^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 55 guests and no members online

ዕድመ መጋቢት 8 2016 ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ

ተበግሶ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራን ኔትዎርክ ደቂንስትዮ ኤርትራን ጀርመን ከምኡ’ውን ንሰፊሕ ጥርናፈ ደቂኣንስትዮ ዝቃለሳ ወልቀ ደቂኣንስትዮ ኤርትራውያን ብምትሕብባር፡ ንሸሞንተ መጋቢት ዕለት 12.03.2016 ኣብ ፍራንክፈርት ጀርመን ክነብዕል ስለ ዝኾንና፡ ንዅሉ ደላዪ ፍትሕን ማርነትን ንዕድም ኣለና። ኣብዚ ንመሰልና ኣሎና ባዕልና! ኢልና ነዳልዎ ዘለና በዓል 8 መጋቢት ብዛዕባ፡-

  1. ንዓና ንደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ ተጠርኒፍና ብግቡእ ንኸይንቃለስ ዝዕንቅፉና ዘለው እንታይዮም?
  2. ሰፊሕን ድልዱልን ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራኸ ብኸመይ ክንምስርት ንኽእል?

ዝብሉ ነጥብታት ክንመያየጥን ክንካታዕን ምዃንና ንሕብር።

በዓል ንገብረሉ ቦታ

Saalbau Nied Heinrich – Stahl – Str. 3

65934 Frankfurt - Nied

ዕለት፡ 12.03,2016

ሰዓት፡ 1500-2200

ብደሓን ምጽኡ

ኣዳለውቲ ሽማግለ በዓል 8 መጋቢት 2016

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox