^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 63 guests and no members online

ኣብ ኤርትራ እትዋት እኽሊ ጥራሕ ዘይኮነ፡

ፍርያት ኣሕምልቲ ብሕጽረት ቀረብን ክብሪ ዋጋን ህዝቢ የማርር ከም ዘሎ ተገሊጹ።

ኤርትራ ኣብ’ቲ ብሓያል ባህሪያዊ ደርቂ ዝተጠቕዓ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ትርከብ ምዃና፡ ዓያዪ ሓይሊ ሰባ ብሰርቲ ጸረ-ህዝቢ ስርዓት

Read more: ኣብ ከባቢ ማህሚመት ብፖሊሲ ተኲስካ...

ሰራዊት ህግደፍ ብዓቐን ኮነ ብዓይነት ኣዝዩ ብምድኻሙ

ኣዘዝቲ ኣብ ከቢድ ሻቕሎት ከም ዝኣተውን ተገሊጹ።

ብዓቐንን ብዓይነትን ምንቁልቋል ወተሃደራቶም ዘሻቐሎም ጀነራላት ህግደፍ፡ ካብ ኣብያተ ትምህርቲ ሓውሲካ፡ ዓዲ ዓዲ እናኸዱ ትሕቲ ዕድመ ህጻናት ገፊፎም ኣብ ከባቢ ዓላ ናብ ወተሃደራዊ ተዕሊም የእትውዎም ከም

Read more: ናይ ሜጀርነት ሓላፍነት ዝነበሮ...

ብቕጥራን ተለቢጡ ጽቡቕ ኣገልግሎት ዝህብ ዝነበረ ጎደናታት ከተማ ኣስመራ፡ ኣመቱ ዝገብር ኣካል ስለዘየለ ብዘሕዝን መልክዑ ተኾዓዒቱ ካብ ኣገልግሎት ወጻኢ ይኸውን ከም ዘሎ ተገሊጹ።

ገዚፍ ባጀት ሰሊዐ ኣብ ርሑቕ ገጠራት ህንጸት ትሕተ ቅርጻዊ መደባት ልምዓት የካይድ ኣለኹ እናበለ ክጀሃር ዝስማዕ መንግስቲ

Read more: ኣብ ቤት ማእሰርቲ ህግደፍ ዝርከቡ...

ኣብ ከተማ ጀነቭ (ስዊትዘርላንድ) ኣብ ጸገማት ኤርትራ ዘትኮረ ሓደ ሓበራዊ ዘተ ተቓኒዑ ፍትሕን ተሓታትነትን ክረጋግጽ ቃልሲ ከካይድ ድማ ጸዊዑ

ሰኑይ መጋቢት 13/2017 ኤርትራውያንን ኣዕሩኽ ኤርትራውያንን ኣብ ከተማ ጀነብ ኣብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ላዕለዋይ ተጸዋዒ

Read more: ኣብ ከተማ ጀነቭ (ስዊትዘርላንድ)...

ስርዓት ህግደፍ ኣብ ዓሰብ ኣብ ሓደ ናይ ሓለዋ ቦታ ተመዲቦም ዝነበሩ ወተሃደራቱ ብምሉኦም ከም ዝኣሰሮም ተገሊጹ

እቶም ብሃንደበትን ብሓደግ ግዜን ዝተኣስሩ ወተሃደራት ብዝሖም ኣስታት 30 ከም ዝበጽሕ፡ መብዛሕቲኦም ብኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት

Read more: ብኢሳያስ ኣፈወርቂ ዝምራሕ መንግስቲ...

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ምኽንያቱ ብልክዕ ብዘይተነጸረ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝኣተወት ሓንቲ ካብ ማእከሎት ሓለፈቲ ጃንዳ ህግደፍ ዝኾነ ወ/ሮ ፋና ተስፋማርያም፡ 5 ቤተ-ሰባ’ውን ኣብ ቀይዲ ከም ዝወዓሉ ተፈሊጡ

ወ/ሮ ፋና ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተወት፡ ብኣሰራርሓ ጃንዳ ህግደፍ ብዘይተለምደ ኣገባብ ቀልጢፋ ኣብ ቤት ፍርዲ

Read more: ህዝቢ ዓዲቀ ቤተ ክርስትያን ብዓዲ...

ህጹጽ ዜና ካብ ውሽጢ ሃገር

ጉጅለ መላኺ ኢሳይያስ ሓድሽ ዞባዊ ምምሕዳራት ኣተኣቲዩ !!

                                                   

ስርዓት ህግደፍ፣ ምምሕዳራት ዝተፈላለዩ ዞባታት ሃገርና ብዝምልከት፣ ሓዲሽ ምምሕዳራዊ ምቅይያራት ኣታኣታቲዩ ምህላዉ፣ ምንጭታት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ካብ ውሽጢ ሃገር ዝላኣኽዎ ጸብጻብ ሓቢሩ። ብመሰረት’ዚ ሓዲሽ ምቅይያራት’ዚ፣ ጉጅለ ህግደፍ ንቲ ኣቐዲሙ ንኤርትራ ኣብ ሹደሽተ

Read more: ጉጅለ መላኺ ኢሳይያስ ሓድሽ ዞባዊ...

ኤርትራ ስሩዕ ህይወት ዘሕልፍ መንግስቲ ከም ዘይብላ ተሓቢሩ።

ኣብ ኤርትራ ዘሎ መንግስቲ ስሩዕ ኣሰራርሓ ስለ ዘይብሉ መንግስቲ ኣሎ ክትብል ኣይከኣልን። ካብ ዝፈሽል ልዕሊ 10 ዓመት ዝገበረ’ዩ። ንኤርትራ ምስ ዓለም ዘፋልጥዋ ዘለው ኣብ ዝተፈላለየ ዓውድታት ዝነጥፉ ዘለው ስፖርተኛታት’ዮም። ህዝቢ ካብ መጀመርያ 90ታት ጀሚሩ ካብ ምሕደራ ኢሳያስ ተስፋ ስለ ዝቖረጸ፡ በቲ ካብ ነዊሕ ዝጸንሐ ኣወንታዊ ባህሉ፡ ባዕሉ ንባዕሉ’ዩ

Read more: ኤርትራ ስሩዕ ህይወት ዘሕልፍ...

ኣብ ሊቢያ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ትሕቲ ዕድመ ህጻናት ግዳይ ጾታዊ ዓመጽን ባርነታዊ ዕዮን ይኾኑ ከም ዘለው ትካል ህጻናት ኣድሕን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ማለት ዩኒሴፍ ሓቢሩ።

ኣህጉራዊ ትካል ህጻናት ኣድሕን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ማለት ዩኒሴፍ ሓደገኛ ጉዕዞ ህጻናት ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ዘውጸኦ

Read more: ካብ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ብመኪና...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox