^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 63 guests and no members online

ቃል ሓዘን

 

ጨንፈር ሽወደን ሓርበኛ ሃገራዊ መራሒ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም፣ ኣቦ መንበር ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ካብ ዓለም ብመስዋእቲ ተፈሊዩና ምህላዉ መሪር ሓዘን እናተሰማዓና ንብጻይናን መራሒናን ዶር. ሃብተ

ተስፋማርያም፣ መንግስተ ሰማያት የዋርሶ፣ ንክብርቲ በዓልቲ ቤቱ ብጸይቲ ኣድያም ተኽሊት ምስ ክቡራትን ደቁን ብምሉኦም ስድራ ቤቱን ብጾትን ከምኡውን ንህዝቢ ኤርትራ ተቓልስቲ ሓይልታቱን ከኣ ጽንዓትን ኣኻእሉን ይሃበና።

ሽማግለ ጨንፈር ሽወደን

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ

13/01/2017

فرعالسويدلجبهةالإنقاذالوطنىالارترييعبرعنحزنهالبالغعناستشهاد

الزعيمالوطنيالكبيرالمناضلالدكتورهبتيتسفاماريام،رئيسجبهةالإنقاذ

الوطنيالإرترية،الذيانتقلإلىجوارربهمساءاليومالموافق13 يناير2017 .

رحماللهالفقيدبقدرماقدملشعبهووطنهوألهمزوجتهالمناضلةأديامتخليت

وأبنائهوجميعأفاردأسرتهالكريمةورفاقنضالهوأبناءشعبناالإرتريوقواه

السياسيةالمناضلةفيكلمكانالصبروالسلوان .

لجنةفرعالسويد

لجبهةالإنقاذالوطنيالإرترية

13 يناير 2017

 

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox