^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 57 guests and no members online

ናይ ሓዘን መግለጺ

ኣቦመንበርሃገራዊግንባርድሕነትኤርትራዘይተጸበናዮሞት/ዶር/ሃብተተስፋማርያምምስሰማዕናብዙሕሓዚና።ክቡር ስውእ ዶር/ሃብተተስፋማሪያምካብግዜንእስነቱ ነጻነትንሓርነትንሃገርንህዝባንክሳብግዜዕለተሞቱካብዝተሓተክሳብዝለዓለጽፍሕታትውድቡን ሰፍሕ ሃገራዊ ጽላላትንተጊሁዝተጋደለንግቡኡዝፈጸመን ስለዝኾነንኹሉህዝብታትኤርትራሓደዓቢ ሃገራዊ ሰብጎዲልዎስለዘሎጽንዓትዪሃብካ ንብል። በዚ መሪር ኣጋጣሚ`ዚ፡ ዲሞክራስያዊ ውድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ/ሆደ፡ ንኩሎም ናይ ቀረባ መቃልስቱን መላእ ስድራቤቱን ጽንዓት ይሃብኩም፡ ንስውእ ድማ መንግስተ-ሰማይ የዋርሶ ንብል።

ኣቦ ወንበር ዲሞክራስያዊውድብብሄረብሌንኤርትራ/ሆደ፡

ጎይትኦም ክፍሎም 15-01-2017

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox