^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 50 guests and no members online

መንግስቲ ሪፓብሊክ ሱዳን ዕሉላት ኣባላት ህግደፍ ዝርከብዎም ብጥርጠራ ሒዝዎም ዝጸንሐ 27 ኤርትራውያን ካብ ሃገሩ ኣባሪሩ።

 

መንግስቲ ሱዳን ኣብ ዘይሕጋዊ ተግባራት ክነጥፉ ተረኺቦም ኢሉ ኣብ ቀይዲ ኣእትይዎም ዝነበረ፡ የውሃንስ ዘሚካኤል (ዓዲ ከሎም)፡ ጎይታኦም ኣብራሃን ሓደ ንግዝይኡ ስሙ ዘይተፈልጠ ግን ኣብ ፖርት ሱዳን ሓላፊ ማሕበር መንእሰያት ህግደፍ ምንባሩ ዝተሓበረን ዕሉላት ኣባላት ህግደፍ ዝርከብዎም 27 ኤርትራውያን ብ15 መጋቢት 2018 ካብ ሃገሩ ናብ ኤርትራ ከም

Read more: መንግስቲ ሱዳን  ኣባላት ህግደፍ...

ወዲ 94 ዓመት ክቡር ሓርበኛ ኣቦና ሓጂ ሙሳ መሓመድ ኑር ኣብ ቤት ማእሰርቲ ህግደፍ ዓሪፎም

ልዑል ሃይማኖታዊ እምነትን ኣኽብሮት ህዝብን ፍቕሪ ሃገርን ከም ዝነበሮም ዝዝረበሎም ወዲ 94 ዓመት ክቡር ሓርበኛ ሓጂ ሙሳ

Read more: ማሕበር ረድኤትን ምዕባለን ኤርትራ...

ደምዳሚ መግለጺ

ሓሙሻይ ዞባዊ ጉባኤ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ) ዞባ ሕቡራት መንግስታት ኣመርካ

ሓሙሻይ ዞባዊ ጉባኤና “ሎሚ እውን ከም ትማሊ ንምዕዋት ሓርነት ህዝብና በርቲዕና ንቃለስ ! ኣብ ትሕቲ ዝብል ጭርሖ ካብ ዕለት 17-18 የካቲት 2018 ኣብ ዝነበረ መዓልታት ብድምቀት ተሰላሲሉ።

Read more: ደምዳሚ መግለጺ  ደሞክራስያዊ ግንባር...

ጋዜጣዊ መግለጺ፣

18 ኣባላት ፖለቲካዊ ውድባት

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ

ናብ ተባዕ ተቓላሳይ ህዝብና!

ናብ ኩሎም ተቓለስቲ ሓይልታት ደሞክራስያዊ ለውጢ!

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ፡ ናይ ዝበዝሑ ዓቕምታት ደምበ ተቓውሞ ዝሓቖፈ ሃገራዊ ጽላል ኮይኑ ምስ

Read more: ጋዜጣዊ መግለጺ፣ 18 ኣባላት...

 

ዞባ ሰሜን ኣመሪካ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ሓሙሻይ ዞባዊ ጉባኤ ኣካይዱ

ዞባ ሰሜን ኣመሪካ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ) ኣብ ዕለታት 17 ን 18 ለካቲት 2018 ሓሙሻይ ጉባኤ ከም

Read more: ህግደፍ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ህዝባዊ...

ኣብ ሃገረ ሊብያ ብሓደጋ መኪና 19 ስደተኛታት መይቶም ልዕሊ 100 ድማ ብከቢድን ፈኲስን ቆሲሎም

ኣብ ሊብያ ብመኪና ካብን ናብን ካም ዝጎዓዙ ዝነበሩ ኤርትራውያንን ሶማላውያንን ስደተኛታት፡ እታ መኪና ብዘጋጠማ ናይ ምግምጣል ሓደጋ መብዛሕቲኦም ኤርትራውያን ምዃኖም

Read more: ፍሉይ ቤት ፍርዲ እስራኤል ካብ...

ዕዳጋታት ኤርትራ ምስ ምዕጻው ዶብ ሱዳን ተኣሳሲሩ ካብ ዝነበሮ ብዝኸፍአ ገረውረው ኢሉ ከም ዘሎ ተፈሊጡ

ብተግባር ካብ ቅድሚ ነዊሕ ዓመታት ጀሚሩ ትንፋስ ንግዳዊ ንጥፈታት ኤርትራ ብሓፈሻ፡ ህዝቢ ኣብ ዕለታዊ ህይወቱ ብቐጥታ ዝጥቀመሎም ሃለኽቲ ነገራት ድማ ብፍላይ፡ ሱዳንን ምስ ሱዳን

Read more: በዓልቲ ቤቱ ንሚኒስተር ገንዘብ...

ኣብ ከተማ ካለ ፈረንሳ ኤርትራውያንን ኣፍጋኒስታናውያንን ተባኢሶም ኣርባዕተ ሰባት ብከቢድ ተጎዲኦም።

መበገሲ ምኽንያት ብልክዕ ዘይተፈልጠ ኣብ መንጎ ኣብ ወደባዊት ከተማ ካለ ፈረሳይ ተዓቚቦም ዝርከቡ ዜጋታት ኤርትራን ኣፍጋኒስታንን

Read more: ኣብ ከተማ ካለ ፈረንሳ ኤርትራውያንን...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox