^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 92 guests and no members online

ኣብ ጊዘን ንዝካየድ ዓመታዊ ፈስቲቫል ደገፍቲህግደፍ ንምቅዋም ብዝብል ምኽንያት ነቲ ኣብ ሃገርና ኣብ ልዕሊ ኣህዛብ ኤርትራ ብስርዓት ኣስመራ ዝወርድ ዘሎ ኢሰብኣዊ ግፍዕ፡ ንዓለም ፍላይ ድማ ንህዝቢ ጀርመን ንምፍላጥ ብዕለት 08.07.2017 ኣብ ከተማ ጊዘን ሰላማዊ ሰልፊ ተፈጸመ።

ካብ ብዙሓት ከተማታት ሃገር ጀርመንን ከምኡ‘ውን ካብ ስዊጸርላንድ ዝመጹ ደለይቲ ፈትሒ ኤርትራውያን ጥራሕ ዘኰነስ ከንቲባ ከተማን ኣባላት ፓርላማ ጊዘንን ዘተሳተፍዎ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ነበረ።

Denmo Giesen 2a

Demo02

 Denmo Giesen 1a.png

Demo03

 Denmo Giesen 4a.png

ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ጊዘን ኣብ ዝቕጽል ዩትዩብ ተኸታተሉ


View on YouTube

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox