mekaleh-eritra.org
  • መቓልሕ
  • እዋናዊ ዜና
    • ርእሰ ዓንቀጽ
    • ዜና ትግርኛ
    • الأخبار العربية
    • News English/Deutsch
    • ቪድዮ Video فيديو
    • ካሪካቱር Caricatur
  • እዋናዊ ዓንቀጽ
    • ሓተታ
    • ግጥሚታት
    • ርእይቶ
    • ቃለ መጠይቕ
    • መልእኽትታት
  • መግለጺታት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሓበሬታ
    • ኣገዳሲ ቆጸራታት
    • ቃል ሓዘን
    • ወግዒ ም.ቍዉምነገር
  • ኣገደስቲ ሰነዳት
    • ታሪኽ ኤርትራ
      • ሕግታት እንዳባታት ኤርትራ
    • ሰልፍታት ኤርትራ
    • ሰነዳት ው.ሕ.ሃ
    • ፖለቲካዊ
    • ቁጠባዊ
    • ማሕበረሰባዊ
  • መራኸቢ ብዙኃን
    • መርበባት
    • ራድዮ ማዕከናት
      • ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
      • ድምጺ ኣመሪካ - VOA
      • ራድዮ ሽቱትጋርት ጀርመን
      • ራድዮ ወጋሕታ
      • ረድዮ ኤረና
    • መጽሔታት
      • ህዝባዊ ደሞክራሲ
      • ሓባሪት ባይቶ
    • ረክላም
  • ሓላፍነት መበብና
    • ኢምፕረሲዩም
    • ኣቀራርባ ድርሰታት
    • ብዛዕባና - ዕላማና
    • ተወከሱ(ሳ)ና
  • “የለኻን ንዝበለካ ኣይተፈጠርካን በሎ”
  • Eritrea: President Isaias’s aims in Sudan
  • ርዝነት ፖለቲካ፡ ብህዝባውነት፣ ፍትሓውነት፣ መትከላዊ ጽንዓት፣ ተወፋይነት’ዩ ዝስፈር።
  • Eritrea: National Service is inextricably linked to practices similar to slavery – Dr Mohamed Abdelsalam Babiker
  • Der Nationaldienst in seiner jetzigen Form ist untrennbar mit Zwangsarbeit und der Sklaverei ähnlichen Praktiken verbunden
  • Eritrea’s missing Swiss Ambassador tracked down
  • ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ፡ ሓባራዊ ጸላኢ ምውጋድ ዝካኣል ሓባራዊ እምነት ብምሓዝ፡  ብልፍንቲ ጸኒዕካ ብምቅላስ እዩ፡  
  • ሕሉፋት ስርዓታት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዘስካሕክሕ ግፍዒ ምፍጻሞም ሓቂ ሎሚ ምስ’ቶም ናይ ሽዑ ገበነኛታት ደቆምን ደቂ-ደቆምን ተመሓዚኻ ህዝቢ ምጽናትከ ምስ ምንታይ ይቑጸር?
  • Eritrea’s Diplomatic Missions are Instruments of Extortion and Intimidation
  • Eritrean riots in Norway ‘unacceptable’ – Prime Minister

We have 15 guests and no members online

ግጥሚታት

ህግደፋዊያን ሕጂ ውን ክይትቅስኑ ደላይ ፍትሒ ይሕርቅም ኣሎ ኣስናኑ

Written by: Super User
Published: 14 October 2022

ህግደፋዊያን ሕጂ ውን ክይትቅስኑ

ደላይ ፍትሒ ይሕርቅም ኣሎ ኣስናኑ

ተላዒልዩ ብደገን ብውሽጥን ሐሪኑ’’

ህግደፋዊያን ኣምለኽቲ ሸፋቱ

ርስቶም ተገዲፎም እኳ ዘይሐተቱ

ካብ ኣፍንጭኦም ኣርሒቖ ዘይጥምቱ

ብሰንኩም ህዝቢ ኤርትራ ተኻላቢቱ’’

Read more: ህግደፋዊያን ሕጂ ውን ክይትቅስኑ ደላይ ፍትሒ ይሕርቅም ኣሎ ኣስናኑ

ያኣክል ኢልና ወ ሱር ከይሰደደ

Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ ካብ ሃገር ጀርመን
Published: 03 October 2022

ያኣክል ኢልና ወ ሱር ከይሰደደ

ዓገብ ኢልና መንእሰይ ከይተሰደደ

ኣንጊህና ወ ንሕጊ ጫካ ከየሰወደ

ወላድ መኻን ከይኮነት ኤርትራዊት ኣደ’’

Read more: ያኣክል ኢልና ወ ሱር ከይሰደደ

ሐርበኛ ኣለም ዓሪፍካ ዶ

Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 15 August 2022

ሐርበኛ ኣለም ዓሪፍካ ዶ

ክንፋነወካ ኣምላኽ ካብ ፈቐዶ

ወየ ወየ ክንብለልካ ብማዕዶ’’

ወደቦይ ገብረሚካኤል ኣለም

ተጋዳላይ ኣባል ውድብ ሳግም

ታሪኽካ ሂያው ዩ ንዘለኣለም’’

Read more: ሐርበኛ ኣለም ዓሪፍካ ዶ

ህዝቢ ቢንዓምር ብኣርሕቡዩ ዝልለ

Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 07 March 2021

ህዝቢ ቢንዓምር ብኣርሕቡዩ ዝልለ

ብጉጅለ ኢሰያስ መን ዘይተበደለ

ብደቂ መታሕት ከም ዝተዓብለለ

ዮሴፍ ሱሳ ካብ ሚእቲ ዮም ዝበለ

እንታይ ዕላማ ክሃርም ስለ ዝደለ’’

Read more: ህዝቢ ቢንዓምር ብኣርሕቡዩ ዝልለ

መልሲ ንመቃናጀውቲ

Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 07 March 2021

መልሲ ንመቃናጀውቲ

ሙሁራት ኢና በሃልቲ

ንፋስ ዘእትዉ በተንቲ’’

Read more: መልሲ ንመቃናጀውቲ

ስርሒት ፎርቶ 8ይ ዓመቱ ሎሚ ፍረ ነጻነትና ሐርነት ኮይኑ ሕልሚ

Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 07 March 2021

ስርሒት ፎርቶ 8ይ ዓመቱ ሎሚ

ፍረ ነጻነትና ሐርነት ኮይኑ ሕልሚ

ብዋጋ ደምና ንውሑዳት ጠቕሚ

ህዝቢ ኤርትራ ኣይኮነን ተጠቃሚ

ንሰሐቕ ኢሰያስ ብክያት ዩ ዝዛዘሚ’’

Read more: ስርሒት ፎርቶ 8ይ ዓመቱ ሎሚ ፍረ ነጻነትና ሐርነት ኮይኑ ሕልሚ

  1. ወየ ወየ ኣፋኒዉኒ ኢሉ ሐርበኛ ብርሃነ
  2. ዓዲ ሕግን ፍትሕን ክትከውን ሃገረይ
  3. ብምኽንያት ዕረፍቲ ሐርበኛ ፍትዊ ተኽለ ወየ
  4. ንባሕርና ንምውራር ዝተኣለመ
  5. ንህዝቢ ኤርትራ ፋሕ እንዳ በሎ ተቓውሞ ደንበ እንታይ ይጽበሎ
  6. ንነጸነት ንዓመታት ዝኸርተቱ : ገለ ሰንኪሉ ገለ በጅዩ ሂዎቱ
  7. ኣብዚ,10,ዓመታት ደጀና ፓልቶክ፡ ባይታና መድያታት ምስ ፌስቡክ
  8. ብ61,ባሕቲ,መስከረም መንዩ ኣብ ኣዳል ዝኸተተ በዓል ኣንበላይ ፈረስ ጅግና ሐምድ እድሪስ ዓዋተ

Page 1 of 10

  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10

Designed by pickjoomla.com