^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 44 guests and no members online

ኤርትራዊ ኪዳን1ሎሚ ኣብ ባሕቲ መስከረም 1961 ብመሪሕነት ጀግና ስውእ/ ሓሚድ እድሪስ ዓዋተ ዝተጅምረ ሰውራ ኤርትራ ኣብ ህልው ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ፍሉይ መድረኽ ዝኾነት መበል 53 ዓመት ነኽብር ኣሎና፡፡ እዛ ዕለት እዚኣ ኣብ ታሪኽ ኤርትራ፡ ሃገራዊ ፍሉይነትን ተዘክሮን ዘሎዋ ዕለት ኮይና፡ ኣብ ህይወት ህዝቢ ኤርትራ ንውሉድ ወለዶ ዝሰግር መድረኽን ግዜን ዘይገትኦ ነባሪ ታረኽ ብምዃና፡ ጸገማትን ግርጭታትን ንምስጋርን ንኤርትራዊ ሃገራዊ ሓድነትን ልዑላውነትን ነጻ ሃገርን ንምርግጋጽ መሰረት ዘንጽፍን ሃገራዊ ትልሚ ንምስራጽ ሞራላውን ንያታውን ድፍኢት ዝህብን’ዩ፡፡

Read more: ብምኽንያት ዝኽሪ መበል 53 ዓመት...

ህዝቢ ኤርትራ ድሕሪ ካላኣይ ኲናት ዓለም ከምተን ኩለን  ኣብ ትሕቲ መግዛእቲ ጣልያን ዝነበራ ሃገራት ነጻነታ ክትጓናጸፍ ኣይከኣለትን።  ብሰንኪ ኣድልዎ ዓበይቲ ሃገራትን ሸርሕን ውዲትን መግዛእቲ ኢትዮጵያን እንደገና ኣብ መግዛእቲ ክትቁረን እዩ ዝተገብረ።  በዚ ዘይተጻዕደ ህዝቢ ኤርትራ ሰላማዊ ቃልሲ ኩሕኖ ምስ ኮነ ብመሪሕነት ጅግና ሓምድ እድሪስ ዓወተ ብሓደ መስከረም 1961 ብረታዊ ቃልሲ ተኣወጀ።

Read more: ብአጋጣሚ  ( መበል 53 ) መዓልቲ...

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶENCDC - Toronto branch
Press release
the ENCDC of Toronto branch has successfully celebrated the 53 years, the spark
of the Eritrean arm struggle that led by our hero, martyr leader Hamid Idris

Read more: ENCDC - Toronto branch

ደማክራሲያዊ ውድብ ብሔረ ብሌንለመለም ኤርትሩኵ ንብርፍክ ናይ መታን ጝን። ኒ ናይ እንግጋዅ ኣዳም ላሪ ሻኽጋዅ ጝን። ኤሪውድ ንሽቓ ኣኾ መንደርታዅ ኪዳኹዲሉ ኪደጋዅዲትሉ ፍሪርዶ ናይ ሻጋዅ ጝን። ዪና ወረባ ድጝም ጃበርልድ ዋስናኹዲ ነበብድናኹድትል ሑር ሰጝረት ደገምሰኵ።

Read more: መስከረም 1961ቲ ልበከዲ ግብርዲሲ...

ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራሲያዊ ለውጢህዝቢ ኤርትራ ብተበራረይቲ ባዕዳዊ መግዛእታት ዝተገፈፈ ክብሩን ፖሎቲካዊ ልዕላውነቱን ንምምላስ ብሰላማዊ መንገዲ ዘቕረቦ ዝነበረ ሕቶ ዝኾነ ይኹን ተሰማዕነት ብድሕሪ ምስኣኑ፡ ብባሕቲ መስከረም 1961 ብረታዊ ቃልሲ ከልዕል ዝተገደደ፡ ምሉእ ዘይጉዱል ነጻነቱ፡ ሓርነቱ፡ ሰብኣውን ደሞክራስያውን መሰላቱ ንምጉንጻፍ’ዩ ነይሩ።

Read more: መግለጺ ዝኽሪ ባሕቲ መስከረም 2014

SESADUወርሒ መስከረም 1961 ተጋድሎ ሕዝቢ ኤርትራ ዘበሰረት፣መበል 53 ዓመት አንዝክረላን፣ መስከረም 18 -2001 አቶም 15 ኣባላት መንግስትን ሓለፍትን ደሞክራስያዊ ለውጢ ስለዝሓተቱ ብውልቀ- መላኺ ስርዓት ኢሳያስ ዝተሞቁሑሉን መበል 13 ዓመት አንዝክረሉን ወርሒ ናጽነትን ሓርነትን ዝሓዘት ወርሒ ብምዃና ጽላል ኤርትራዊ-ስዊደናዊ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ንኩሎም ደለይቲ ፍትሕን ደሞክራስያን ዮሃና ይብል።

Read more: ኣገዳሲ ሓበረታ ብዛዕባ ንጥፈታት...

ኤርትራዊ ኪዳን1نحتفل اليوم بالذكرى الـ53 لانطلاقة الثورة الإرترية في الفاتح من سبتمبر 1961، والتي كانت بحق محطة فاصلة في التاريخ الإرتري، وسيظل هذا اليوم محل وقفة وطنية علي مر العصور لتجاوز الأزمات والمعضلات في حياة الشعب الإرتري ، وقفة لتمتين الوحدة الوطنية وخيار سيادة الدولة المستقلة تسهم بقدر مادي ومعنوي في ترسيخ المشروع الوطني مع تعاقب الأجيال وتوالي الحقب، كانت إنطلاقة سبتمبر

Read more: بيان التحالف الديمقراطي...

ኤርትራዊ ኪዳን1ሎሚ ኣብ ባሕቲ መስከረም 1961 ዝተጅምረ ሰውራ ኤርትራ ኣብ ህልው ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ፍሉይ መድረኽ ዝኾነት መበል 53 ዓመት ነኽብር ኣሎና፡፡

Read more: ብምኽንያት ዝኽሪ መበል 53 ዓመት...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox