^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 92 guests and no members online

ስለምንታይ ኣብ ደውታ ተኣትዩ፡ ህዝቢ ይሕተት መራሕቲ ውድባት ይመልሱ፡

ኣብ ሓባራዊ ዕዮ ዘድልዮ ሃገራዊ ጉዳይ፡ ሓታትን ተሓታትን ክህሉ ኣለዎ። ተሓታቲ ናይ’ቲ ሓባራዊ ሃገራዊ-ስራሕ መደባት ቀላሲ፡

Read more: ስለምንታይ ኣብ ደውታ ተኣትዩ፡ ህዝቢ...

ብጃምላዊ መቕዘፍቲ ዜጋታቱ ዘይሓዝንን ዜናዊ መርድእ ዝነፍግን ጉጅለ ህግደፍ ብልኡላዊ መሬት ይግደስ’የ ክብል ኣየምሕረሉን ክብሉ ገለ ወሃብቲ ርእይቶ ኣፍሊጦም።

Read more: መንግስቲ እስራኤል ኣሲርዎም ዝነበረ...

ህግደፍ ምስቲ ትማልን ሎሚን ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ኢሉ ክገልጾ ዝጸንሐ መንግስቲ ኣሜሪካ ብምስጢር ክዛተ ምጽንሑ ሓቢሩ።

ሕንቃቐ ዘንቀሎ በሽቀጥቀጥ ደኣምበር፡ ናይ ብሓቂ ምስ ኣሜሪካ መሰረታዊ ባእሲ ከም ዘይብሉ ካብ ቀደሙ መሳርሒ ናይ ኣሜሪካ ምዃኑ’ኳ ርዱእ እንተነበረ፡ ብፍላይ ድሕሪ’ቲ ብምሉእ ስዕረቱ ዝተዛዘመ ኲናት ባድመን ውሳነ ኮሚሽን ዶብ 2003 ምስተዋህበን

Read more: ኣባላት ጸጥታ ጉጅለ ህግደፍ...

ብዓሰርተታት ዝቑጸሩ ኤርትራውያን ብሓደጋ መኪና ህይወቶም ስኢኖም።

ብርክት ዝበሎ ፖለቲካዊ ውድባትን በርገስ ማሕበራት ዝተረኽብሉ ዋዕላ ሃገራዊ ዘተ ኣብ ለንደን ተቓኒዑ።

ኣብ ስዊዘርላንድ ዝርከብ ወኪል ህግደፍ፡ ኣብ’ታ ሃገር ዝርከቡ ኤርትራውያን ኩሎም ናይ ቁጠባ ስደተኛታት’ዮም ክብል ናብ መንግስቲ እታ ሃገር ከም ዘመልከተ ተገሊጹ።

Read more: ብዓሰርተታት ዝቑጸሩ ኤርትራውያን...

ኣብ ኤርትራ ተኸሲቱ ዘሎ ጥሜት፡ ናህሪ ዕዳጋን ሕጽረት ገንዘብን ተወሲኽዎ ኣብ ኣዝዩ ኣሰካፊ ኩነታት ከም ዝርከብ እሙናት ምንጭታት ሓቢሮም።

ህዝብታት ኤርትራ ካብ ካልእ ግዝያት ብዝኸፍአ፡ ብዛዕባ ሽግሮም ኣመት ዝገብር ኣካል ኣብ ዘይብሉ ካብ ማሕበረ-ሰብ ዓለም

Read more: ካብ ቁሸት ባድመ፡ ህግደፍ ኣብ ልዕሊ...

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብነታዊ ሰላማዊ ምስግጋር ስልጣን ተገይሩ።

ትካል ጸጥታ ህግደፍ መርዓውቲ ዝርከብዎም 32 ኣመንቲ ጴንጠቖስጣል ከም ዝኣሰረ ተገሊጹ።

ንግስነት ቀጠር ኣብ ስዋኪን ሱዳን ሓድሽ ወደብ ክሰርሕ ኣብ ስምምዕ ከም ዝበጽሐ ይግለጽ ኣሎ

ንጽጉማት ዝውዕል ገንዘባዊ ደገፍ ንምትእኽኻብ ኣብ ኣሜሪካ ዕዶት ዝገብር ዘሎ ኣቶ ካሕሳይ ይሕደጎ፡ ብህዝቢ ጽቡቕ ኣቀባብላ ይግበረሉ ኣሎ።

Read more: ንግስነት ቀጠር ኣብ ስዋኪን ሱዳን...

መንግስቲ ሪፓብሊክ ሱዳን ዕሉላት ኣባላት ህግደፍ ዝርከብዎም ብጥርጠራ ሒዝዎም ዝጸንሐ 27 ኤርትራውያን ካብ ሃገሩ ኣባሪሩ።

 

መንግስቲ ሱዳን ኣብ ዘይሕጋዊ ተግባራት ክነጥፉ ተረኺቦም ኢሉ ኣብ ቀይዲ ኣእትይዎም ዝነበረ፡ የውሃንስ ዘሚካኤል (ዓዲ ከሎም)፡ ጎይታኦም ኣብራሃን ሓደ ንግዝይኡ ስሙ ዘይተፈልጠ ግን ኣብ ፖርት ሱዳን ሓላፊ ማሕበር መንእሰያት ህግደፍ ምንባሩ ዝተሓበረን ዕሉላት ኣባላት ህግደፍ ዝርከብዎም 27 ኤርትራውያን ብ15 መጋቢት 2018 ካብ ሃገሩ ናብ ኤርትራ ከም

Read more: መንግስቲ ሱዳን  ኣባላት ህግደፍ...

ህግደፋዊ ዓፈና ኣብ መደብ ሽንግርዋ ብግልጺ ተነጸባሪቑ፡-

ቀዳም 17 መጋቢት 2018 ኣብ ሰዓታት ቀትሪ ብቴሌቪዥን ኣብ ዝመሓላለፍ ዝነበረ እስቲፋኖስ (ዘማች)፡ መሓመድን ባርናባስን

Read more: ህግደፋዊ ዓፈና ኣብ መደብ ሽንግርዋ...

ወዲ 94 ዓመት ክቡር ሓርበኛ ኣቦና ሓጂ ሙሳ መሓመድ ኑር ኣብ ቤት ማእሰርቲ ህግደፍ ዓሪፎም

ልዑል ሃይማኖታዊ እምነትን ኣኽብሮት ህዝብን ፍቕሪ ሃገርን ከም ዝነበሮም ዝዝረበሎም ወዲ 94 ዓመት ክቡር ሓርበኛ ሓጂ ሙሳ

Read more: ማሕበር ረድኤትን ምዕባለን ኤርትራ...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox