^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

ህልዊ ዜና Latest News

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 17 guests and no members online

ሓጺርታሪኽናይ ኣቶገርህላሰኣስፍሃ

ኣቶ ገርህላሰ ኣስፍሃ ካብ ኣቦኡ ነፍስሄር ኣስፍሃ ክፍለን ካብ ኣዲኡ ነፍስሄር ኣስካሉ ተወልደን ብ01.01.1953 ኣብ ዓዱ ደቀምሓረ ድንበዛን ተወሊዱን ዓብዩን። ትምህርቲ ግና ጀሚሩ ከብቅዕ ኵነታት ናብራ ንምምሕያሽ ብማለት ትምህርቱ ኣቋሪጹ ኣብ ስራሕ ዓለም ተዋፊሩ፤ እንዳተጓዕዘ ከሎ ከምቲ ኩሉ ኤርትራዊ እተበጀዎ ብ1973 ዓ.ም. ኣብ ሰውራ ኤርትራ ተሰሊፉ እጃሙ ከበርክት ድሕሪ ምጽናሕ ብ1980 ዓ.ም. ንሃገር ሱዳን ኣተወ።

Read more: ሓጺር ታሪኽ ናይ ኣቶ ገርህላሰ ኣስፍሃ

ናይ ሐዘን መግለጺ

ናይ ሐዘን መግለጺ ብኽንያት መስዋእቲ ገድም ተቃላሳይ ሐርበኛ ዓብደላ ሙሐመድ ኢብራሂም፡ ዝተሰማዓና መሪር ሐዘን እንዳ ገለጽና፡ንስዉእ ዓብደላ ረቢ

Read more: ናይ ሐዘን መግለጺ

መግለጺ ሐዘን ብዕረፍቲ ሰለስተ ሐርበኛታት፡

በብሐደ ሰብ ወሐደ ሕጂ ውን ሕድሪ ሰማእታትና ዘይጠለሙ ተባዓት ገዳይም ሐርበኛታት ከሲርና፡ ንኣሕ ሕማም ተወሲኽዎ፡ኣሪግካ ጥራይ ኣይኮነን ዝምወት ታሪኽ ገዲፍካ ሞት ግን ዓወት እዩ፡፡ በዛ ናዓኹም ዘይትበቅዕ ሐጻር ግጥመይ ንዝኽርኹም ኣሰንየ ንደንበ ተቓውሞ ክላቦ፡ እወ መራሕትና ሰኣን ወሲንካ ንህግደፍ በቲ ዝሰምዖ ቋንቋ ምዝራብ እዮም ገዳይም ሐርበኛታት ዝተቃለሱሉን ዝደመዩሉን፡ ዕትብቶም ዝተቐበረሉ፡ሐመድ ዓደቦኦም

Read more: መግለጺ ሐዘን  ብዕረፍቲ ሰለስተ...

ኤርትራዊተጣባቒማሕበርንሰብኣዊመሰልንስደተኛታትን

ቃል ሓዘን

ብምኽንያት ዝበጽሓና ዘሰንብድ መርድእ ዕረፍቲ ብጻይና ዓብዱ ዑመር ዝተሰምዓና ዓሚቝ ሓዘን እናገለጽና፤ ንነፍስሄር ዓብዱ መንግስተ

Read more: ኤርትራዊ ተጣባቒ ማሕበር ንሰብኣዊ...

ናይሓዘንመግለጺ

ደሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ /ሆደ/ ሎሚ ዕለት 10-02-2017 ተጋዳላይኣቡበከርስሌማን    (ኣቡ ዳልያ) ብዝሓደሮሕማምመስዋእቱምስሰምዔመሪርሓዘንተሰሚዕዎ።

Read more: ናይሓዘንመግለጺ

መግለጺሓዘን

ሕጂውንዓቢዓንዲ ካብ ዓንድታት ሃገርና ኤርትራ እነሆ ተፋንዩና። ዋላ’ኳ ፍቓድ ኣምላኽ ኮይኑ ክንቀበሎን ክንምእዘዞን ግድን እንተኾነ፣ መስዋእቲ ብጻይናን

Read more: መግለጺ ሓዘን في وداع القائد...

መግለጺመሪርሓዘን

ንሕናኣብሪያድእንነብርኣባላትግንባር ሃገራዊድሕነትኤርትራኣዝዩዘሰንብድወረመስዋእቲመራሒናኣቦመንበርዶክቶርሃብተተስፋማርያምብምስማዕናመሪርሓዘንተሰሚዑና።ሞትንቡርስለዝኾነክትጻወሮክትፍንግድን'ዩ።

Read more: መግለጺመሪር ሓዘንግንባር ሃገራዊ...

ናይ ሓዘን መግለጺ

ኣቦመንበርሃገራዊግንባርድሕነትኤርትራዘይተጸበናዮሞት/ዶር/ሃብተተስፋማርያምምስሰማዕናብዙሕሓዚና።ክቡር ስውእ ዶር/ሃብተተስፋማሪያምካብግዜንእስነቱ

Read more: ናይ ሓዘን መግለጺ  ዲሞክራስያዊ...

ናይ ሓዘን መግለጺ፣

ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /.../ ሎሚ መዓልቲ 14 ጥሪ 2017 ገዲም ሓርበኛ ተጋዳላይ / ሃብተ ተስፋማርያም ኣቦ-መንበር ፈጻሚ-ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብዝሓደሮ ሕማም ምስውኡ ምስ ሰምዐ መሪር ሓዘን ተሰሚዕዎ።

Read more: ናይ ሓዘን መግለጺ፣ደሞክራስያዊ...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox