^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 54 guests and no members online

መንግስቲ ህግደፍ ንሓደ ወተሃደራዊ መኮነን ሃገረ ጅቡቲ ኣሲሩ ከምዘሎ ተገሊጹ።

መንግስቲ ደንማርክ ናብ ሃገሩ ብዝኣትው ዘለው ስደተኛታት ከም ዝተገረመን፡

ነዚ ዘይንቡር ዝበሎ ቁጽሪ ሓተቲ ዕቑባ ንምጽራይ ተበጊሱ ከም ዘሎ ተፈሊጡ።

መደበሩ ኣብ ዱባይ ጌሩ ከም ሓላፊ ዕድጊ ህግደፍ ኮይኑ ክሰርሕ ዝጸንሐ ኣቶ መሓሪ ወልደስላሴ

ንጸረ-ህዝቢ ስርዓት ህግደፍ ራሕሪሑ ናብ ኣመሪካ ከም ዝኸደ ተሓቢሩ።

Read more: ኢጣልያ ብድሕሪ ሕጂ ኣብ ባሕሪ...

ካብ ወርሒ ናብ ወርሒ ተላጊቡ ዝካየድ ዘሎ ፈስቲቫላት ህግደፍ፡

ብኽሳራ ይዛዘም ከም ዘሎ ተፈሊጡ

ኢትዮጵያ ብምቕባል ስደተኛታት ኣብ ኣፍሪቃ ቀዳማይ ቦታ ከም ዝሓዘት፡

ብዝሒ ኤርትራውያን ስደተኛታት ድማ ኣብ ሳልሳይ ቦታ ከም ዝርከብን ተሓቢሩ።

Read more: ብዙሓት ስደተኛታት ኣሳፊራ ካብ...

    የማናይ ኢድ ኢሳያስ ኣፈ-ወርቂ ከም ዝኾነ ዝዝርበሉ የማነ ገብረኣብ (ማንኪ)

ንገለ ኤርትራውያን ኣታሊሉ ኣስታት 10 ሚሊዮን ዶላር ዝግመት ከም ዝወስደ ምንጭታት ሓቢሮም።

ተለቪዥን ኣልጀዚራ ዘዘራረበቶም ክኢላታት ንዋሕዚ ስደት ኤርትራውያንን

 

ዝገጥሞም ዘሎ ሓደጋን ኣኣምሮ ዘናውጽ ተርእዮ ክብሉ ገሊጸሞ

 

 

Read more: ከቢድ ውግእ ኣብ ዝካየደላ ዘሎ ሃገረ...

     ካብ ምንጭታት ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ)

  1. እቲ ምእንቲ ምሉእ ዘይጉዱል ነጻነቱን ሓርነቱን ከቢድ ዋጋን ረዚን መስዋእትነትን ዝኸፈለ ህዝቢ ኤርትራ ብሰንኪ’ቶም ካብ ሕቁፉ ዝተወልዱን ንጸረ ህዝቢ ፖሎቲካዊ ስልጣን ዝበቕዑን መራሕቲ ገባቲ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ትጽቢቱ ዘይነበረ ዝበጽሖ ዘሎ ኣስካሓካሒ ዝኾነ ፖሎቲካዊ፡

Read more: ትዕግስቱ ዝወድአ ህዝቢ ካብዚ ዝኸፍእ...

ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ሊብያ፡ ብኣርባዕተ ተነሓናሕቲ ሚሊሻታት ተኸቢቦም

መውጽኦ ስኢኖም ኣብ ሽግር ከም ዝርከቡ ተገሊጹ።

ስርዓት ህግደፍ ብሞት ናይ 150 ኤርትራውያን ዋላ ሓንቲ ቃል ዘይምስትንፋሱ

መግለጺ ኣብ ህዝቢ ዘለዎ ንዕቀት ምዃኑ ተሓቢሩ።

ኢሳያስ ኣፈ-ወርቂ፡ ተመሃሮ ዘምጽእዎ ትሑት ነጥቢ፡ ካብ ውርጹጽ ስርዓተ ትምህርቲ ዝብገስ’ዩ ክብል ከም ዝገለጸ ቤት ጽሕፈት ዜናን ሓበሬታን ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣፍሊጡ።

ወተሃደራት ህግደፍ ኣብ ከተማ ኣስመራ ኣብ ግፋ ባኒ ተዋፊሮም ውዒሎም።

Read more: መንግስቲ ኣመሪካ “ስርዓት ኣስመራ”...

ራብዓይ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ብሄረ ዓፋር ኤርትራ ብ9 ነሓሰ 2014 ተኸፊቱ።

ሩስያ ኣብ’ዚ ቀረባ እዋናት ኣብ ማያት ባሕሪ ኤርትራ ወተሃደራዊ ልምምድ ከተካይድ መደብ ከምዘለዋ ካብ ሰበ-ስልጣን ህግደፍ ዝለሓዂ ሓበሬታ ኣፍሊጡ።

ብሰንኪ ልጓም ኣልቦ ገባቲ ስርዓት ህግደፍ ዝኸተሎ ዘሎ ኣዕናዊ ፖሊሲ፡

Read more: ህዝቢ ኤርትራ ክዋሳኣሉ ካብ ዝግበኦ...

ካብ ምንጭታት ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስደለ)

  1. ውልቀ-መላኺ ኢሳይያስ፡ ኣብ ድሮ 6 ፌስቲቫል መንእሰያት ህግደፍ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፡ ንህዝቢ ንምድንጋርን ፈላልዩ ንምግዛእን ይጠቕመኒ'ዩ ዝበሎ መርዛም ፕሮፓጋንዳ ክነዝሕ ውዒሉ፡፡

Read more: ሎሚ’ውን ውልቀ-መላኺ ኢሳይያስን...

ዲምህት ዝተባህለ ኢትዮጵያዊ ውድብ

ኣብ ኩሉ ዓውድታት ንኤርትራውያን ተኪኡ ይሰርሕ ከም ዘሎ ተገሊጹ።

ኣስታት 200 ስደተኛታት ኣሳፊራ ብ27 ሓምለ 2014

ካብ ገማግም ትሪፖሊ ዝተበገሰት ጃልባ ደሃይ ከም ዘጥፈአት ይግለጽ ኣሎ።

Read more: ስርዓት ህግደፍ ቅልጽሙ ተኣማሚኑ...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox