^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 38 guests and no members online

መግለጺ መሪር ሐዘን

ብምኽንያት ዕረፍቲ, ሐርበኛ መንግስተኣብ ሃይለ,

ንመግለጺ መሪር ሐዘን, መንግስተኣብ ሃይለ, ብኸምዚ ክጅምሮ, ናይ ቶም ቅድሚ ነጻነት እንቢ ንመግዛእቲ, ድሕሪ ነጻነት እንቢ

Read more: መግለጺ መሪር ሐዘን ብምኽንያት...

Red Sea Afar Democratic Oragnization

(RSADO)

Logia, Afar Regional State, Ethiopia

Email: This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.

Date: 19/06/2017

The Eritrean "Border Disputes" and the Tragedy of “Border Straddling" Red Sea Afar People

Today (19.06.2017), the UN Security Council (UNSC) will hold an extraordinary meeting to discuss "the border dispute" between the

Read more: The Eritrean "Border...

ፍዳታኹ 26 ኤመሪልጉድናዂዲኤልብድናዂዲ  ዋሳ፣ፋሪዕእክባሙርቛብሊንኹዱዂ

(Democratic Organization of Blin Nation-Eritrea)

ሕክም ኢትይቢዩዂ እን ሰላምድ ፈድረሽን ኢትዮቢየዲ ኤርትረዲር ነበክል ቱናኹሲ ግን ግናይድ በሻቑ በሻቑ እርጋዂሲ ደንጎቢልኻ ንርትክ ኤርትረት ሒልድ

Read more: ፍዳታኹ ና 26 ኤመሪል ጉድናዂዲ...

መግለጺ

ብሽማግለ ንሃገራዊ ዘተ ካይዘርስላውተርን/ሆኽሽፓየር

23 ሰነ 2016 ብርግጽ ሓንቲ ታሪኻዊት መዓልቲ ኣብ ታሪኽ ጸረ ዲክታቶርያዊ   ተቛዉሞ ህዝቢ ኤርትራ እያ። ካብ 10 ሽሕ ንላዕሊ ዝኾነ ህዝቢ ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ስርዓት ኤርትራ ዘሎዎ ተቛዉሞኣዊ መርገጽ

Read more: መግለጺ ብሽማግለ ንሃገራዊ ዘተ...

                                        

ጀርመን 30 ሚያዝያ 2017

ብመሰረት ጻዊዒት “ተበግሶ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ጀርመንን፣ “መርበብ ኤርትራውያን ደቂ ኣንስትዮን“፣ ንሰፊሕ ልዝብ ደቂ ኣንስትዮ፣ አብ ትሕቲ “ናይ ሓባር ሕቶና ብሓባር ዓጢቕና ንመክቶ“ ዝብል ጭርሖ ዝተኻየደ አኼባ ብዓወት ተዛዚሙ።

Read more: ደምዳሚ መግለጺ   መርበብ...

Eritrean Afar State in Exile(EASE)

Restoring the Dignity of the Eritrean Afar People Democratically "Eretriyah Qafarih Konnabna Demokraasil Daabisenno"

For immediate release:

March 20th, 2017- Ottawa, Canada

March 14th, Eri-TV announcement by the Eritrean government sheds light on systemic policies to displace the Afar Eritreans from resources rich and strategic coast on the red sea.

Read more: Eritrean Afar State in...

ዝኽሪ ታሪኻዊት ኵናት ተጎርባ

ኣብ ልቢ ህዝብና ንዘልኣለም ነባሪ ኢዩ !!

ከም‘ዛ ሎሚ መዓልቲ ቅዲሚ 53 ዓመት ብዕለት 15 መጋቢት 1964 ታሪኻዊት ኵናት ተጎርባ፣ ኣብ መንጎ ጅግና ሰራዊት ሓርነት ኤርትን ጎበጣዊ ሓይሊ መግዛእቲ ኢትዮጵያን ዝተኻየደትላ ዕለት ኢያ። ባዕዳዊ ስርዓት ሃጸይ ሃይለስላሴ ብሓይሊ ፖሊስ (ፊልዲ ፎርስ) ገይሩ፣ ሰውራና ብዕሸሉ ከሎ ንምጥፋእ ፈቲኑ ምስ ተሓለሎ፡ ነቲ ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ሃልሃልትኡ ኣብ መላእ ሃገር ክዝርጋሕ ዝጀመረ ገድሊ፡ ሓንሳብን ንሓዋሩን ንምቅሃም ስሩዕ

Read more: ዝኽሪ ታሪኻዊት ኵናት ተጎርባ ኣብ...

ستظل ذكرى معركة تقوربا المجيدة خالدة

في قلوب أحرار إرتريا للأبد !!

في مثل هذا اليوم،الخامس عشر من مارس 1964، وقبل 53 عاما وقعت معركة تقوربا المجيدة بين أبطال جيش التحرير الإرتريوقوات الاحتلال الإثيوبي في منطقة "تقوربا" فيغرب بركة.

Read more: ستظل ذكرى معركة تقوربا...

ሰኾታ ክብላ ኡሰውድ ግርጋ እዲናይ ቀሓትድ  ፋሪዕ እክባ ሙርቋ ብሊን ኤርትርያ/ሆደ ሱኲሳዅ

ሰኾታ ክብላ (8 መጋቢት) 1910ዓም ኡሰውድ ግርጋ ድግም ድርጝ ያዂድ ኒስ ተከኲ። ኡሰው ፋበሪካትሊ ከደመው ኣሜሪኪል ኣኽኒ ኤዉሮቢል ና ማህየት ኣኽን ና ክብር ሸቓላይሰና ብሪል ጠዓሞ ገንሺን መናብረትልድ ግናይሲ ኪድ ያዂ ሰጘዂ። ንድኻ ሽቃሎ ኡሰው

Read more: ሰኾታ ክብላ ኡሰውድ ግርጋ እዲናይ...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox