^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 90 guests and no members online

ንሕና ኣብ ከተማ ስያትልን ከባቢኣን ንርከብ ኣሰናዳእቲ ግዝያዊት ሽማግለ ናይ ደለይቲ ፍትሕን፡ ደሞክራሲን ፡ ኤርትራውያን ብዛዕባ’ቲ ኣብ ከተማ ኒዩ ዮርክ ካብ 3000 ንላዕሊ ዝቑጽሮም ካብ ኣመሪካን፡ ካናዳን፡ ኤውሮፓን ዝመጹ ደለይቲ ፈትሕን፡

ደሞክራሲን ዝተሳተፉዎ ዕዉት ዝኾነ ብዕለት 29 ጥቅምቲ 2015 ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊን፡ ከምኡ ኸኣ ብድሕሪ’ቲ ሰልፊ፡ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ፡ ንሓርነታዊ ቃልሲ ኤርትራ ዘሓይል ዘሕለፎ ውሳኔታትን፡ ለበዋታትን፡ ተቐማጦ ሲያትልን ፡ ከባቢኣን ኤርትራውያን ንምቕራብ፡ ንዕለት 8 ሕዳር፡ 2015 ልክዕ ሰዓት 5 ድሕሪ ቀትሪ ፡ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ሲያትልን ከባቢኣን ንምክያድ ተወሲኑ ኣሎ።

እዚ ክሳዕ ሕጂ ኣብ ደንበ ተቓወምቲ ኤርትራ፡ ሰሜን ኣመሪካ ተራእዩ ዘይፈልጥ ዝተፈላለየ ስነ-ህዝባዊነት ዝሓዘለ ብዝሒ ተሳታፍነት ዘንጸባረቐ ፡ ድርብ ዓወት’ዚ ንቃልሲ ተቓውሞ ሂቡዎ ዘሎ ናህሪን፡ ሓዲሽ ህይወትን፡ ብጥርናፈ፡ ክንመያየጠሉን፡ ክንትንትኖን ዓቢ ኣድላይነት ስለ ዘለዎ፡ ንኹሎም ኣብ ከተማ ሲያትልን ፡ ከባቢኣን ዝቕመጡ ኤርትራውያን ብዘይ ሓደ ፍልልይ፡ ኣብ’ዚ ኣድላዪ ኣኼባ’ዚ ንኽትርከቡ፡ ብኽብሪ ፡ ንዕድሞኩም ኣሎና።          

ኣኼባ ዝግበረሉ ኣድራሻ ድማ ከም’ዚ ዝስዕብ እዩ፡

Eritrean Community Center                                                           

2402 East Spruce Street

Seattle Washington 98122

ብደሓን ምጹ!

ግዝያዊት ሽማግለ ናይ ከተማ ሲያትልን ከባቢኣን።

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox