^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 42 guests and no members online

ሕብረት ኤውሮጳ ንሓደገኛ ጉዕዞ ስደት ሓድሽን ግብራውን

ስጉምቲ ብምሕንጻጽ ክገጥሞ ጻውዒት ቀሪብሉ

ኤዱ ቴክ ዝተባህለ እንግሊዛዊ ኩባኒያ፡ ካብ ዝኣተዎ ውዑል ወጻኢ፡ ምስ መንግስቲ ኣስመራን መሻርኽቱን ብምትእስሳር፡ ኣብ ብልሽዋና ጥሒሉ ስለዝተረኽበ፡ ምስኡ ዝነበሮ ኩንትራት ከም ዝሰረዞ ልምዓት ባንክ ኣፍሪቃ ኣፍሊጡ።

ኤዱ ቴክ ዝተባህለ እንግሊዛዊ ኩባኒያ፡ ካብ ዝኣተዎ ውዑል ወጻኢ፡ ምስ መንግስቲ ኣስመራን መሻርኽቱን ብምትእስሳር፡ ኣብ ብልሽዋና ጥሒሉ ስለዝተረኽበ፡ ምስኡ ዝነበሮ ኩንትራት ከም ዝሰረዞ ልምዓት ባንክ ኣፍሪቃ ኣፍሊጡ።

ንዝኽሪ ዓመት ግዳያት ላምፐዱዛ ኣብ ኩሉ ኩርነዓት ምድላዋት ኣብ ዝግበረሉ ዘሎ እዋን፡ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 250 ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ኣብ ባሕሪ ሊብያ ከም ዝሃለቑ ይንገር ኣሎ።

Read more: ህዝቢ ጸሮናን ከባቢኣን ሕጋዊ ናይ...

ህግደፍ ኣስታት ንልዕሊ ሰለስተ ሰሙን ዝቐጸለ፡ ኢትዮጵያዊ ተቓዋሚ ውድብ ደምህት ዝተሳተፎ

ኣብ ከተማን ገጠርን ኣልማማ ግፋ የካይድ ኣሎ።

ኣብ ወደብ ካለ ፈረንሳ ዝርከቡ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት

ሕጂ’ውን ዕግርግር ይፈጥሩ ከም ዘለው ከንቲቫ እታ ከተማ ኣፍሊጡ፡

ናይ ሽወደን ዜግነት ዘለዎ ኤርትራዊ ኣቶ ኣርሀ ሓመድ ናካ

ኣባል ባይቶ ሽወደን ኮይኑ ተመሪጹ

Read more: ንልዕሊ 8 ኣዋርሕ ኣብ ሓውሲ ደሴት...

ባይቶ ሃገራት ዓረብ ንተግባራት ህግደፍ ብትሪ ኮኒኑ።

ንዝኽሪ ግዳያት ላምፐዱዛ ምድላዋት ይገበር ኣሎ።

መንግስቲ እስራኤል ኣብ ልዕሊ 7000 ሱዳናውያንን ኤርትራውያንን ክወስዶ ዝዳለወሉ ዘሎ

ናይ ምብራር ስጉምቲ መሰረት ዝገበረ በዓል 83 ገጽ ጸብጻብ ወጺኡ።

Read more: ሓሎት ኣብ ዝተባህለ ሓውሲ ቤት...

ኣብ ሃገረ ጀርመን ሓደ ወዲ 19 ዓመት ኤርትራዊ መንእሰይ

ካብ ፐላሶ ጸዲፉ ህይወቱ ከም ዝሓለፈ ተገሊጹ

ኣብ ግዜ ባዕዳውያን ገዛእቲ ዝተሰርሐ ትሕተ ቅርጻ ኤርትራ፡

ብህግደፍ ካብ ጠቕሚ ወጻኢ ከምዝኾነ ተፈሊጡ።

ኣብዘን ዝሓለፈ 8 ኣዋርሕ ኣስታት 2000 ስደተኛታት

ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም ከም ዝሞቱ ሓደ ስታቲስቲካዊ ሓበሬታ ኣረዲኡ።

Read more: ስርዓት ህግደፍ ክ/ሰራዊት ኣዋፊሩ...

ብመሰረት ሓደ ናይ ስዊትዘርላንድ ቤት ፍርዲ ዝሃቦ ውሳነ፡ መንግስቲ ስዊትዘርላንድ ንሓደ ኣብ እስራኣኤል ማእሰርቲ ዝጽበዮ ዝነበረ ኤርትራዊ ዜጋ፡ ፖለቲካዊ ዕቑባ ከም ዝሃቦ ኣፍሊጡ። እቲ ነዚ ውሳነ ዘጽደቐ ናይ ፈራዶ ፓኔል፡ ሰለስተ ዝኣባላቱ ኣኽበርቲ ሕጊ ፌደራላዊ ጉባኤ ፍትሒ ስዊትዘርላንድ ኮይኑ፡ ጉዳይ ናይ’ዚ ኤርትራዊ ዜጋ ብጥንቃቔን ዝርዝርን ድሕሪ ምርኣዩ’ዩ እቲ ፓኔል ኣብ’ዚ ውሳነ ክበጽሕ ክኢሉ።

Read more: መንግስቲ ስዊትዘርላንድ ኣብ እስራኤል...

ስርዓት ህግደፍ ብስም ፈስቲቫላት ወተሃደራዊ ሓይሉ ዘደልድለሉ ገንዘብ ይእከብ ከም ዘሎ ተፈሊጡ።

ኣብ ኤርትራ ዘይሕጋዊ ንግዲ፡ ወግዓዊ መግለጺ ዝተረፎ ብኣፍልጦ መንግስቲ

ከም ዝካየድ ምንጭታት ሓቢሮም።

ኢሳያስ ንመድሕን ስልጣኑ ቅጥዒ ዘይብሉ ወተሃደራዊ መዓርግ ከም ዝሃበ ይግለጽ ኣሎ

Read more: መበል 53 ዓመት ምጅማር ብረታዊ...

ክርማት ሎሚ ዘመን ነቶም ብባሕሪ ሜዲትራኒያን ክሰግሩ ዝህቅኑ

ስደተኛታት ኣዝዩ ሓደገኛ ኮይኑ ከም ዘሎ ተሓቢሩ።

ላዕለዎት ሓለፍቲ ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ደቆምን መቕርቦምን ናይ ሕነ ምፍዳይ ስጉምቲ ከይውሰድ

ኣብ ከቢድ ስግኣት ከም ዝርከቡ ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ ሓቢሩ

ኮሚሽኔር ውሽጣዊ ጉዳያት ሕብረት ኤውሮጳ ንድሕነት ስደተኛታት ዝምልከት

ሓድሽ ውጥን ኣብ ምንዳፍ ከም ዝርከብ ተፈሊጡ

 

Read more: ኤርትራውያን ብስእነት ኤሌትሪክ ጸሞም...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox