^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 80 guests and no members online

ኣብ ናይ ሎሚ መድብና ምስ ተጋዳላይ ጀማል ሳልሕ ኣቦ መንበር ኤርትራዊ ዲሞክርሲያዊ ኪዳን ኣብ ሓፈሻዊ ህሉው ኩነታት ሃገርናን፡ ስርዓት ህግደፍን ደምበ ተቃውሞን ብዝምልከት ዝገበርናዮ ቃለ መጠይቕ ነቕርበልኩም።

Read more: ቃለ መጠይቕ ምስ ተጋዳላይ ጀማል...

ኻሕሳይ ይሕደጎሕቶ፡- ብ/ካሕሳይ ዝያዳ ንምብራሃ፡ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ነዊሕ ዓመታት ኣትሒዙ ኣብ ከቢድ ፖለቲካውን ቁጠባውን ጸገም’ዩ ዝርከብ ዘሎ። ሓደ ህዝቢ ብባህሪያዊ ድዩ ሰብ ዝሰርሖ ሽግራት ቁጠባዊ ጸገማት ከጋጥሞ እንከሎ ማሕበረ-ሰብ ዓለም ክደጋገፎ ከሰጋገሮ ግቡእ’ዩ።

Read more: ቃለ-መጠይቕ፡ ድምጺ ሰላምን...

ኻሕሳይ ይሕደጎብጻይ ካሕሳይ ይሕደጎ ንህልዊ ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራ ኣብ ዝምልከቱ ነጥብታት ዘለካ ርእይቶ ከተካፍለና ንዘቕረብናልካ ሕቶ፡ ኣወንታዊ መልሲ ሂብካ ኣብ’ዚ ብምምጻእካ ብስም ሰማዕትና ኣመስግነካ። ቃለ-መጠይቕና በቲ ቀንዲ ዝርገተ ሰላም ፖለቲካ ሃገርና ዝኾነ ስርዓት ክንጅምሮ’ሞ ብናትካ ሚዛን ስርዓት ህግደፍ ከም ስርዓት ኣብ ከመይ ኩነታት ይርከብ?

Read more: ቃለ-መጠይቕ፡ ድምጺ ሰላምን...

TeweldeGhebreselassieሕቶ፡- ከም’ቲ ዝበልካዮ እዚ ምጥፋእ መርሆ ዝበሃል ንኹሉ ውድባት ብማዕረ ዘይምልከቶ ክኸውን ይኸእል’ዩ። ግን ይብል ህዝቢ ኣብ ባይታ መብዛሕቲኡ ስሩዕ ውድባዊ ህይወት ዘየሕልፍ፡ ጸላኢ ብዝገብሮ ሓንሳብ ዝረስን ጸኒሑ ዝዝሕል ኣካይዳ ኣለዎ፡ መደባቱ ኣይትግብርን ዝኣተዎ ቃል ኣብ ተግባር ኣይፍጽምን ተባሂሉ’ዩ ዝዝረብ።

Read more: ቃለ-መጠይቕ፡ ምክትል ኣቦ-መንበርን...

TeweldeGhebreselassieሕቶ፡- ሓፈሻዊ ክግለጽ እንከሎ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራን ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራን መሰረታዊ ናይ ኣረኣእያን ፍልልይ ከም ዘይነበረን ይዝረብ’ዩ፡ እሞ እዚ ሓድሽ ወለዶ መታን ክመሃረሉ ናብ ኲናት ሕድሕድ ዘብጸሐን እንታይ ከም ዝኾነ እንተተገልጸልና?

መልሲ፡- እዘን ክልተ ውድባት ከም’ቲ ኣቐዲምና’ውን ዝበልናዮ ጸረ-መግዛእቲ ዝቃለሳ ዝነበራ ሓርበኛ ውድባት’የን። ንደሞክራስያዊ ኣተሓሳስባታት ዝኸውን ጥጡሕ ባይታ ኣይነበረንን።

Read more: ቃለ-መጠይቕ፡ ምክትል ኣቦ-መንበርን...

TeweldeGhebreselassieሕቶ፡- ናብ’ቲ ንምሁራት ዝምልከት ዝሃብካዮ መግለጺ ክመልሰካ ብ/ተወልደ፡ ምሁር ክበሃል እንከሎ ሓደ ዓይነት ኣይኮነን ንብዙሕ ነገራት’ዩ ዘጠቓልል ንሕና ሕጂ ጉዳይ ፖለቲካ’ዩ ዘዛርበና ዘሎ፡ ምሁርን ፖለቲካን ከመይ’ዮም ዝኸዱ? ኣብ ብዙሕ ኣጋጣሚታት ምሁራት ክሳተፉ ኣለዎም ይበሃል’ዩ። ግን ዕድመ ተጌርሎም ብተወፋይነት ዝሳተፉ ኣዝዮም ውሑዳት’ዮም። ስለዚ ኣብ’ዚ ዝኸይድ ዘሎ ፖለቲካ ከመይ’ዮም ክዋስኡ ዘለዎም።

Read more: ቃለ-መጠይቕ፡ ምክትል ኣቦ-መንበርን...

TeweldeGhebreselassieሰላም ዝኸበርኩምን ዝኽበርክንን ተኸታተልቲ ፈነወ ረድዮ ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ፡ ኣብ ዙርያ’ዚ እናኸፍአን እናተሓላለኸን ዝኸይድ ዘሎ ፖለቲካ ኤርትራ፡ ካብ ዘለዎ ውህሉል ተመክሮ እንታይ’ዩ እቲ ጠንቅን መፍትሒኡን ከብረሃልና፡ ንተጋዳላይ ተወልደ ገብረስላሴ ምክትል ኣቦ-መንበርን ኣቦ-መንበር ፖለቲካዊን ፕሮፖጋንዳውን ቤት ጽሕፈትን ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ፡ ዝገበርናዮ ሰፊሕ ቃለ-መጠይቕ ብድምጺ ምቅላሕና ዝዝከር’ዩ። ንርዝነት ናይ’ቲ ትሕዝቶ ኣብ ጻብጻብ ብምእታው ድማ እናሆ ናብ ጽሑፍ ገልቢጥና ንዝርገሖ ኣለና ሰናይ ንባብ!

Read more: ቃለ-መጠይቕ፡ ምክትል ኣቦ-መንበርን...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox