^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 78 guests and no members online

تحية وطنية خالصة،

من دواعي سرورنا وفخرنا أن نلتقي اليوم في الأول من أغسطس 2015 في هذه التظاهرة التاريخية، التي تنظمها،كما جرت العادة في السنين الماضية، المظلة السويدية

Read more: الإخوة والأخوات...

ሎሚ ዕለት 01/ ነሓሰ/ 2015 ብደለይቲ ፍትሒ ሰላማዊ ሰልፊ ንምክያድ ኣብ ከተማ ስቶኮሆልም ተኣኻኪብና ኣለና።

Read more: ዝኸበርኩም ዝኸበርክንን ሓርበኛታት...

ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ንኣመንቲ ምስልምና ድማ ብፍላይ እንቋዕ ንባዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብጽሓኩም ይብል። ባዓል ዒድ ኣልፈጥር ንህዝቢ ኤርትራ ባዓል ሰላምን ፍቅርን ሕድገታትን ክኸውን፡ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ሰናይ ትምኒቱ ይገልጽ።

Read more: ዮሃና ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን...

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ብሕቡራት ሃገራት ዝቖመ ኣጻራዪ ኮምሽን ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ፡ በዓል 483 ገጽ ጸብጻብ ምቕራቡ ይፍለጥ።

Read more: ብኣጻራዪ ኮምሽን ግህሰት ሰብኣዊ...

ንመዓለቲ ሰማእታት 20 ሰነ ምኽንያት ብምግባር፡ ብኤርትራዊ ስምረት ንዯሞክራስያዊ ለውጢ (ኤስዯለ)፡ ዝተዋህበ ውድባዊ መግለጺ

Read more: ንመዓለቲ ሰማእታት 20 ሰነ ምኽንያት...

20 ሰነ፡ ጀጋኑ ሰማእታትና ብኽብሪ እንዝክረላ፡ ብመንፈስ ምስኦም ተራኺብና ዓሚቕ ዘተን ምምኽኻርን እንገብረላ፡ ዝተጠለሙ ዕላማታቶም ንምዕዋት ቃልና እንሐድሰላ ዕለት እያ።

Read more: ውድባዊ መግለጺ ሰደግኤ፡ብምኽንያት...

ማእከላይ መሪሕነት ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/ ካብ 6 ካሳብ 10 ሰነ 2015 ኣብ ዘሎ ጊዝያት ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣሳላስሉ።

Read more: ደምዳሚ መግለጺ፡ ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባ...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox