^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 73 guests and no members online

ሎሚ ዕለት 3 ታሕሳ 2014 ኣህጉራዊ መዓልቲ ጉድኣት ኣካል ንመበል 23 ዓመት ምኽንያት ብምግባር ኣብ እነኽብረሉ ዘለና ወቅቲ፡ ፖለቲካዊ፣ ጸጥታዊ፣ ቁጠባዊ፣ ማሕበራዊ፡ ዓለማዊ ኩነታት፡ ኣብ ከመይ ደረጃ ይርከብ፡ ብዕምቆትን ብዝርዝርን ንምግምጋምን ንምፍታሽን ‘ኳ እንተዘይተኻእለ፡ ብሓርፋፍ መልክዑ ምድህሳሱ ግን ኣገዳሲ ይመስለና። ምኽንያቱ፡ ጠንቂ ምጉዳል ኣካል ወዲ-ሰብ ብቐጥታን ብተዘዋዋርን ምንጩ ካብ’ዚ ስለዝኾነ።

Read more: ብምኽንያት መበል 23 ዓመት ኣህጉራዊ...

ምንጪ ገዳብ ኒውስ    ትርጉም ፈነወ ረድዮ ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ። 05-12-2014

ኢሳያስ ኣፈ-ወርቂ ሕጂ’ውን ንመንግስቲ ቀጠር ዘጨንቕ ዘበሳጩ ዲፕሎማስያዊ ጠባያት የርኢ ኣሎ። ናይ ንግስነት ቀጠር ጉዳያት ወጻኢ ሚኒስተር ዶ/ር ኻልድ ቢን ማሓመደ ኣል-ዓጥያሕ ካብ’ቲ ናብ ኣስመራ ዝገበሮ ምስጢራዊ መገሻ ጥራሕ ኢዱ ከም ዝተመልሰ ዲፕሎማስያዊ ምንጭታት ይዛረቡ ኣለው።

Read more: ሕጂ’ውን ተበግሶ  ዕርቂ መንግስቲ...

ምስግጋር ዘይሕጋዊ ንግዲ ደቂ-ሰባት ካብ ኤርትራ ብላዕለዎት ወተሃደራዊ መኮነናት ህግደፍ ይቕጽል ከም ዘሎ ምንጭታት ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ ካብ ኣስመራ ኣፍሊጦም

ብስርዓት ህግደፍ ተዓሲቦም፡ ምንቅስቓስ ተቓወምቲ ውድባት ኤርትራን ሰራዊት ኢትዮጵያን ክስልዩ ዝተረኽቡ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ኣብ ቀይዲ ውዒሎም ኣብ ቤት ፍርዲ ከም ዝቐረቡ ተገሊጹ።

ውጽኢት ዕዮ ናይ’ቲ ብመዋእል ሸቶታት ልምዓት ዝፍለጥ መደብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብወግዒ ተዘርጊሑ። ስርዓት ህግደፍ እቲ ውጥን ኣብ ምዕዋት ትርጉም ዘለዎ ለውጢ ከምዘየመዝገበ ተገሊጹ።

Read more: ኣብ ናቕፋ ኣብ ሓደ ቦታ ኣብ ዝርከብ...

ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ስርዓት ህግደፍ፡ ቁጽሪ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣዝዩ ክብ ኢሉ ከም ዘሎ ኣሚኑ፡ ናይ’ዚ ምኽንያት፡ ዘይምልከቶም ዝሰርሑ መንግስታትን ትካላትን ስለዘለው ምዃኑ ገሊጹ።

ኣብ ሮማ ኢጣልያ ካብ ኤውሮጳ፡ ማእከላይ ምብራቕን ሰሜን ኣፍሪቃን ዝመጹ ናይ 28 ሃገራት ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ዝተሳተፍዎ፡ ብዛዕባ ዋሕዚ ስደት ናብ ኤውሮጳ ዝዘተየ ዋዕላ ተኻይዱ።

Read more: ላዕለዋይ መንፈሳዊ መራሒ ካቶሊካዊት...

ገዳብ ኒውስ፡   ትርጉም ፈነወ ረድዮ ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ

ሓደ ብካናዳውያን ዝቖመ ጉጅለ ፈራዶ ንኤርትራውያን ብምውካል፡ ንካናዳዊ ናይ ዕደና ኩባኒያ “ኔቭሱን” ሕጂ’ውን ሓድሽ ክሲ መስሪትሉ። ነዚ ክሲ ዝመስረተ ጉጅለ፡ ኣብ ቫንኮቨር ዝመደበሩ ፊዮራንተምትይውስ ሞርጋን ፣ ኣብ ኦንታርዮ ዝመደበሩ ሲስኪድስ ኤል ኤል ፒ፣ ቶሮንቶ ዝመደበሩ ተጣባቒ ጀይምስያፕ ከምኡ’ውን ካናዳዊ ማእከል ንኣህጉራዊ ፍትሒ የጠቃልል።

Read more: ካናዳዊ ናይ ዕደና ኩባኒያ “ኔቭሱን”...

መንግስቲ ህግደፍ ጠንቂ ዋሕዚ ስደት ኤርትራውያን ላዕለዋይ ተጸዋዒ ጉዳይ ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ኢሉ ክብል ስጊንጥራዊ ወቐሳ ኣስሚዑ

ኣብ ስዊዘርላንድ ኣብ ዝርከብ መጽንሒ ስደተኛታት ሓደ ኤርትራዊ ምማቱ ተፈሊጡ።

ካናዳዊ ናይ ዕደና ኩባኒያ ሕጂ’ውን ብባርነት ከም ዘስርሕ ካልእ ክሲ ተመስሪትሉ።

Read more: ንኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ምሉእ ደገፍ...

ብዛዕባ’ቲ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ኩነታት ሰብኣዊ መሰል ኤርትራ ክከታተል ዝቖመ መርማሪ ኮሚሽን ኣፍልጦ ዘጨብጥ ህዝባዊ ሰሚናር ተኻየዱ።

Read more: ሚኒስተር ፍትሒ ህግደፍ ወ/ሮ ፎዘያ...

ቅድሚ ሕጂ ጌረሞ ዘይፈልጡ ኤርትራውያን ነበርቲ ዞባ ትራይ-ስቴይት (ፔንሲልቬንያ) ከምኡ’ውን ሰላዌር (ግዝኣት ኣመሪካ) ንኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣባል ባይቶ እታ ሃገር ንዝኾነ ኣርሀ ሓምድናካ ሸሊሞም። እዞም ግዱሳት ዝተራኸብሉ ዝተኣኻኸብሉ ቀንዲ ምኽንያት ታሪኽ ንምዝካርን ታሪኽ ንምኽባርን’ዩ።

Read more: ኤርትራውያን ነበርቲ ዞባ...

ውድብ ፕሮግራም መግቢ ዓለም ኤርትራ ብከቢድ ሕጽረት መግቢ ካብ ዝተሃሰያ ሃገራት ሓንቲ ምዃና ኣረዲኡ።

Read more: ንስርሒት “ማረ ኖስትሩም” ዝተከአ ብ...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox