^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 56 guests and no members online

መግለጺሓዘን

ሕጂውንዓቢዓንዲ ካብ ዓንድታት ሃገርና ኤርትራ እነሆ ተፋንዩና። ዋላ’ኳ ፍቓድ ኣምላኽ ኮይኑ ክንቀበሎን ክንምእዘዞን ግድን እንተኾነ፣ መስዋእቲ ብጻይናን ኣቦ መንበር ውድብናን ሓርበኛዶክቶርሃብተተስፋማሪያምኣብ ኣዚዩ ዘድለይና መዋእል ብሃንደበት ስለ ዝተፈለየና ዓሚቚ ሓዘን ከስዕበልና ናይ ግድን ኢዩ።

ብርግጸ፣ ሓርበኛኣይነበርን ኢዩታሪኹግን ነባሪ ኢዩ

ስዉእ ሓርበኛ ዶክቶርሃብተተስፋማሪያምክግለጽኮሎ፣ ከምትሓውንንጹህን ተጋዳላይ፣ ከምኡ’ውን ኣብ ዓበይቲ ሃገራዊ ጉዳያትን ምስ ሓድነት ህዝብና ምትእስሳር ኣብ ዘለዎም ኣምራትን፣ ከም ጉዳይ ሃይማኖታውን ቋንቋውን ማሕበራውን ኣካውና ሕብረተሰብና ዝኣመሰሉ፣ ግሉጽነትን ካብ ንሓፍነት ዝረሓቐን መርገጽ ዝነበሮ ዓቢ ሃገራዊ መራሒ ምንባርይ ብዙሓት ሃገራውያን ዝምስክርዎ ሓቂ ኢዩ። ኣብ ክሊ መሪሕ ውድብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዝተቓለሰን ዘቃለስን ብምንባሩ፣ ከምዚ ዓይነት ሃገራዊ ዘዂርዕ መርገጽ ክሕዝ ናይ ግድን ይኸውን።

ክቡር ሓርበኛ ዶር. ሃብተ ከም’ቶም ኣብ’ዚ ቀረባ ዓመታት ዝሓለፉ ሱዉኣትጅጋኑ ብጾትና፣ ከም ሓርበኛ ኣሕመድመሓመድናስርን ሓርበኛ ዶር.በየነኪዳነንካልኦትን ብጾትናን፣ ንሱ’ውን መዓልቲ ኣኺሉ እንተርከቦም፣ ዝተሰውኡሉ ቅዱስ ዕላማ ህዝብና ንምርግጋጽን፣ ክሳብፉጹም ዓወት ንምብጽሑን፣ኣሰሮምብምኽታል ከይተሓለልና ቃልስና ክንቅጽል ምዃና ብስም ኩሎም ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ - ጨንፈር ሆላንድ መብጻዓና ነሐድስ። ንኩሉም መሪሕነትን መሰረታትን ብጾትናን፣ ከምኡ’ውን ንመላእ ደላዪ ፍትሒ ህዝብናን፣ ብዝለዓለ ከኣ ንክቡራት ስድራ ቤቱ፣ጽንዓትይሃብኩም ንብል።ንሱዉእ ኣቦ መንበር ውድብናጅግናሓርበኛዶር.ሃብተተስፋማሪያም ድማ መንግስቲሰማይየዋረሶ።

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ - ጨንፈር ሆላንድ

في وداع القائد المناضل الدكتور هبتي تسفاماريام

وترجل فارس آخر من قيادات جبهة الإنقاذ الوطني الإرترية .. ورحل إلى مثواه الأخير ... ولا حجة على قضاء الله ولا راد لها إذا مضت .. رحل الدكتور هبتي تسفاماريام وتهيأت أسفار البطولات لتُفسح المجال لفتح سجلٍّ لشهيد آخر من شهداء جبهة الإنقاذ والحركة الوطنية الإرترية.. 

عُرف الشهيد الدكتور هبتي بمواقفه الوطنية وصراحته في تناول القضايا التاريخية بوضوح وشفافية، وكذلك في طرح القضايا الحساسة ذات الطابع الديني واللغوي . وكان لا يخشى في ذلك لومة لائم، وكيف لا .... وهو الذي رضع من ثدي جبهة التحرير الإرترية، الحاضنة للجميع التي لا تميز بين أبنائها.. 

ونعزي نحن في فرع جبهة الانقاذ الوطني الارترية في هولندا، أنفسنا وكل أعضاء التنظيم وأبناء الشعب الارتري مع تقديمنا أحر التعازي لأسرته الصغيرة.ونجدد العهد، في الوقت نفسه، على تمسكنا بالثوابت والمبادئ الوطنية التي استشهد من أجلها الدكتور هبتي ورفيقيه في القيادة أحمد محمد ناصر والدكتور بيني كداني وكافة شهدائنا الأبرار.. 

صامدون .... صامدون .. صامدون

ولن نركع أو نتراجع بل سنرجع إلى ديارنا ظافرين منتصرين....

رحم الله القائد الدكتور هبتي تسفاماريام بقدر ما قدم لشعبه ووطنه !!

جبهة الانقاذ الوطني الارترية - فرعهولندا

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox