^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 97 guests and no members online

ናይሓዘንመግለጺ

ዶ/ር ሃብተ ተስፋማርያም ኣቦ-መንበር ፈጻም ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ካብ’ዛ ዓለም እዚኣ ብመስዋእቲ ከም ዝተፈለየ ዝገልጽ መርድእ ሰሚዕና። ካብ ንእስነቱ ኣብ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብምንቅስቓስ ሓርነት ኤርትራ (ማሕበር ሸውዓተ) ጀሚሩ ኣብ ብረታዊ ቃልሲ’ውን ዝቐጸለ፣ ድሕሪ ነጻነት ኤርትራ’ውን እንተዀነ ሰብኣዊ፡ ማሕበራዊ፡ ደሞክራስያዊ ፖለቲካዊ ኩሉ መዳያዊ መሰላት ህዝቢ ኤርትራ ንምርግጋጽ ብዘይዕረፍቲ እንዳተቓለሰ ከሎ ካብ’ዛ ዓለም ብመስዋእቲ ብምፍላዩ፣ ግሃድኤ-ሕድሪ ዝስምዖ መሪር ሓዘን ይገልጽ።

ንስዉእ ዶ/ር ሃብተ ተስፋማሪያም መንግስተ-ሰማይ ይቀበሎ፣ ንበዓልቲ ቤቱን ደቁን ከምኡ’ውን ምሉኣት ቤተ-ሰቡን ናይ ቃልሲ ብጾቱን ድማ ጽንዓት ይሃቦም።

ማሕሙድመሓመድዓሊ

ኣቦ-አንበርሰክረታርያማእከላይባይቶ

ግንባርሃገራዊድሕነትኤርትራ-ሕድሪ

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox