም ዘጻረየ ሜታሎር ዝተባህለ ኩባኒያ ስዊዘርላንድ ሓቢሩ።

ህግደፍ ንባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብተራ ሓተታ ክገልጾ ምፍታኑ፡

ነዛ ክብርቲ ዕለትን ህዝቢ ኤርትራን ዘለዎ ትሑት ግምት ዘርኢ ምዃኑ ተፈሊጡ።

Read more: 22 ቶን ካብ ኤርትራ ዝተለእከ ወርቂ...

ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ኣሲርዎም ዝነበረ ክልተ ኤርትራውያን ንጉጅለ ህግደፍ ኣረኪብዎም።

ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ስፖርተኛ መርሃዊ ቅዱስ፡ ዘጋጥሞ ሓደጋ ንህይወቱ ዘስግእ ከምዘይኮነ ግዱሳት ሓቢሮም።

ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ዘንበሮ እገዳ ይጠሓስ ስለ ዘሎ ነዚ ተጻሪ ጉጅለ መዚዙ ክልእኽ’ዩ።

Read more: ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ኣሲርዎም...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox