^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 49 guests and no members online

ينعي التحالف الديمقراطي الإرتري للشعب الإرتري بصفة عامة، وقوى النضال الوطني من أجل التغيير بصفة خاصة، المربي الفاضل والمناضل الجسور الأستاذ صالح حمدي سلمان الذي فارق دنيانا الفانية صباح اليوم الإثنين 27 يوليو 2015م في مدينة لبورن الأسترالية.

Read more: نعي أليم

ገዲም ተጋዳላይ ተስፋማርያም ወልደማርያም ክፍሉ ኣባል ሰውራዊ ባይቶን ፈጻሚት ሽማግለ ሓላፊ ክፍሊ ዜና ተሓኤ ዝነበረ ብዝሓደሮ ሕማም ብ27 መጋቢት 2015 ኣብ ስደት ኣብ ዝቕመጠሉ ዝነበረ ሃገር ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ኣትላንታ ጆርጂያ ካብዛ ዓለም ብሞት ክፍለ እንከሎ ከም ደቂ ሰባት መጠን ንኹሎም ስድራቤቱን መቓልስቱን ኣዕርኹን መታዓቢይቱን ዝነበሩ ከቢድን መሪርን ሓዘን ክስምዖም ባህሪያዊ እዩ።

Read more: ናይ ሓዘን መልእኽቲ፡ ካብ ተወልደ...

ዕርፍቲ ክቡር ገዲም ተጋዳላይ ብጻይና ቴድሮስ ኪዳነ ብዕለት 1/17/2015 ሰዓት 11 ቅድሚ ቀትሪ ምዕራፉ ሰሚዕና። እዚ ሕማቕ ዜና እዚ ምስ ሰማዕና ኣዚና ሰንቢድናን ሓዚንናን።

Read more: ናይ ሓዘን መግለጺ፡ ደሞክራስያዊ...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox