^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 168 guests and no members online

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ (ሕድሪ) ካብ 10 ክሳብ 16 ታሕሳስ 2017 ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤኡ ኣካይዱ።

ካልኣይ ጉባኤ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ (ሕድሪ) ኣብ ወርሒ ሕዳር ናይ 2016 ክካየድ ተመዲቡ ምድላዋት ጉባኤ ምስተጻፈፈ ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ብዝኾነ ምኽንያት ንሓደ ዓመት

Read more: ሓደ ኢትዮጵያዊ ካብ ኤርትራ ናብ ዓዲ...

ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ኣብ ወጻእን ገይረዮ ዝብሎ ህዝባዊ ኣኼባ፡  ትርጉም ዘለዎ ኣጀንዳ ከምዘይብሉ ምንጭታት ገሊጾም።

ከም’ቲ ልሙድ ኣካይዳኡ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ካብ ዝሓደሮ ፖለቲካዊ ጭንቀት ተበጊሱ፡ ብዓቕሊ ጽበታዊ ደንበርበር፡ ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ ኣርባዕተ ግንባራት ከፋፊሉ፡ ዕሱባት ኣዋፊሩ፡ ጎስጒሱ፡

Read more: ህግደፍ ካብ 5 ታሕሳስ 2017 ጀሚሩ...

ምስሓደሽቲኣመራርሓህወሓትተላለዩ

ማእከላይኮሚቴውድብህወሓት፡ኣብዘካየዶዝተናዉሐገምጋም፡ዝበዝሑኣባላቱብምንቃፍ፡ካብቶምዝተረፉ 8ኣባላትፖሊትቢሮኣብቶምሓሙሽተስጉምቲወሲዱ።ሓዲሽአመራርሓንሓደሽቲኣባላትንድማመሪፁ።

Read more: ጅቡትን ስዑዲ ዓረብን ወትሃደራዊ...

ካብ እስራኤል ወጻኢ ዝርከቡ ትካላት ኣይሁድ፡ መንግስቲ ናታንያሁ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ንዝፍጽሞ ዘሎ ግዱድ ምብራር ይቃወሙ ኣለው።

መንግስቲ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ኣብ ሃገሩ ዝርከቡ ኤርትራውያን ዝርከብዎም፡ ዜጋታት ዝተፈላለያ ሃገራት ዝኾኑ ስደተኛታት ዝወስዶ ዘሎ ግዱድ ናይ ምብራር ስጉምቲ፡ ኣብ ኣመሪካን

Read more: ኣብ’ታ ቅሱን ፖለቲካዊ ኩነታት...

መንግስቲ ህግደፍን ካልኦት ንዕኡ ዝመስሉን፡ ኣብ ልዕሊ ፍሉይ ልኡኽ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሓያል ታህዲድን ዘለፋን ከም ዘካየዱ፡ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሓቢሩ።

 

ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ልኡኻት ህግደፍን ካልኦት ክልተ መንግስታትን ኣብ ልዕሊ’ቲ 47 ኣባላት

Read more: ማእከላይ ኮሚቴ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት...

ስጊንጢር ጉጅለ ህግደፍ፡ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘለዎ ጸገም ብሰላም ንምፍታሕ፡ መስርሕ ዘተ ክጅምር ተሰማሚዑ፡ ንመራሒ ዘተ ናብ ኤርትራ ከይኣቱ ከልኪሉ።

Read more: ኣንጻር’ቲ ኣብ ሊብያ ኣብ ልዕሊ...

ኣብ እስራኤል ዝነብሩ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 40 ሽሕ ዝኾኑ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት፡ ንህይወቶም ውሕስነት ብምስኣን ኣብ ከቢድ ጸገም ከም ዝርከቡ ተገሊጹ።

ካብ 2006 ክሳብ 2013 ኣብ ዝነበረ ግዝያት ብምድረ ባዳን ዘስካሕክሕ ገበናት ብዝፍጸመሉ ሲናን ሰጊሮም ብዘይሕጋዊ ኣገባብ ኣብ ሃገረ ስራኤል ኣትዮም፡ መብዛሕቲኦም ኣብ ናይ ጉልበት ስራሕ ተዋፊሮም፡ ሸለብ ገለብ እናበሉ ህይወቶም ክመርሑ ዝጸንሑ ኣስታት 40 ሽሕ ከም

Read more: መንግስቲ ዓዲ እንግሊዝ ናብ ኤርትራ...

ዜና

ዕውት ናይ ፕሮፖጋንዳን ውደባን ወፍሪ

ድሕሪ ዕውት ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርት ጀጋኑ ዕጡቓት ናይ ፕሮፖጋንዳን ውደባን ደግሓኤ፡ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ብምዝላቕ፡ ብውሕሉል ኣገባብ ዘካየድዎ ናይ ፕሮፖጋንዳውን ውደባን ስርሒታት ወፍሪ ብዓወት ከም

Read more: ዕውት ናይ ፕሮፖጋንዳን ውደባን ወፍሪ

ማሕበር ረድኤትን ምዕባለን ኤርትራ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ማይ ዓይኒ ንጽጉማት ዓይነታዊ ሓገዝ ዓዲላ

ካብ ቅድሚ ነዊሕ ዓመታት ጀሚራ ማሕበራዊ ሽግር ኤርትራውያን ስደተኛታት ቀሪባ ንምርዳእን ካብ ፈተውትን ተደናገጽትን

Read more: ኣብ ሊብያ ሕጂ’ውን ብዙሓት...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox