^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 96 guests and no members online

ንነዊሕ ዓመታት ዝጸንሐ ጸገም ማይ ነበርቲ ዓድታት ክኒን ቅኒቶ፡ ብልዑል ጻዕሪ ማሕበር ረድኤትን ምዕባለን ኤርትራ፡ ተወለድቲ ዓዲ፡ ግዱሳት ኤርትራውያንን ኣዕሩኽ ኤርትራውያንን ኣብ ምሉእ ፍታሕ ተቓሪቡ።

Read more: መንግስቲ ህግደፍ  ዜጋታት ኣብ ባንክ...

ህግደፋውያን ኣብ ሆላንድ ብደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ተሳዒሮም፡

ንምምሕዳር ከተማ ካሕሳ ብምሕታቶም’ውን ተሳዒሮም።

ብትምክሕቲ ዝተነድቀ ፖለቲካዊ ውደባ እንክፈርስ ቀልጢፉ ኣንፈት የጥፍእ። ነቲ ጌጋ ብጌጋ ኣሪሙ ዳግመ ውደባ ክገብር

Read more: ህግደፋውያን ኣብ ሆላንድ ብደለይቲ...

ንነዊሕ ዓመታት ዝጸንሐ ጸገም ማይ ነበርቲ ዓድታት ክኒን ቅኒቶ፡ ብልዑል ጻዕሪ ማሕበር ረድኤትን ምዕባለን ኤርትራ፡ ተወለድቲ ዓዲ፡ ግዱሳት ኤርትራውያንን ኣዕሩኽ ኤርትራውያንን ኣብ ምሉእ ፍታሕ ተቓሪቡ።

Read more: መንግስቲ ህግደፍ ዜጋታት ኣብ ባንክ...

ሓላፍቲ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ህግደፍ ንምምሃርን ምትምሃርን ኣመልኪቶም ኣብ ቅድሚ

መራኸቢ ብዙሓን ቀሪቦም ዘስምዕዎ መደረን ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቅን ከብድን ሕቖን ምዃኑ ተፈሊጡ

Read more: ብመንግስቲ ዝተኣትወሎም መብጸዓ...

ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዞባና ዘካይዶ ዘሎ ዘይንጹር ዝምድና ሓደገኛ ሳዕቤን ከም ዘለዎ ተገሊጹ።

ፈጻሚ ሽማግለ ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብ7ን 8ን ጉንበት 2017 ኣብ ዘሰላሰሎ 5ይ ስሩዕ ኣኼባ፡ ካብ ኣብያተ ጽሕፈቱ

Read more: ካብ ኢትዮጵያ ብዘይሕጋዊ መንገዲ...

ልኡላዊ ግዝኣት ኤርትራ ንከም በዓል ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዝበላ ሃገራት ብገንዘብ ይሽንሸን ኣሎ። መዘዝ ናይ’ዚ ከኣ ዞባዊ ጥራሕ ዘይኮነ ኣህጉራዊ ምዃኑ ተገሊጹ።

Read more: ልኡላዊ ግዝኣት ኤርትራ ንበዓል...

ሽቱትጋርትሽቱትጋርትጀርመን

ተዓወትተዓወትተዓወትጅግናደላይፍትሒሽቱትጋርትከባቢኡን

ህግደፋውያንገገዛኩምኪዱሓዊአጓጉዱ !!!

እቲንዕለት 6/05/2017 ብህግደፍተዳልዩዝነበረአኼባአብቦቱኡንሰዓቱንንክግበርነዊሕጊዜተዘርጊሑዝነበረሓበሬታብጀጋኑደለይቲፍትሒአፍሽሎሞበዚከይአክሎምብጭሉቕክገብርዎዝሓሰብዎንጽባሒቱማለት7/05/ 2017

Read more: ...

ኣብሆላንድ፡ኣብከሰላሱዳንንዝርከቡውጉኣትሓርነትሓገዝንምትእኽኻብዝዓለመናይድራርምሸትተኻይዱ

ንስለሃገራዊነጻነትንህዝባዊሓርነትንህዝብታትኤርትራክብሉ፡ብልዑልሃገራዊሓርበኝነትኣብዓውደኲናት፡ምስጸላኢእናተዋግኡፍርቂኣካሎምዝኸፈሉሞ፡ቀዋሚደጋፊዘይብሎምኣብከሰላሱዳንዝርከቡጀጋኑተጋደልቲንምሕጋዝ፡ኣብሆላንድዝነብሩኤርትራውያን22 ሚያዝያ 2017 ኣብዝጸውዕዎናይድራርምሸት 2000,00 ዩሮከምዝተኣኻኸበ፡ነቲመደብዝውደበማሕበርኣካለጽጉማንኤርትራዝተባህለማሕበርኣብዝዘርገሖዜናኣፍሊጡ።

Read more: ብሚሊዮናት ዝቑጸር ናይ ንግዲ ኣቑሑት...

ማሕበር ረድአትን ምዕባለን ኤርትራ፡

ንስለቲ ዝገበርዎ ሰናይ ምትሕብባር፡ ንመንግስቲ ኢትዮጵያን ቤት ጽሕፈት ኣራን ኣመስጊና።

ካብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ምስ ዝመጸ ጉጅለ ሓካይም ስኒ ስታር ፎር ስታር ብምትሕብባር፡ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ንዝርከቡ ብሕማም ኩሩምቲ ክሳቐዩ ዝጸንሑ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ኤርትራውያን ኣብ ምሕካም ተጸሚዳ ዝቐነየት ማሕበር ረድኤትን ምዕባለን ኤርትራ፡ ኣብ ጉዕዞኣ መንግስትን ኣካላትን መንግስትን ኢትዮጵያ፡ ቤት ጽሕፈት ጉዳይ ስደተኛታት ኣራን

Read more: ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ንኤርትራን...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox