^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 85 guests and no members online

7 ኤርትራውያን ኣብ መስመር ሱዳን ሊብያ ብሓደጋ መኪና ከም ዝሞታ ተገሊጹ።

ብሰንኪ ምቁራጽ ኤሌትሪክ ትካላት ጥዕና ኤርትራ ኣብ ደውታ ከም ዝርከባ ተፈሊጡ።

Read more: ህግደፍ ኣብ ቦሎኛ ፍጹም ዘይተጸበዮ...

     


·       ስርዓት ህግደፍ ኣብ ካንዳ ካብ ዝነብሩ ኤርትራውያን  ዘይሕጋዊ ግብሪ ካብ ምእካብ እንተዘይተኣርኒቡ ቆንስላዊ ቤት ጽሕፈቱ ክዕጾ ምዃኑ መንግስቲ ካናዳ ደጊሙ ኣጠንቂቑ።

·         ቤት ፍርዲ ሱዳን ኤርትራውያን ስደተኛታት ገንዘብ ንኽኸፍሉ የገድድ ከም ዘሎ ተገሊጹ።

ግዱሳት ኢጣልያውያን ምምሕዳር ከተማ ቦሎኛ፡

·         ስርዓት ህግደፍ ኣብ ቦሎኛ ፈቲቫል ከካይድ ብምፍቃዱ ይወቕሱ ኣለው።

ዓለማዊ ቤት ምኽሪ ኣብያተ-ክርስትያናት ንሃወርያዊ መልእኽቲ

·         ኣርባዕተ ኣቡናት ካቶሊካዊት ቤተ-ክርስትያን ዝድግፍ መግለጺ ኣውጺኡ።

Read more: ርእሰ ፋሽሽቲ ኢሳያስ  ምንዳፍ ቅዋም...

ትርጉም ፈነወ ርድዮ ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ

ኣብ ዝሓለፈ ዓመታት ዓለማዊ ቤት ምኽሪ ኣብይተ ክርስትያናት፡ ብዛዕባ’ቲ ሰበ-ስልጣን ኣስመራ ዕለታዊ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ እናፈጸምዎ ዝመጹን ጌና ዝፍጽምዎ ዘለውን ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ሓበሬታን ጸብጻብን ክበጽሖ ጸኒሑ’ዩ።

Read more: መግለጺ ዓለማዊ ኣብያተ ክርስትያናት...

ቆንፅላዊ ቤት ፅሕፈት ኤርትራ ኣብ ካናዳ ካብ ዳያስፖራ ዝእክቦ ገንዘብ ግብሪ እንተዘይ ኣቋሪፁ፣ስጉምቲ ከምዝወሰዶ መንግስቲ ካናዳ ኣጠንቂቁ።


ምንስትር ወፃኢ ካናዳ ጆን ባይርድ፣ካናዳhttp://gdb.voanews.com/B0B794D8-CC94-47F7-B1C2-848A95129509_w268_r1_cx8_cy14_cw82.jpg-ኤርትራውያንን ካልኦትን ዝሓደሮም ሻቅሎት፣ንሕና‘ውን ይስማዓና‘ዩ፣ተግባር ምእካብ ግብሪ ብህፁፅ ክቋረፅ ኣለዎ፣ኣይፋልናን እንተይሎም ግና፣ቆንፅላዊ ቤት ፅሕፈት ኤርትራ ክንዓፅዎ ኢና ኢሎም።

እዚ ከም‘ዚ‘ሉ ከሎ፣ኣብ ካናዳ ወኪል ቆንፅላዊ ቤት ፅሕፈት ኤርትራ ኣቶ ኣሕመድ ኣማን፣ስለ ሓባራዊ ረብሓ ክልቲኤን ሃገራት ኢልና ምእካብ ግብሪ ካብ ዳያስፖራ ኤርትራውያን ቅድሚ ክልተ ዓመት ኣቋሪፅናዮ ኢና ኢሎም።

ሓደ ሕጋዊ ትካል ሽወደን ንኢሳያስ ኣፈ-ወርቅን ቀረባ ደቂ-መዛሙርቱን ብዘይሕጋዊ ተግባራቶም ተሓተቲ’ዮም ክብል ናብ ፖሊስ እታ ሃገር ኣመልኪቱ።

ኣብ ጀኔቭ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ተጋቢኦም ዝቐነዩ ወከልቲ ዝተፈላለየ ሃገራት፡ ንኤርትራ ዝመርሕ ዘሎ ስርዓት ብፖለቲካ ርስሓት ዝተበልዐ ስለዝኾነ ክጸሪ ኣለዎ ክብሉ ገሊጾም።

Read more: ሄሎት ኣብ ዝተባህለ ሓውሲ ቤት...

እቶም ኣብ ምምሕዳር ከተማ ወይ መዘጋጃ ቤት ቦሎኛ ዝሰርሑ ኢጣልያውያን ንጹሃት’ዮም። ነቲ ንጽህናኦም ወይ ቅንዕናኦም መን ክብለጸሉ ሓሲቡ መደባቱ የዋድድ ከምዘሎ ኣይፈልጡን ኣለው።

Read more: ህልቂት 3 ጥቅምቲ 2013 ድሮ...

Here is a news article.

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox