- Eritrean ambassador and supporters of “Eri Blood” gather in Grellingen and call for violence – large-scale police operation
- ውጽኢት ተኣኪብካ ደጀንካ ምህራም፡ ተማህሊልካ በላዒኻ ምጽዋዕ፡ ፖለቲካዊ ድንቁርና እዚ’ዩ።
- ብጸጋታቱ ከይጥቀም ብፖለቲካዊ ውሳኔ ብድኽነት ማሲኑ ክጠፍእ ዝተፍረደ ህዝቢ
- ህዝባዊ ኒሕ ዘለዎ ኤርትራዊ ምሁር ኣብ መድረኽ ወጺኡ ኣለኹ ይበል፡-
- ኣብ’ዚ መድረኽ’ዚ ካብ ደምበ ፈትሒ ናብ ደምበ ጸላኢ ዝውግን ናይ ፖለቲካ ዘላን ጥራሕ’ዩ።
- ተርእዮ ዘይንቡር ሕልናዊ ባርነት ኣብ ኤርትራ፡
- ፖለቲካ ኤርትራ ኣብ ወሳኒ መድረኽ
- መውስቦ ብማሕበራዊ መዲያን ፖለቲካዊ ኣባልነት ኣብ እንኮ-ሰባዊ ስርዓትን
- Israeli forces come under two missile attacks in Eritrea, senior officer killed
- ነጋሪት ውግእ ድምጹ እናበርትዐ ብዝኸደ፡ ናይ ደግፉና ኣውያት ሸፋቱ ህግሓኤ/ህግደፍ እናተሰምዐ ይኺድ’ምበር፡
- The Horn of Africa faces another potential armed conflict
- ካብ ፖለቲካዊ ተሳትፎን ደርባዊ ማሕበራዊ መሰረትን ወጻኢ፡ ተነጺልካ ምንባር ኣይከኣልን።
- ሓባራዊ ጸገምና ብሓባር ክንፈትሕ፡ ውጽኢት ካብ ዘየምጽእ ዝተለምደ ኣካይዳ ንውጻእ።
- The Horn of Africa faces another potential armed conflict
- እንኮ-ሰባዊ ገዛኢ ጉጅለ ብሕጋዊ ዓይኒ ኣይኮነን ንህዝቢ ሓደ ከባቢ ንህግደፍ ኣይውክልን
- ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ
- “የለኻን ንዝበለካ ኣይተፈጠርካን በሎ”
- Eritrea: President Isaias’s aims in Sudan
- ርዝነት ፖለቲካ፡ ብህዝባውነት፣ ፍትሓውነት፣ መትከላዊ ጽንዓት፣ ተወፋይነት’ዩ ዝስፈር።
- Eritrea: National Service is inextricably linked to practices similar to slavery – Dr Mohamed Abdelsalam Babiker
We have 71 guests and no members online
ሓተታ
- Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን
ፍትሐዊ ቃልሲ ክተዕውት‘‘ዓይኒ ከዳዓት‘‘ኣተኲርካ ጠምት‘ መንዩ ገዛና ከይነጽሪ ዝኸልከለ‘‘መንዩ ሐቀኛ‘‘ መንዩ መዳናገሪ‘‘ክበርህዩ ፍትሒ ነጊሱ ምስ ወግሔ‘‘ትጽቢት ገዲፍና‘‘ንድሕነት ህዝቢ ንበገስ‘‘ኣቦይን ኣደይን በበይኑ ሕልሞም‘‘ብዙሐት እዮም‘‘ ደለይቲ ፍትሒ ሽሞም‘‘ልሳን እንበር ግብሪ ዘይዓደሎም።
- Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን
ኣብ ዛ ታሪኻዊት መዓልቲ‘‘መጸዋዕታ ንኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ‘‘ናይ ተቓውሞ ደንበ ዝዓበየ ጥርናፈ‘‘ዝሐለፈ ተመኩሮ ኣለና‘‘ውዲት ከይድገም ተጸባይቲ ምዃን ያኣኽለና‘‘ብደም ዝጠልቀዩ ጭፍራ ህግደፍ‘‘ጭርጭር ዓበደ ክይጻወቱልና‘‘ወስኑ እሞ ብዝቐልጠፈ መልሲ ሃቡና‘‘ ኢሰያስ ሞይቱ ኣይሞይቱ‘‘ህግደፍ ብህግደፍ ተተኪኡ እንበር‘‘ኣብ ኤርትራ ፍትሒ ነጊሱ ማለት ኣይየስምዕን እዩ።
- Written by: ዛራ ማና
ኣጋጢሙና ዘሎ ሃገራዊ ፖለቲካዊ ስቅያት ብጌጋ ወይ ብመርገም ዝመጽአ ኣይኮነን። ኮነ ኢልካ ብዕላማ ብውጥን ብመደብ ዝተታሕዘ ጉዳይ’ዩ። እዚ ህዝቢ ከም ህዝቢ ኣምበርኪኽካ ንምግዛእ ማእከላይ ዕላማኡ ዝገበረ ድሑርን ኣዕናውን ኣረኣእያ’ዚ ብዋዛ ፈዛዛ ከም ዘይሰርሕ’ውን ክፍለጥ ይግባእ። ዕለታዊ ምንቅስቓስ ዜጋታት ዝቆጻጸረሉ ሰንሰለት ኣለዎ።
Read more: ኣካላዊ ምትእኽኻብ ወጊድ ኢልና፡ ሓሳብ ነመንጩ፡ ብሓሳብ ንካታዕ፡ ኣብ ሓሳብ ንወደብ፡-
- Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
ኣብዚ ደቂስካ ትሐዊ ዶ‘‘መመኽነይታ ሪኺቦም ነጋዶ‘‘ ሆስፒታል ግራር ባጽዕ‘‘ትካል ናይ ጃንዳ ህግደፍ ከይኮነ‘‘ ነዚ ሆስፒታል ዘይፈልጦ እንተሎ‘‘እቶም ንፈልጦ ክንገልጾ‘‘ የፍራሐካ ነሩ ንኽትረግጾ‘‘ያኣክል ምትላል‘‘ናብ ህዝቢ ዘይውዕ ገንዘብ ሐግዙና ምባል።
- Written by: ዛራ ማና
ብብዙሕ መስዋእትን መስተንክራዊ ጽንዓትን ተጸዋርነትን ህዝብታት ኤርትራ ተሓንጊሩ፡ ንመግዛእታዊ ሰራዊት ደርግ ኣብ ምውጋድ መሪሓዊ ተራ ዝነበሮ፡ መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ( ናይ ሎሚ መሪሕነት ጸረ-ህዝቢ ጉጅለ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን) ካብ ግዳማዊ መግዛእቲ ዝኸፍአ ዓፋኒ፡ ቀታሊ፡ ኣድላዊ፡ ዘማትን ከፋፋልን ዘቤታዊ ጸላኢ ከም ዝኸውን ንውሑዳት ርሑቕ ኣመቲ ተንተንቲ ፖለቲካ ስውር ኣይነበረን።
- Written by: ዛራ ማና
ኣብ ዝኾነ ሓባራዊ ጉዳይ ካብ ብተናጸል ብሓባር ከተድምጸሉ፡ መደብ ኣውጺእካ ክትወፍረሉ እንከለኻ’ዩ ኣድማዒ ውጽኢት ዘምጽእ። ዋላ ምሉእ ንምሉእ ኣበር ዘይብሉ ቅቡልን ሃናጽን ሓሳብ ይኹን፡ ብግቡእ ዘይተወደበ ዝተበታተነ ኣብ ውልቀታት ዝተታሓዛ ርእይቶ ከምቲ ዝድለ ኣየድምዕን ኣየስምዕን።
- ቅድሚ ኩሉ ዝተዘርገ ውሽጣዊ ሓድነትናን ፖለቲካዊ ኣረኣእያናን ንሓክም።
- መሽሮ ህዝቢ ኤርትራ‘‘ ኢሰያስ ኣማሳሚሱ‘‘
- ካብ መከራ ንመሃር፡ ምኽሪ ለባማት ድማ ንስማዕ
- ፍልልይ ኣብ ዘይብሉ ሓድነት ኣይጥለብን፡ ሓድነት ከኣ ካብ ፍልልይ ዝውለድ።
- ፍልልይ ኣብ ዘይብሉ ሓድነት ኣይጥለብን፡ ሓድነት ከኣ ካብ ፍልልይ ዝውለድ
- What is federalism ?
- ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሓደጋ ወራር “ገረብ ብሓኽላ” የንጸላሉ ኣሎ
- Our 2020 New Year's Resolutions- ናይ ዚ 2020 ሓዲሽ ዓመት መብጽዓታትና