^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 87 guests and no members online

ማሕበር ረድኤትን ምዕባሌን ኤርትራ

ኣገዳሲ ሓበሬታ

ማሕበር ረድኤትን ምዕባሌን ኤርትራ ቅድሚ ወርሒ ብመራኸቢ ቡዙሃን ኣቢላ፡ Star for Star ዝተባህለ ማሕበር ሓካይም ካብ ሰምየን ኣመሪካ ናብ ሰፈር ስደተኛታት ኣብ ሰምየን ኢትዮጵያ (ትግራይ) ብምኻድ፡ ናይ ሕክምና ኣጎልጉሎት ንስደተኛታት ክህብ

Read more: ኣገዳሲ ሓበሬታ

ህግደፍ ቤት ምኽሪ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝወሰነሉ

ብይን እገዳ ክለዓለሉ ንመንግስቲ ቻይና ሓቲቱ

ልኡኽ ህግደፍ ካብ 18-22 ሚያዝያ 2017 ኣብ ህዝባዊት ቻይና ኣብ ዝገበሮ ዑደት፡ ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ዋንግ ዪ ኣብ ዝተራኸበሉ፡ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝበየነሉ እገዳ ክልዓለ፣ ቻይና ደጋፊ ተራ ክጻወት ከም ዝሓተተ ረድዮ

Read more: ኣብ ከባቢ ሃይኮታ ብፖሊሲ ተኲስካ...

ብኣማኢት ዝቑጸሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት ነጻ ናይ ስኒ ሕክምና ረኺቦም።

ማሕበር ረድኤትን ምዕባለን ኤርትራን ካብ ኣመሪካ ዝመጸት ስታር ፎር ኤ ስታር ( Star For A Star) ዝተባህለ 15 ኣባላት ዝሓዘት ጉጅለ ሓካይም ስኒን ብምትሕብባር፡ ኣብ ኢትዮጵያ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ጉዳይ ስደተኛታት (UNHCR) ኣብ

Read more: ብኣማኢት ዝቑጸሩ ኤርትራውያን...

ኣብ ከተማታት ኤርትራ ዘሎ ሕጽረት ማይ እናበኣሰ ይኸይድ፡

ንሓደ ፊስቶ ማይ 60 ናቕፋ ይግዛእ ከምዘሎ ተፈሊጡ

ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ኣዝዩ ከቢድ ናይ ማይ ጸገም ወዲቑ ከም ዘሎ፡ ማይ ዘዙራ ቦጣት እንተረኸበ ከይደቀሰ መስርዕ ሒዙ ክጽበ ከም ዝሓድር፡ መብዛሕቲኡ ግዜ ትጽብይ ሓዲሩ ጥራሑ ገዛኡ

Read more: ኣብ የመን ወዲቓ ኣብ ዝተሓምሸሸት...

ብሰንኪ ሕማም ኮለራን፣ ግፍዕኛ ኣተሓሕዛ ስርዓት ህግደፍን፣ ኤርትራውያን እሱራት ህይወቶም ይስእኑ ኣለዉ።

ብዘተፈላለየ ምኽንያታት ኣብ ቤት ማእሰርቲ “ሕሽፈራይ” (ከባቢ ሓጋዝ) ተኣሲሮም ዝነበሩ፣ ብሰንኪ ኣብቲ ቤት ማእሰርቲ ተዘርጊሑ ዝርከብ ተላጋቢ ሕማም ኮለራ ብዙሓት ብከቢድ ተጠቒዕም ምህላዎም ተፈሊጡ። ካብኣቶም 21 ዝኾኑ ኣብ ሆስፒታል “ግላስ”

Read more: ብሰንኪ ሕማም ኮለራን፣ ግፍዕኛ...

በዓልቲ ቤቱ ንሚኒስተር ዜና ነበር ስርዓት ህግደፍ ኣቶ ባራኺ ገ/ስላሴ

ካብ ፖላሶ ተወርዊራ ነብሰ ቅትለት ከም ዝፈጸመት ተሊጹ።

በዓልቲ ቤት ናይ’ቲ ጽገናዊ ፖለቲካዊ ለውጢ ብምጥላቦም ሃለዋቶም ኣብ ዘይፍለጥ ተሸሪቦም ካብ ዘለዎ ኣባላት ጉጅለ 15 ሓደ

Read more: ከተማ ሓጋዝ ግዳይ  ኣዕናዊ ፖሊሲ...

ካብ 13-16 ሚያዝያ 2017 ክካየድ ዝተመደበን 600 ሰባት ክሳተፍዎ ትጽቢት ተገይርሉ ዝነበረ

ዋዕላ ደቂ ህግደፍ ኣብ ሆላንድ ብሳላ ሓያልን ውሁድን ጻዕሪ ደምበ ደለይቲ ለውጢ ተሰሪዙ

Read more: መራሕቲ ፖለቲካዊ ውድባት ህዝቢ...

ዜናታት ሃገር !

  • ሃብቲ ዓሳ ኤርትራ ብወጻእተኛታት ይምዝመዝ ኣሎ።

ኣብ ከባቢ ቀይሕ ባሕሪ ብዝርከባ ሃገራት ከምኒ የመንን ምስርን፣ ኣብ ማያትን ዘሎ ዓሳታት ከይ ኣኸለን፣ ኣብ ማያት ኤርትራ ብምእታው፣ ሕጊ ዘይፍቅዶ ኣገባብ ምግፋፍ ዓሳ ብምጥቃም፣ ብዝተራቐቕን፣ ካብ ቊጽጽር ወጻኢ ብዝኾነን ኣገባብን ናውትን፣ ለይቲ ምስ መዓልቲ ገደብ ዘይብሉ ምግፋፍ ዓሳታት ኣብ ገማግም ኤርትራ የካይዳ ምህላወን፣ ምንጭታት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ካብ ውሽጢ ሃገር ዝላኣኽዎ ሰፊሕ ጸብጻብ ኣረጋጊጹ

Read more: ዜናታት ሃገር !

ህላዊ ዓለማዊ ፖለቲካዊ ኩነታት፡ ናብ’ቲ ዝሓለፈ መድረኽ ዝሑል ኲናት

ገጹ ይምለስ ከም ዘሎ ዘመላኽቱ ተርእዮታት ይኽሰቱ ከም ዘለው ተገሊጹ።

ግብረ ሽበራውያን ሓይልታት ዘውርድዎ ዘለው ሞትን ዕንወትን ከይኣክል፡ ተነሓናሕቲ ርእሰ ሓያላን ሃገራት ብዓለምን ብዞባን

Read more: ኣብ ግብጺ ኣብ ልዕሊ ኣብ ጸሎት...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox