^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 94 guests and no members online

ደምዳሚ መግለጺ፣
መበል 14 ስሩዕ ኣኼባ ፈጻሚ-ኣካል፡
ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደ.ግ.ሓ.ኤ/
ጀጋኑ ውጹዓት ህዝብታት ኤርትራ!
ፈጻሚ-ኣካል ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/ ካብ ዕለት 10-13 ጥሪ 2017 ኣብ ዘሎ ግዝያት መበል 14 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣሰላሲሉ። ፈጻሚ ኣካል ኣብዚ ኣኼብኡ’ዚ ህልዊ ዓለማዊ፡ ከባብያዊን ሃገራውን

Read more: ደምዳሚ መግለጺ፣ስሩዕ ኣኼባ...

ሰማእታት በሲግዲራ ዖናን

ካብ ብሌን ዝተተርጎመ

(ቓል ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ)

ኣብ ቖላታት ኤርትራ ብስርዓት ኢትዮጵያ ካብ ወርሒ ጥቕምቲ ክሳብ ወርሒ ጥሪ ዘካሕኪሕ ኢሰብኣዊ ቅትለትን ምብራስ ንብረትን ከም ዝተፈጸመ ኣብ ቀዳሞት ጹሑፋትናን ብኻልኦት ደቂ ሃገርን ተጻሑፉ’ዩ።

Read more: ሰማእታት በሲግዲራ ዖናን 

ወዲ ሰብ ኣይነብርዩ ታሪኽዩ ነባሪ

ብምኽንያት ዕረፍቲ ሐርበኛ ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ሶይራ ዝተሰማዓና

መሪር ሐዘን እንዳ ገለጽና ፡ንስዉእ ኣሕመድ ሶይራ ጀና ንስድራቤት ጠልን ጽንዓት ይሃብኩም ንብል፡ካብ ናይ ሐዘንኩም ተኻፈልቲ ኣባላት

ተጋድሎ ሐርነት ኤረትራ ዞባ ጀርመን ፡፡

ወዲ ሰብ ኣይነብርንዩ ታሪኽዩ ነባሪ

ጅግና ኣሕመድ ሶይራ ተሳባሪ

Read more: ወዲ ሰብ ኣይነብርዩ ታሪኽዩ ነባሪ

تصريح صحفي

بناءا علي مقررات السمنار الأول للقوى السياسية وتلبية لدعوة اللجنة التحضيرية ، وإحساسا بالمسؤولية التاريخية المشتركة الملقاة على عاتق كل مكونات المجلس ذات المصلحة الوطنية والحريصة في بقائه وتفعيله كمظلة وطنية جامعة، واستعدادا من القوى السياسية المساهمة مع اللجنة التحضيرية لتذليل كل العقبات التي تواجه عقد المؤتمر الوطني الثاني للمجلس ، فقد عقدت هذه القوى سمنارا تفاكريا في أديس ابابا في الفترة من 14–17 أكتوبر

Read more: تصريح صحفي

ጋዜጣዊ መግለጺ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክርስያዊ ለውጢ ከም ሰፊሕ ሀገራዊ ጽላል መጠን፡ ኣብ መስርሕ ቃልሲ ዘጋጥምዎ ዕንቅፋታት ንምስጋርን ካላኣይ ሃገራዊ ጉባኤ ንምዕዋትን ብመሰረት ቀዳማይ ሰሚናር ናይ ፖለቲካዊ ውድባት ዝተወጠነ መደብ ኣሰናዳኢት ሽማግለ ካላኣይ ሰሚናር ብምጽዋዕ ካብ 14-17/10/2016 ኣብ ዘሎ ግዝያት ምምኽኻራዊ ኣኼባ ኣብ

Read more: ጋዜጣዊ መግለጺ

መብርሂ ኣሰናዳኢት ሽማግለ፣

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ፣

ብዕለት 05 ጥቅምቲ 2016 ኣብ መርበብ ሓበሬታ ጀበርቲ ዶት-ኮም ብቋንቋ ትግርኛ (ንኣባላትና ምክትታል ዝሕግዝ ሚስጢራዊ ሓበሬታ) ብዝብል ኣርእስቲ፡ ኣርማ ኣሰናዳኢት ሽማግለ ዝሓዘ ብሽም ኣባላት ኣሰናዳኢት ሽማግለ ዝወጸ ዕለት ዘይብሉ ጽሑፍ ተኽታትልና። እዚ ጽሑፍ’ዚ ብተናጽል ይኹን ብእኩብ ብኣና ከም ዘይወጸን ኣሰናዳኢት ሽማግለ ፍጹም ብዛዕባኡ ኣፍልጦ ከም ዘይብልናን ነረጋግጽ።

ኣሰናዳኢት ሽማግለ በዘይካ እቲ ዝተውሃባ ግሁድ ዕማም ምስንዳእ 2ይ ሃገራዊ ጉባኤ

Read more: መብርሂ ኣሰናዳኢት ሽማግለ፣...

ኣገዳሲ መግለጺ

ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ) ኣብ ሰሙን ሰለስተ ግዜ: ሰኑይ፣ ረቡዕን ዓርብን ብድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ ክፍንዎ ዝጸንሐ መደብ ብምስፋሕ፡ ኣብ ኩሉ ኩርነዓት ዓለም ዝስመዓሉ ዕድላት ንምርካብ ክጽዕር ጸኒሑዩ። እነሆ ድማ ሕጂ ጻዕርን ጽንዓትን ውፉያትና ብከፊል ኣብ ፍረ በጺሑ፡ ኣብ ኣብ ምርጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ፍሉይ ታሪኽ ዘለዋ ወርሒ መስከረም፡

Read more: መደባት ፈነወ ረድዮ ድምጺ ሰላምን...

ደምዳሚ መግለጺ፣

ሓሙሻይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት፡

ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደ.ግ.ሓ.ኤ/

ጀጋኑ ውጹዓት ተቓለስቲ ህዝብታት ኤርትራ!

ማእከላይ መሪሕነት ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደ.ግ.ሓ.ኤ/ ካብ ዕለት 27 መስከረም ክሳብ 2 ጥቅምቲ 2016 ኣብ ዘሎ ግዝያት፡ ሓሙሻይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣሰላሲሉ። ማእከላይ መሪሕነት ኣብዚ ኣኼብኡ’ዚ ንህልዊ ዓለማዊ፡ ከባብያውን ሃገራውን ውድባውን ኩነታት፡ ብመንጽር ዝካየድ ዘሎ ደምክራስያዊ ተጋድሎ ህዝብታት ኤርትራ እንታይ ይመስሉ ብዕምቆት ገምጊሙን ኣገደስቲ ውሳኔታት ኣመሓላሊፉን።

Read more: ደምዳሚ መግለጺ፣  ሓሙሻይ ስሩዕ...

ብምኽንያት መበል 55 ዓመት ዝኽሪ ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝብታት ኤርትራ፡

ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደ.ግ.ሓ.ኤ)፡

ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ፣

ጀጋኑ ተቓለስቲ ህዝብታት ኤርትራ!

ሎሚ ባሕቲ መስከረም ምውላዕ ሽግ ብረታዊ ተጋድሎ ህዝብታት ኤርትራ ንመበል 55 ዓመት ክንዝክር እንከለና፡ ምዕራፍ ህዝባዊ ቃልስና ከመይ ጀሚሩ ከመይከ ተጓዒዙ፡ እንታይ ውጽኢት’ከ ኣምጺኡ፡ ብሕጽር ዝበለ ክንርእን፡ ካብኡ ናይ ጅግንነትን ሓርበኝነትን ኣወንታዊ ተመክሮ ክንወርስ፣ እቲ ኣብ ድሕረት ተሸኺልካ ንድሑር ሕብረተ-ሰብኣዊ ሕማማት

Read more: ብምኽንያት መበል 55 ዓመት ዝኽሪ...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox