^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 41 guests and no members online

1 ህጹጽ ሓበሬታ ናይትራንስፖርት ንታሳተፍቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኒው ዮርክ፡፡

2 ህጹጽ ሓበሬታ ናይ ትራንስፖርት ንታሳተፍቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኒው ዮርክ ካብ JFK AIRPORT፡፡

1 ህጹጽ ሓበሬታ ናይትራንስፖርት ንታሳተፍቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኒው ዮርክ፡፡

 

1. ካብ LAGUARDIA AIRPORT ናብ ሰላማዊ ሰልፍ ንእትመጹ ኣጋይሽ ናይ ህዝባዊ መጓዓዝያ (Public Transportation) ንክትጥቀሙ ነዚ ዝስዕብ ተከተሉ፡

ካብ ነፋሪት ምስ ወሪድኩም - Ground Transportation ዝብል ተከተሉ ኣውቶቡስ (BUS) – M60 Select Bus Service (M60 SBS) ደው ትብለሉ ቦታ ንዝኮነ ሰብ ትወከሱ፡፡ ቅድሚ ኣብ ኣውቶቡስ ምስቃልኩም ናይ መጐዓዓዚ ትኬት (Merto Card) ኣብታ ኣውቶቡስ ደው ትብለላ ሳንዱቅ (Vending Machine) ብካሽ ወይ ብክረዲት ካርድ ትኬት ትገዝኡ ናይ $10.00 እኩል እዩ፡፡ ካብ LAGUARDIA ምስ ተሰቀልኩም ኣብ ሻሙነይቲ ፈርማታ ( 8th Stop) ትወርዱ፡፡ እታ ትወርዱላ ፈርማታ (Lexington Av Station 125th Street) ትብሃል፡፡ ነዛ ትስዕብ ካርታ ተመልከቱ፡    

ኣብኣ ወሪድኩም ናብ ባቡር ቁጽሪ 6 ናብ Downtown ወይ ከኣ ናብ Manhattan ገጻ ትከይድ ትኬትኩም ተጠቂምኩም ትስቀሉ ኣብ 51st Street ትወርዱ፡፡ ካብ ባቡር

ምስ ወረድኩም ክሳብ 47th Street ብእግርኩም ትጓዓዙ (Towards South). ካብኡ ክሳብ 2nd Avenue (Towards East) ትከዱ፡፡ እቲ ሰላማዊ ሰልፊ ንገበረሉ ቦታ በጺሕኩም ኣለኩም ማለት ኢዩ፡፡

2. ካብ LAUGARDIA AIRPORT ናብ Hotel Paramount ክፍሊ ዝሓዝኩም ናብ ሆቴልኩም ንክትከዱ ናይ ህዝባዊ መጓዓዝያ (Public Transportation) ንክትጥቀሙ ነዚ ዝስዕብ ተከተሉ፡

ካብ ነፋሪት ምስ ወሪድኩም - Ground Transportation ዝብል ተከተሉ ኣውቶቡስ (BUS) – M60 Select Bus Service (M60 SBS) ደው ትብለሉ ቦታ ንዝኮነ ሰብ ትሓቱ፡፡ ቅድሚ ኣብ ኣውቶቡስ ምስቃልኩም ናይ መጐዓዓዚ ትኬት (Merto Card) ኣብታ ኣውቶቡስ ደው ትብለላ ሳንዱቅ (Vending Machine) ብካሽ ወይ ብክረዲት ካርድ ትኬት ትገዝኡ ናይ $10.00 እኩል እዩ፡፡ ካብ LAGUARDIA ምስ ተሰቀልኩም ኣብ መበል ዓሰርተ ሓደ ፈርማታ ( 11th Stop) ትወርዱ፡፡ እታ ትወርዱላ ፈርማታ (Frederick Douglass Station) ኣብ St. Nicholas Avenue ትርከብ፡፡ ኣብ ላዕሊ ተመልኪታ ዘላ ካርታ ተመልከት፡፡

ኣብኣ ወሪድኩም ናብ ባቡር A Train ናብ Downtown ወይ ከኣ ናብ Manhattan ገጻ ትከይድ ትኬትኩም ተጠቂምኩም ትስቀሉ;; ኣብ 42nd (Port Authority Street Street} ትወርዱ፡፡ ካብ ባቡር ምስ ወረድኩም 8th Avenue ወጺኩም ብእግርኩም ንሰሜን ገጽኩም ትጓዓዙ ( Towards North);; ክሳብ 46th Street ካብኡ ንምብራቅ ገጽኩም ፍርቂ ብሎክ ምስ ከድኩም Paramount Hotel ዝብል ክትርእዩ ኢኩም፡፡ ካብ ሆቴልኩም ናብ ናይ ሰልፊ ቦታ ክትዱ፡ ክሳብ 2nd Avenue (Towards East) ትከዱ፡፡ ድሓር ሓንቲ ብሎክ ንሰሜን ገጽኩም ኣብ 47th Street ትበጽሑ፡፡ እቲ ሰላማዊ ሰልፊ ንገበረሉ ቦታ በጺሕኩም ኣለኩም ማለት ኢዩ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ናብዚ ዝስዕብ ቴለፎን ደወሉ

ዛይድተስፋማርያም (718) 696 7219 ሃይለጸጋይ (646) 919 6847 ዘርእማርያምክፍለ (845) 4537641

 

2 ህጹጽ ሓበሬታ ናይ ትራንስፖርት ንታሳተፍቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኒው ዮርክ ካብ JFK AIRPORT፡፡

1. ካብ JFK AIRPORT ናብ Hotel Paramount ክፍሊ ዝሓዝኩም ናብ ሆቴልኩም ንክትከዱ ናይ ህዝባዊ መጓዓዝያ (Public Transportation) ንክትጥቀሙ ነዚ ዝስዕብ ተከተሉ፡፡

JFK AIRTRAIN ወሲድኩም ኣብ ተርሚናል (Terminal D - Jamaica) ትወርዱ;; ቅድሚ ናብ ባቡር ምስቃልኩም ናይ መጐዓዓዚ ትኬት (Merto Card) ኣብቲ ስተሽን ካብ ዘላ ሳንዱቅ (Vending Machine) ብካሽ ወይ ብክረዲት ካርድ ትኬት ትገዝኡ ናይ $10.00 እኩል ኢዩ፡፡ From SUTPHIN BLVD-ARCHER AV/JFK E Take the WORLD TRADE CENTER bound Train Get off at 42ND ST - PORT AUTHORITY BUS TERMNAL  

ካብ ባቡር ምስ ወረድኩም 8th Avenue ወጺኩም ብእግርኩም ንሰሜን ገጽኩም ትጓዓዙ ( Towards North);; ክሳብ 46th Street ካብኡ ንምብራቅ ገጽኩም ፍርቂ ብሎክ ምስ ከድኩም Paramount Hotel ዝብል ክትርእዩ ኢኩም፡፡  

   2. ካብ ሆቴልኩም ናብ ናይ ሰልፊ ቦታ ክትከዱ ክሳብ 2nd Avenue ( Towards East) ትከዱ፡፡ ድሓር ሓንቲ ብሎክ ንሰሜን ገጽኩም ትከዱ፡፡ ኣብ 47th Street ትበጽሑ፡፡ እቲ ሰላማዊ ሰልፊ ንገበረሉ ቦታ በጺሕኩም ኣለኩም ማለት ኢዩ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ናብዚ ዝስዕብ ቴለፎን ደወሉ

ዛይድ ተስፋማርያም (718) 696 7219 ሃይለ ጸጋይ (646) 919 6847 ዘርእማርያም ክፍለ (845) 4537641

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox