^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 52 guests and no members online

ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)

ጋዜጣዊ መግለጺ

ሓሙሻይን ናይ መወዳእታን መዓልቲ 2ጉባኤሎሚ መዓልቲ፡ 24 መስከረም 2017 ዓ. ፈ. ቅድሚ ቀትሪ ምምራጽ መሪሕነት ብጽፉፍ ኣገባብ ተኻይዱ፡ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ድማ ንናይ 2ይ ውድባዊ ጉባኤ ናይ ክብሪን ወግዒን መዛዘሚ ምኽንያት ብምግባር ብወናማት ናይ ደግሓኤ ክፍሊ ባህሊ ምስ ወናማት

Read more: ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ደሞክራስያዊ...

ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)

5ይ መዓልውዕሎ ኣብ 2ይ ውድባዊ ጉባኤ

ኣብ ናይ ትማሊ ናይ 4ይ መዓልቲ ሓበሬታና፡ ኣብቲ ዝቐረበ ንድፊውድባዊ ህንጻ-ሕጊመሰረት ብምግባር ምሉእ መዓልቲ ሕጂውን ከምቲ

Read more: ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ደሞክራስያዊ...

ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)  3ይ መዓልውዕሎ ኣብ 2ይ ውድባዊ ጉባኤ

ኣብ ናይ ትማሊ ሓበሬታና፡ ናይ ኩለን ቤት-ጽሕፈታት ፈጻሚ-ኣካልንኦዲት ኮሚሽንንዞባታትን ጨናፍራትን፡ ደግሓኤ ደቂቕን ሰፊሕን ዝርዝር ጻብጻብ ናይ 3ተ ዓመት ክቐርብ ከምዝወዓለ፡ ኣብ መወዳእታ ከኣ ንነፍሲ ወከፍ ዝቐረቡ ጸብጻባት ድምጺ ተገይርሎምብደሞክራስያዊ ኣገባብ ብምሉእ ድምጺ ኣባላት ጉባኤ

Read more: ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ደሞክራስያዊ...

ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)ኣብ 2ይ መዓልቱ፡

2ይ ውድባዊ ጉባኤ ኣብ 2ይ መዓልቱ፡

ኣብቲ ብክብ ዝበለ ድምቀትን ዓጀባን ትማሊ መዓልቲ ካብ ናይ ዕጡቓት ናይ ፕሮፖጋንዳን ምንቕቓሕን ኣሃዱታትን ኣባላት መሪሕነትን መሰረታትን ውድብ፡ ካብ ህዝብና ድማ ካብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ዝመጹን፡ ካብ መሓዙት ውድባትን፡ ሰልፍታትን ማሕበራትን ሓለፍትን ተወከልትን ኣሳቲፉ ብምዕሩግ ኣገባብ ዝተኸፍተ ካልኣይ ጉባኤ ደግሓኤ ሎሚ ድማ 21 መስከረም 2017 ንካልኣይ መዓልቱ

Read more: ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ደሞክራስያዊ...

ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)መኽፈቲ 2ይ ውድባዊ ጉባኤ፡

ልኣይውድባዊ ጉባኤ ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)ብውድባዊ ሰሚናር ኣቢሉ፡ ዘብርሆን ዘጻፈፎን መደባት ኣቃኑዑ። ን2ይ ውድባዊ ጉባኤ ቅድመ-ተደላይነታቱ ኣዋዲዱ፡ ኣብ ዝተመደበሉ ግዜን ቦታን ሎሚ መዓልቲ 20 መስከረም 2017 ሰዓት 2 ድ.ቀ. ብናይ ዝኽሪ ስዉኣት መዝሙር ብጉጅለ ባህሊ ተሰንዩ ብክብ

Read more: ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ደሞክራስያዊ...

ውድባዊ ሰሚናር ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ) ሰሚናርኣብ ሳልሳይመዓል 9/18/17፡      “

ኣብ ውድባዊ ሰሚናር ንምይይጥ ዝተዳለወ ሰነድሎሚ ሳልሳይ መዓልቱ ዝቐጸለ ኮይኑ፡ ምሉእ ብምሉእ ብክብ ዝበለ ሓላፍነታዊን መድረኻዊን ክትዓትን ምምይያጥን ኣካይድሉ።ንዕኡ መሰረት ብምግባር ኣብዚ ናይ ሳልሳይ መዓልቲመዛዘሚ ናይቲ ሰሚናር ሓላፍነት ዝመልኦም ርእይቶታትን ገምጋማትን ለበዋታትን ካብ ተሳተፍቲ ክቐርቡ እንከለዉ፡ እዚ ሰሚናር እዚ ኣብ

Read more: ውድባዊ ሰሚናር ደሞክራስያዊ ግንባር...

ውድባዊ ሰሚናር ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ)

ኣብ ዝተመደበሉ ግዜን ቦታን ብድምቀትን ብዓጀባን ተጀሚሩ

ውድባዊ ሰሚናር ደግሓኤበቲ ዝተመደበሉ ግዜን ቦታን ሓድነታዊ ፍናን ብዝመልኦ ኣገባብ፡ ሎሚ መዓልቲ 16መከረም 2017ብናይ ዝኽሪ ኩሎም

Read more: ውድባዊ ሰሚናር ደሞክራስያዊ ግንባር...

ብምኽንያት መበል 56 ዓመት ዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝብታት ኤርትራ፡

ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደ.ግ.ሓ.ኤ)፡

ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ፣

ህዝብታት ኤርትራ ምእንቲ ሰብኣውን ደሞክራስያውን ክብሮምን ሃገራዊ መንነቶምን ከረጋግጹ ክብሉ፡ ንከባቢ 20 ዓመታት ዝኣክል

Read more: ብምኽንያት መበል 56 ዓመት ዝኽሪ...

ግርጋላዅ አርባ ያኸኒትሪ 1961 ብርፍእንሽኽለመለምሪ

ታና፣ፋሪዕእክባሙርቛብሊኒዂ/ሆደርሽፍሽፋ2017።

( Press Realize> 1st September 1961 start of arms struggle

Democratic Organization of Blin Nation -Eritrea)

ግርጋላዅ አርባ ያኸኒትሪ 1961 ይናክልዲይናሻንዲ፡ላካበናእንገት ለመለምሲተርሲነሪካብሪዲታሪኽሻኽረሪንርአክነድ፡ናይ

Read more: ግርጋላዅ አርባ ያኸኒትሪ 1961...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox