Nachrichten & Erklärungen
ተልእኾ ሓቀኛ ህዝባዊ ፖለቲካዊ ውድብ ብኣካል ኣብ ኮረሻ ስልጣን ምድያብ ጥራሕ ኣይኮነን።
ፖለቲካ ኤርትራ ዛጊት ትርጉም ዘለዎ ቀላሲ መሪሕ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ፖለቲካዊ ውድብ ኣይረኸበን። ኣብ ርእሲኡ ተቖጻጻሪ ዘይብሉ ፍኑው ማሕበራዊ መራኸቢታት ስለ ዝተፈጥረ፡ ፖለቲካዊ ስነ-ሓሳብን ተልእኾ ፖለቲካዊ ውድብን መመሊሱ ይዛባዕን ንድሕሪት ይምለስ ኣሎን። ገለ ውልቀ ሰባት፡ ፖለቲካዊ ውድባት፡ ትካላት ሜድያን ብፍላጥ ድዩ ብዘይፍላጥ ህል…