^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 75 guests and no members online

ኣብ ከተማ ስያትልን ከባቢኣን ትርከብ ግዝያዊት ሽማግለ ናይ ደለይቲ ፍትሕን፡ ደሞክራሲን ፡ ኤርትራውያን፡ ብምኽንያት መቐጸልታ ናይ’ቲ ኣብ ከተማ ኒዩ ዮርክ ካብ 3000 ንላዕሊ ዝቑጽሮም ደለይቲ ፈትሕን፡ ደሞክራሲን ፡ ኤርትራውያን ዝተሳተፉዎ፡ ዕዉት ዝኾነ ብዕለት 29 ጥቅምቲ 2015 ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊን፡ ከምኡ ኸኣ ብድሕሪ’ቲ ሰላማዊ ሰልፊ፡ ኣብ ዝተኻየደ ዓውደ መጽናዕቲ፡ ዘሕለፎ ለበዋ መሰረት፡ ካብ ነፍሲ-ወከፍ’ተን ጥርኑፋት፡ ተሳተፍቲ ከተማታት፡ ክልተ ብቑዓትን፡ ውፉያትን፡ ሰባት መሪጸን ናብ’ታ ኣብ ከተማ ኒዩ- ዮርክ እትርከብ ላዕለወይቲ ኣቀናባሪት ሽማግለ፡ ንኽልእካ ሰለ ዝተወሰነ፡ ግዝያዊት ሽማግለ ናይ ከተማ ሲያትል’ውን ፡ ነቲ ውሳኔ’ቲ ንምትግባር፡ ንዕለት 29 ወርሒ ሕዳር፡ 2015 ህዝባዊ ኣኼባ ወሲና ኣላ።

እዚ ኣኼባ’ዚ ዓቢ ኣድላይነት ስለ ዘሎዎ፡ ኩልና ደለይቲ ፍትሕን፡ ደሞክራሲን፡ ተቐማጦ ሲያትልን ከባቢኣን ፡ ኤርትራውያን፡ ብናይ ሕሊና ሓላፍነት ተደሪኽና፡ ንኹሎም ኣብ በቢ ከባቢና ዝርከቡ ኤርትራውያ፡ ብምሕባር ኣሳቲፍና፡ ንኽንሳተፎ ብኽብሪ ትዕድም ኣላ።

ኣኼባ ዝግበረሉ ኣድራሻ ድማ ከም’ዚ ዝስዕብ እዩ፡

Eritrean Community Center                                                           

2402 East Spruce Street

Seattle Washington 98122

ብደሓን ምጹ!

ግዝያዊት ሽማግለ ናይ ከተማ ሲያትልን ከባቢኣን።

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox