^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 96 guests and no members online

ቃልሓዘን

መስዋእቲ ዶክ.ሃብተ ተስፋማርያም ኣቦ-መንበር ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ መርድእ ምስ ሰማዕና: መሪር ሓዘን ተሰሚዑና ዶክ. ሃብተ ካብ ግዜ ንእስነቱ ጀሚሩ ስጋብ እዋን መስዋእቱ ንሃገራዊ ናጽነት ንህዝቢ ኤርትራ፡ንዲሞክራስያዊ ለውጥን ንፍትሕን ማዕርነትን፣ ግዝኣተ- ሕግን ዝነግሰላ ብልጽግቲ ሃገር ንምርግጋጽ ሓደ ካብቶም ኣብ ዝልዓለ ጽፍሒ መሪሕነት ድርብ ቃልሲ ዘሰላሰለን ፡ኣስተጽኡ ዘበርከተ መራሒ` ነይሩ::

           ንስዉእ / ሃብተ ተስፋማሪያም መንግስተ-ሰማይ የወርሶ ንበዓልቲ ቤቱን ሓብትና / ኣድያም ተኽሊትን ምስ ደቆማን ከምኡውን ምሉኣት ቤተ-ሰቡን ናይ ቃልሲ ብጾቱን ድማ ጽንዓት ይሃብኩም   

መላእ ኣባላት ግንባር ሃገርዊ ድሕነት ኤርትራ/ ሕድሪ ጨንፈር ጀርመን 15.01.2017

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox