^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 64 guests and no members online

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶሓበሬታን ስእላዊ መግለጽን

ህጹጽ ኣኼባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ

ኩሉዕንቕፋታትሰጊርናካልኣይሃገራዊጉባኤከነዓውትኢና!! ኣብትሕቲዝብልመሪሕጭርሖ15 ታሕሳስ 2015 ዝጀመረህጹጽኣኼባኤርትራዊሃገራዊባይቶንደሞክራስያዊለውጢኣብውዕሎካልኣይመዓልቱብንግህኡ፡-

Read more: 2ይ መዓልቲ ውዕሎ፡ ሓበሬታን ስእላዊ...

ስርዓት ህግደፍ ኣብ ኩሉ ንጥፈታቱ ይሽምረር ከም ዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም።

መባእታዊ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ኣብ ዝሓለፈ ዓመተ 2014 ብዝኸፍአ ዝተጨፍለቐሉ ዓመት ኮይኑ ከም ዝተመዝገበ፡ ኣህጉራዊ ትካል “ህዩማን ራይትስዎች” ኣፍሊጡ።

Read more: ባይቶ ኮማዊ ምዕባለ ደቡብ ኣፍሪቃ፡...

ትርጉም ፈነወ ረድዮ ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ

ብመሰረት ኣብ 27 ሰነ 2014 ብቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ዝጸደቐ’ሞ ብኤይ-ኤች-ኣር- ሲ/ኣር-ኤስ 26/24 ዝፍለጥ ውሳነ፡ ነቲ ኣብ ኤርትራ ብተደጋጋሚ ዝዝረበሉ ዘሎ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ዝምርምር ሓደ ኮሚሽን ክቐውም ተጌሩ እነሆ። እቲ መርማሪ ኮሚሽን ነዞም ዝስዕቡ ጉዳያት ናይ ምርኣይ ስልጣን ኣለዎ።

Read more: መርማሪ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ...

ዉሽጣዊ ኮሚቴ ሃገራዊ ባይቶ እስራኤል ፡ ዋሕዚ ዘይሕጋውያን  ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ናብ ሃገሩ ንምግታእ፡ ዝተረረ ምዃኑ ዝተነግረሉ ዛዛሚ እማመ ናብ ፓርላማኡ ማለት “ክነሰት” ከቕርብ ስራሑ ኣጻፊፉ ምህላዉ፡  ጋዜጣ “የሩሳሌም ፖስት” ሓቢራ።

Read more: ዉሽጣዊ ኮሚቴ ሃገራዊ ባይቶ እስራኤል...

ኣብ ኣስመራ ህግደፍ ንምውጋድ ዘነቓቕሕ ፖስተራት ኣብ መናድቕ ተለጢፉ ቀኒዩ።

ሓደ ካብ ወደባዊት ከተማ ካለ /ፈረንሳ/ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ክሰግር ዝፈተነ ኤርትራዊ ስደተኛ ህይወቱ ከም ዝሓለፈ ተገሊጹ።

Read more: ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ...

ሓደ መንግስታት ኣብ ምሕደራኦም ዝኸተልዎ ግሉጽነትን ተሓታትነትን ዘጽንዕ ኣህጉራዊ ትካል፡ መንግስቲ ኤርትራ ብብልሽውና ዝጠልቀየ መንግስቲ ክብል መበል 166 ደረጃ ሰሪዕዎ።

ኣብ ከተማ ቫቲካን ብርእሰ ሊቀነ ጳጳሳት ዝተመርሐ ናይ ኩለን እምነታት ተጸዋዕቲ ዝተረኽብሉ

ብዓለም ደረጃ እንዳሳዕረረ ንዝመጽእ ዘሎ ባርነት ንምውጋድ ዕላማ ዝገበረ ዋዕላ ተኸፊቱ

Read more: ፖሊስ ኢጣልያን ጀርመንን ኣብ ንግዲ...

ምንጪ ገዳብ ኒውስ   ትርጉም ፈነወ ረድዮ ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ

ኣብ’ዚ ቀረባ ግዜ ኢሳያስ ኣፈ-ወርቂ ብሰላሕ መላሕ፡ ነስረዲን በኺት ሚኒስተር ንግድን ኢንዳስትሪን ጌሩ ሸይምዎ ኣሎ። እንተኾነ ነዚ ሓዲስ ሚኒስተር ኤርትራውያን ነጋዶ ጽቡቕ ጌሮም ኣይሪእዎን። ኣይመባልዕትናን’ዮም ዝብልዎ።

Read more: ሚኒስተር ነስረዲን በኺትን...

ገባቲ ስርዓት ህግደፍ ንገዛእ ርእሱ ብኮንትሮባንድ እንዳሰርሐ፡ ኮትሮባንድ ምቁጽጻር ብዝብል ምስምስ፡ ንገዛእ ርእሱን ናተይን ንዝብሎም ነጋዶን ዕደጋ መታን ክረኽቡ፡ ነቶም ኣይናተይን ዝብሎም ፈልዮ ይሃድድን የጥቅዕን ከም ዘሎ ተገሊጹ።

Read more: ስርዓት ህግደፍ ካብ  ሱዳን ዝጨወዮም...

ምንጪ ገዳብ ኒውስ 01-12-2014   ትርጉም ፈነወ ረድዮ ድምሲ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ

እዚ “ንቭሱን “ ዝበሃል ትካል ኣብ ኤርትራ ዝነጥፍ ካናዳዊ ኩባኒያ ምዃኑ፡ ዝነጥፈሉ ቦታ ኣብ ምዕራብ ኤርትራ ኣብ ዝርከብ ቢሻ ዝበሃል ቦታ ከም ዝኾነ፡ ኣብ ዕደና ወርቂ ተዋፊሩ ከም ዝርከብ ሓቢርና ጸኒሕና ኢና። ትካል ዕደና “ኔቭሱን” ቅንዕና ዘለዎ ኩባኒያ ስለዘይኮነ፡

Read more: ኣብ ኤርትራ ኣብ ዕደና ወርቂ...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox