^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 77 guests and no members online

ናይ ሓዘን መግለጺ

ሓርበኛ ተጋዳላይ ዶክተር ሃብተ ተስፋማርያም፤ ኣቦ-ወንበር ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብዝሓደሮ ነዊሕ ሕማም ትማሊ ዕለት 13 ጥሪ 2017 ብመስዋእቲ     ካብዛ ዓለም ብሞት ምፍላዩ ምስ ሰማዕና ኣዚዩ ሓዘን ተሰሚዕና። ስውእ ዶክተር ሃብተ፤ ወላኳ ካብዛ ዓለም ብሞት እንተተፈለየና፡ በቲ ምእንቲ ናጽነትን፡ ፍትሕን ዘካየዶ ነዊሕን መሪር ቃልሲ ንዘልኣለም ክዝከር ክነብር እዩ። ሽሕ እኳ ሓርበኛ ተጋዳላይ ዶክተር ሃብተ ብምኽንያት ዕረፍቱ በአካል ካባና እንተ ተፈልየ ብመንፈስን ብሐሳብ ግን ክሉ ግዜ አብ ጎንና አሎ። ንዕላማኡ ኣብ መፍጸምታኡ ንምብጻሕ ሓደራኡ ንቀበል፡፡

በዚ ኣጋጣሚ፡ ንስድራ ቤቱን፡ ናይ ቃልሲ ብጾቱን፡ ንኣባላትን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፡ ንኩልና ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሕን ዲሞክራስን ጽንዓት ይሃብኩም ይሃበና። ንስዉእ / ሃብተ ተስፋማርያም ድማ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ

ደሞክራስያዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ (ደግሓኤ) ዞባ ኤውሮጳ

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox