^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 63 guests and no members online

ቃል ሓዘን

ትማሊ መዓልቲ ዕርፍቲናይ ክብርቲ ሓብትናን ብጸይትናን ጽገወይኒ ሃይለ ተስፋጽዮን በዓልቲ-ቤቱ ንብጻይና ሃይለስላሴ ኪዳነ ምስ ሰማዕና መሪርሓዘን ተሰሚዑና።

Read more: ቃል ሓዘን ብኣቦ-መንበር፡ደሞክራስያዊ...

መግለጺ ቃል ሓዘን

ኣባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ (ጀብሃ) ብሞት ኣቦና ኣሕመድ ሶይራ ገዲም ተቓላሳይ ሰለስተ ርብዒ ዕድሚኡ ኣብ ቃልሲ ምእንቲ ናጻነትን ሓርነትን ሰላምን ራህዋን ቅሳነትን ግዝኣተ ሕግን ንምርግጋጽ ዝተቃለሰሉ

Read more: መግለጺ ቃል ሓዘን

ብምኽንያት ዝበጽሓና ዘሰንብድ መርድእ ዕረፍቲ ብጻይና ገዲም ተቓላሳይ 2016 04 17 Alazar Keleteኣልኣዛር ቀለተ ዝተሰምዓና ዓሚቝ ሓዘን እናገለጽና፤ ንነፍስሄር ኣልኣዛር መንግስተ ሰማይ፤ንምሉኣት ስድራ-ቤትን ንኹልና መቓልስቱን ድማ ኣምላኽ ጽንዓት ክህበና እናተመነና ናይ`ዚ መሪር ተረኽቦ`ዚ ዕዙዝ ተኻፋልነትና ሓዘናን ንገልጽ።

መቓልስቱ ጸሃየ ክብሮም

ምስ ስድራ-ቤት

ጀርመን

ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ ብስም ሃገራዊ ኣገልግሎት ንመንእሰያት ኤርትራ፡ ብዘይድሌቶም ኣብ ግዱድ ናይ ዕስክርና ሂወት ካብ ዝሸሞምን ከም ጊላ ኣብ ናይ ግዜ ደረት ዘይብሉ ወፍሪ ባርነት ኣኽቲቱ ኣብ ዘይፍትሓዊ ኲናት ክሃልቁ ይገብሮም ከም ዝጸንሐን ዘሎን ካብ መላእ ህዝብታት ኤርትራን ሕብረተ-ሰብ ዓለምን ዝተሰወረ ኣይነበረን።

Read more: ናይ ሓዘን መግለጺ፣ ደሞክራስያዊ...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox