^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 98 guests and no members online

ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዓሰብ ኣብ ሓደ ናይ ሓለዋ ቦታ ተመዲቦም ዝነበሩ ወተሃደራቱ ብምሉኦም ከም ዝኣሰሮም ተገሊጹ

እቶም ብሃንደበትን ብሓደግ ግዜን ዝተኣስሩ ወተሃደራት ብዝሖም ኣስታት 30 ከም ዝበጽሕ፡ መብዛሕቲኦም ብኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት

Read more: ብኢሳያስ ኣፈወርቂ ዝምራሕ መንግስቲ...

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ምኽንያቱ ብልክዕ ብዘይተነጸረ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝኣተወት ሓንቲ ካብ ማእከሎት ሓለፈቲ ጃንዳ ህግደፍ ዝኾነ ወ/ሮ ፋና ተስፋማርያም፡ 5 ቤተ-ሰባ’ውን ኣብ ቀይዲ ከም ዝወዓሉ ተፈሊጡ

ወ/ሮ ፋና ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተወት፡ ብኣሰራርሓ ጃንዳ ህግደፍ ብዘይተለምደ ኣገባብ ቀልጢፋ ኣብ ቤት ፍርዲ

Read more: ህዝቢ ዓዲቀ ቤተ ክርስትያን ብዓዲ...

ህጹጽ ዜና ካብ ውሽጢ ሃገር

ጉጅለ መላኺ ኢሳይያስ ሓድሽ ዞባዊ ምምሕዳራት ኣተኣቲዩ !!

                                                   

ስርዓት ህግደፍ፣ ምምሕዳራት ዝተፈላለዩ ዞባታት ሃገርና ብዝምልከት፣ ሓዲሽ ምምሕዳራዊ ምቅይያራት ኣታኣታቲዩ ምህላዉ፣ ምንጭታት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ካብ ውሽጢ ሃገር ዝላኣኽዎ ጸብጻብ ሓቢሩ። ብመሰረት’ዚ ሓዲሽ ምቅይያራት’ዚ፣ ጉጅለ ህግደፍ ንቲ ኣቐዲሙ ንኤርትራ ኣብ ሹደሽተ

Read more: ጉጅለ መላኺ ኢሳይያስ ሓድሽ ዞባዊ...

ኤርትራ ስሩዕ ህይወት ዘሕልፍ መንግስቲ ከም ዘይብላ ተሓቢሩ።

ኣብ ኤርትራ ዘሎ መንግስቲ ስሩዕ ኣሰራርሓ ስለ ዘይብሉ መንግስቲ ኣሎ ክትብል ኣይከኣልን። ካብ ዝፈሽል ልዕሊ 10 ዓመት ዝገበረ’ዩ። ንኤርትራ ምስ ዓለም ዘፋልጥዋ ዘለው ኣብ ዝተፈላለየ ዓውድታት ዝነጥፉ ዘለው ስፖርተኛታት’ዮም። ህዝቢ ካብ መጀመርያ 90ታት ጀሚሩ ካብ ምሕደራ ኢሳያስ ተስፋ ስለ ዝቖረጸ፡ በቲ ካብ ነዊሕ ዝጸንሐ ኣወንታዊ ባህሉ፡ ባዕሉ ንባዕሉ’ዩ

Read more: ኤርትራ ስሩዕ ህይወት ዘሕልፍ...

ኣብ ሊቢያ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ትሕቲ ዕድመ ህጻናት ግዳይ ጾታዊ ዓመጽን ባርነታዊ ዕዮን ይኾኑ ከም ዘለው ትካል ህጻናት ኣድሕን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ማለት ዩኒሴፍ ሓቢሩ።

ኣህጉራዊ ትካል ህጻናት ኣድሕን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ማለት ዩኒሴፍ ሓደገኛ ጉዕዞ ህጻናት ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ዘውጸኦ

Read more: ካብ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ብመኪና...

ኣማሓዳሪት ዞባ ደቡብ ፋና ተስፋማርያም፣ ኣብ ሓምሻይ መደበር ፖሊስ ኣስመራ ተኣሲራ !!

ኣማሓዳሪት ዞባ ደቡብ ወ/ሮ ፋና ተስፋማርያም፣ ኣብ ሓምሻይ መደበር ፖሊስ ኣስመራ፣ ካብ ቅድሚ 10 መዓልታት ይኸውን፣ ብስርዓት ህግደፍ ተኣሲራ ምህላዋ ካብ ኤርትራ ዝበጽሓና ዜና ኣፍሊጡ። ቀጥታዊ ምኽንያት መእሰሪኣ’ኳ ብደቂቕ ተፈሊጡ እንተ ዘይሃለወ፣ ምንጭታት ግንባር

Read more: ኣማሓዳሪት ዞባ ደቡብ ፋና...

ስማዊ ባይቶ ዞባ ማእከል’ቲ ስርዓት ዘተኣታተዎ ገንዘባዊ ፖሊሲ ከም ዘይሰርሐ ኣሚኑ፡

ጃንዳ ህግደፍ ናህሪ ዋጋታት ንምቁጽጻር ብዝብል ምኽንያት፡ ባጤራ ናቕፋ ብዘይተጸንዐ ኣገባብ ብሃውሪ ምቓያሩ፡ ኣብ ምምሕያሽ ህይወት ዜጋታትን ምቕናስ ናህሪ ዋጋታትን ዘምጸኦ ለውጢ ከም ዘየለ፡ ንብሕታዊ ወፍሪ ዘተባብዕ ኩነታት ከምዘይተፈጥረ፡ ስለዚ ከኣ ብዙሓት ትካላት፡ ገለ ይዓጽው ገለ ከኣ ንግዲ ፍቓዶም ክቕይሩ ይግደዱን ከም ዘለው እቲ ስማዊ ባይቶ ኣመት ከም

Read more: ኣብ ገለ ፖለቲካዊ ውድባት ዝረአ ዘሎ...

7ይ ውድባዊ ጉባኤ ሰውራዊ ደሞክራሲያዊ ግንባር ኤርትራ /ሰደግኤ/ ኣገደስቲ ውሳኔታትን ለበዋታትን ብምምሕልላፍ ተዛዚሙ።

ምልኣተ ጉባኤኛታት፡ ወከልቲ መሓዙት ፖለቲካዊ ውድባትን ካልኦት ዕዱማት ኣጋይሽን ኣብ ዝተረኸብሉ፡ ህዝብን ሃገርን ካብ

Read more: ትካል ጸጥታ ጉጅለ ህግደፍ ንልክተ...

رئيس الهيئة التنفيذية لجبهة الإنقاذ

يجري لقاءً هامًّا مع فرعي التنظيم في استراليا

عقد رئيس الهيئة التنفيية لجبهة الإنقاذ الوطني الإرترية المناضل الدكتور يوسف برهانو أحمد دين يرافقه المناضل نجاش عثمان، عضو

Read more: رئيس الهيئة التنفيذية...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox