^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 55 guests and no members online

ናይ ሓዘን መግለጺ፣

ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /.../ ሎሚ መዓልቲ 14 ጥሪ 2017 ገዲም ሓርበኛ ተጋዳላይ / ሃብተ ተስፋማርያም ኣቦ-መንበር ፈጻሚ-ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብዝሓደሮ ሕማም ምስውኡ ምስ ሰምዐ መሪር ሓዘን ተሰሚዕዎ።

Read more: ናይ ሓዘን መግለጺ፣ደሞክራስያዊ...

ቃል ሓዘን

 

ጨንፈር ሽወደን ሓርበኛ ሃገራዊ መራሒ ዶር. ሃብተ ተስፋማርያም፣ ኣቦ መንበር ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ካብ ዓለም ብመስዋእቲ ተፈሊዩና ምህላዉ መሪር ሓዘን እናተሰማዓና ንብጻይናን መራሒናን ዶር. ሃብተ

Read more: ቃል ሓዘን ጨንፈር ሽወደን ግንባር...

ቃልሓዘን

መስዋእቲ ዶክ.ሃብተ ተስፋማርያም ኣቦ-መንበር ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ መርድእ ምስ ሰማዕና: መሪር ሓዘን ተሰሚዑና ዶክ. ሃብተ

Read more: ቃል ሓዘን ግንባር  ሃገርዊ...

ናይሓዘንመግለጺ

ዶ/ር ሃብተ ተስፋማርያም ኣቦ-መንበር ፈጻም ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ካብ’ዛ ዓለም እዚኣ ብመስዋእቲ ከም

Read more: ናይ ሓዘን መግለጺ  ግንባር ሃገራዊ...

ናይ ሓዘን መግለጺ

ሓርበኛ ተጋዳላይ ዶክተር ሃብተ ተስፋማርያም፤ ኣቦ-ወንበር ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ብዝሓደሮ ነዊሕ ሕማም ትማሊ ዕለት 13 ጥሪ 2017 ብመስዋእቲ     ካብዛ ዓለም ብሞት ምፍላዩ ምስ ሰማዕና ኣዚዩ ሓዘን

Read more: ናይ ሓዘን መግለጺ ብደግሓኤ ዞባ...

ናይ ሐዘን መግለጺ

ብምኽንያት ዕረፍቲ ኣቦ ወንበር ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤረትራ፡፡ ብሐርበኛ ተቃላሳይ ዶክተር ሃብተ ተስፋማርያም ዝተሰማዓና መሪር ሐዘን እንዳ ገለጽና፡

Read more: ናይ ሐዘን መግለጺ

ቃል ሓዘን

ብምኽንያት ዝበጽሓና ዘሰንብድ መርድእ ዕረፍቲ ብጻይና ዶክተር ሃብተ ተስፋማርያም ዝተሰምዓና ዓሚቝ

Read more: ቃል ሓዘን

መግለጺ ሓዘን፡

ናብ ዝኸበርኩም ስድራ ቤት ሓርበኛ ተጋዳላይ ዶ/ር. ሃብተ ተስፋማርያም፡-

ናብ ዝኸበርኩም ኣባላት መሪሕነትን መሰረታትን ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራን መላእ ተቓለስቲ ህዝብታት ኤርትራን፡-

Read more: መግለጺ ሓዘን፡

ምስጋና

ብምኽንያትዕርፍቲክብርቲጓልናንኣዴናን፡ሓፍናን፡ብጸይትናን ጽገወይኒ ሃይለተስፋጽዮን (ብዓልቲ-ቤቱንክቡር ኣቶሃይለስላሴኪዳነ) ክብርቲጓልናንኣዴናን፡ሓፍናን፡ብጸይትናን፡ ጽገወይኒሃይለተስፋጽዮንብዓልቲቤቱንክቡርኣቶሃይለስላሴኪዳነብዝሓደራሕማምምኽንያት

Read more: ምስጋና

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox