^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 93 guests and no members online

ጽላል ስዊደናዊ-ኤርትራዊ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ሰፊሕ ሕዝባዊ ሰሚናር ምስ ዕድማት ኣጋይሽ ኣብ ዝተፈላለየ ሰብኣዊ መሰላት ዝነጥፉ ዓዲሙ ምስ ሕዝቢ ልዝብ ከካይድ ስለዝኾነ ኩሉኹም ደለይቲ ለውጢ ኣብዚ ሰሚናር እዚ ክትሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም።

Read more: ኣገዳሲ ሕዝባዊ ሰሚናር ኣብ ከተማ...

ክቡራትን ክቡራንን ደቂ ሃገር፦

ዓመት 2015 አፋኒና 2016 ንምቕባል አብ ድርኲኺት አሎና፣ እሞ ሓዳስ ዓመት 2016 ብሓባር ንምኽባርን ንምብዓልን ንኵልካትኩም ናብ ከተማ ኰለን ቅርብያ ዘለኩም ተቐመጥቲ NRW ብክብሪ ንዕድም።

Read more: ዕድመ ንሓዲሽ ዓመት አብ ከተማ...

ኣብ ከተማ ስያትልን ከባቢኣን ትርከብ ግዝያዊት ሽማግለ ናይ ደለይቲ ፍትሕን፡ ደሞክራሲን ፡ ኤርትራውያን፡ ብምኽንያት መቐጸልታ ናይ’ቲ ኣብ ከተማ ኒዩ ዮርክ ካብ 3000 ንላዕሊ ዝቑጽሮም ደለይቲ ፈትሕን፡

Read more: ህዝባዊ ኣኼባ ን29 ሕዳር, 2015፡...

ህይወትን ጉልበትን ከፊሎም ሃገር ዘረከቡና ተጋደልቲ፣ መሓልፎ አብ ዘበነ-ምልኪ፡ ንሳቶም እዞም ናይ ትምሊ ጀጋኑ፡ ሎሚ አብ ካልአዊ ዛዕባታት ክዋጠጡ፣ በዚ ከአ ንሶም - እዞም ተጋደልቲ - ብስም ህዝብን ሃገርን ክጭርሑ፣ ህዝቢ ይኹን ሃገር ከአ ጭርሖታቶምን መብጽዓታቶምን ብዘየገድስ ብግብሪ ከባድሙ፣ እሞ ናይ ዲያስፕራ ህዝቢ ገና ነዘን ንዓሰርቴታት ዓመታት ሓድሕድ ዚተሓናዀላ ፖለቲካዊ ውድባት ኤርትራ ክጽበ ክነብር፣ ድሮ ከም እተባህለ ከአ ኵነታት ህዝብ’ን ሃገር’ን ናብ መንገዲ ዕንወት ከንቆልቍል ወዘተ... ነዚ ኵሉታት’ዚ ትም፡ ጥርቅም፡- አይግድን! አይመንገድን!

Read more: ምርሑኃው ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣኼባ...

ንሕና ኣብ ከተማ ስያትልን ከባቢኣን ንርከብ ኣሰናዳእቲ ግዝያዊት ሽማግለ ናይ ደለይቲ ፍትሕን፡ ደሞክራሲን ፡ ኤርትራውያን ብዛዕባ’ቲ ኣብ ከተማ ኒዩ ዮርክ ካብ 3000 ንላዕሊ ዝቑጽሮም ካብ ኣመሪካን፡ ካናዳን፡ ኤውሮፓን ዝመጹ ደለይቲ ፈትሕን፡

Read more: ህዝባዊ ኣኼባ ንገምጋም ሰላማዊ ሰልፊ...

1 ህጹጽ ሓበሬታ ናይትራንስፖርት ንታሳተፍቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኒው ዮርክ፡፡

2 ህጹጽ ሓበሬታ ናይ ትራንስፖርት ንታሳተፍቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኒው ዮርክ ካብ JFK AIRPORT፡፡

Read more: 1ይ ህጹጽ ሓበሬታ ናይትራንስፖርት...

ኣብ ከተማ ሲያትል ንርከብ ደለይቲ ፍትሕን ደሞክራሲን ኤርትራውያን ኣብ’ቲ ኣብ 29 ጥቅምቲ , 2015 ዓ / ም/ ፈረንጂ ኣብ ቀጽሪ መጋባእያ ሕቡራት መንግስትታ ዓለም ኩልና፡ ኤርትራውያን፡ ብዘይ ሓደ ፍልልይ፡ ንኽንሳተፎ ተመዲቡ ዘሎ ናይ ሰላማዊ ሰልፊ፡ ኣብ ሲያትልን፡ ከባቢኣን ንቕመጥ ኤርትራውያን’ውን ብብዝሒ ቁጽሪ ህዝቢ ንኽንሳተፎ፡ ሃገራዊን ፡ ሞራላውን ግቡእና እዩ።

Read more: ኣኼባ ናይ ኩሎም ደለይቲ ፍትሕን ፡...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox