^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 45 guests and no members online

መንበሪ ኣባይቲ ክሰርሑ ዓቕምን ድሌትን ዘለዎም ዜጋታት፡

ናይ ስራሕ ፍቓድ ስኢኖም ይከላበቱ ኣለው።

መንገዲ ሊብያ ንህይወት ስደተኛታት ኣዝዩ ሓደጋኛ ኮይኑ ከም ዘሎ ተፈሊጡ።

Read more: ኣብ ስቶክሆልም ሽወደን ኣንጻር...

ነናብ ዓዶም ተፋኒዮም ዝተባህሉ ኣባላት መበል 27 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት፡

ድሕሪ ወርሒ ናብ ሳዋ ክምለሱ ትእዛዝ ከም ዝተዋህቦም ተገሊጹ።

ምግባር ፈስቲቫል ቦሎኛ ኣብ ኣባላት ህግደፍ መዛረቢ ዛዕባ ኮይኑ ምህላው ይግለጽ ኣሎ።

Read more: ኤርትራውያን ብሃገራት ላንቲን ኣመሪካ...

ህግደፍ ኣብ ሃገሩ ከቢድ ዋኒኑ ከም ዘይብሉ ብተግባር ኣረጋጊጹ ዝሓደረ’ዩ። እታ ሒዝዋ ዘሎ ስልጣን ብስም ህዝብን ሳላ ህዝብን ከም ዝረኸባ፡ ብቑጠዐ ህዝቢ ድማ ከም ዝስእና ብልክዕ ዝርደኦ ኣይመስልን።

Read more: ህልዊ ኩነታት ስርዓት ህግደፍ፡...

ካብ ሊብያ ናብ ኤውሮጳ ንምስጋር ካብ ዝተበገሱ ስደተኛታት 20 ሰባት ከም ዝሞቱ ተገሊጹ።

ወልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈ-ወርቂ ላዕለዎት ወተሃደራዊ መኮነናቱ ኣብ ውልቀ ዋኒኖም ጥሒሎም ከም ዘለው ኣሚኑ፡ መንግስቲ ኣብ ልዕሊኦም ኣድላዪ ዝበሎ ስጉምቲ ክወስድ ምዃኑን ኣፍሊጡ።

Read more: ምሕዝነት ኤርትራውያን ሽወደናውያን...

ኣብ ሓይሊ ኣየር ህግደፍ ተክኒሻን በረራ ኮይኑ ዝሰርሕ ዝነበረ ምክትል ተለንተ ኣራፋይነ

ኣብ ካርቱም ንኢምባሲ ኢትዮጵያ ኢዱ ከም ዝሃበ ይገልጸ ኣሎ።

ስርዓት ህግደፍ ኣብ ምእካብ ዘይሕጋዊ ግብሪ፡

ብተጽዕኖ ሃገራት ምዕራብ ሜላ ቀይሩ ይሰርሕ ከም ዘሎ ተፈሊጡ።

ላዕለዎት ሓለፍቲ ኦርቶዶክሳዊት ቤተ-ክርስትያን፡ ኣንጻር’ቲ ብ4 ኣቡናት ካቶሊካዊት ቤተ-ክርስትያን “ሓውኻ ኣበይ ኣሎ” ብዝብል ዝወጸ ጽሑፍ መግለጺ ከውጽኡ ጸቕቲ ይገበረሎም ከም ዘሎ ተፈሊጡ።

Read more: መንግስታት ካናዳን ኲዌትን ብሰሪ...

7 ኤርትራውያን ኣብ መስመር ሱዳን ሊብያ ብሓደጋ መኪና ከም ዝሞታ ተገሊጹ።

ብሰንኪ ምቁራጽ ኤሌትሪክ ትካላት ጥዕና ኤርትራ ኣብ ደውታ ከም ዝርከባ ተፈሊጡ።

Read more: ህግደፍ ኣብ ቦሎኛ ፍጹም ዘይተጸበዮ...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox