mekaleh-eritra.org
  • መቓልሕ
  • እዋናዊ ዜና
    • ርእሰ ዓንቀጽ
    • ዜና ትግርኛ
    • الأخبار العربية
    • News English/Deutsch
    • ቪድዮ Video فيديو
    • ካሪካቱር Caricatur
  • እዋናዊ ዓንቀጽ
    • ሓተታ
    • ግጥሚታት
    • ርእይቶ
    • ቃለ መጠይቕ
    • መልእኽትታት
  • መግለጺታት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሓበሬታ
    • ኣገዳሲ ቆጸራታት
    • ቃል ሓዘን
    • ወግዒ ም.ቍዉምነገር
  • ኣገደስቲ ሰነዳት
    • ታሪኽ ኤርትራ
      • ሕግታት እንዳባታት ኤርትራ
    • ሰልፍታት ኤርትራ
    • ሰነዳት ው.ሕ.ሃ
    • ፖለቲካዊ
    • ቁጠባዊ
    • ማሕበረሰባዊ
  • መራኸቢ ብዙኃን
    • መርበባት
    • ራድዮ ማዕከናት
      • ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
      • ድምጺ ኣመሪካ - VOA
      • ራድዮ ሽቱትጋርት ጀርመን
      • ራድዮ ወጋሕታ
      • ረድዮ ኤረና
    • መጽሔታት
      • ህዝባዊ ደሞክራሲ
      • ሓባሪት ባይቶ
    • ረክላም
  • ሓላፍነት መበብና
    • ኢምፕረሲዩም
    • ኣቀራርባ ድርሰታት
    • ብዛዕባና - ዕላማና
    • ተወከሱ(ሳ)ና
  • “የለኻን ንዝበለካ ኣይተፈጠርካን በሎ”
  • Eritrea: President Isaias’s aims in Sudan
  • ርዝነት ፖለቲካ፡ ብህዝባውነት፣ ፍትሓውነት፣ መትከላዊ ጽንዓት፣ ተወፋይነት’ዩ ዝስፈር።
  • Eritrea: National Service is inextricably linked to practices similar to slavery – Dr Mohamed Abdelsalam Babiker
  • Der Nationaldienst in seiner jetzigen Form ist untrennbar mit Zwangsarbeit und der Sklaverei ähnlichen Praktiken verbunden
  • Eritrea’s missing Swiss Ambassador tracked down
  • ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ፡ ሓባራዊ ጸላኢ ምውጋድ ዝካኣል ሓባራዊ እምነት ብምሓዝ፡  ብልፍንቲ ጸኒዕካ ብምቅላስ እዩ፡  
  • ሕሉፋት ስርዓታት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዘስካሕክሕ ግፍዒ ምፍጻሞም ሓቂ ሎሚ ምስ’ቶም ናይ ሽዑ ገበነኛታት ደቆምን ደቂ-ደቆምን ተመሓዚኻ ህዝቢ ምጽናትከ ምስ ምንታይ ይቑጸር?
  • Eritrea’s Diplomatic Missions are Instruments of Extortion and Intimidation
  • Eritrean riots in Norway ‘unacceptable’ – Prime Minister

We have 23 guests and no members online

ሓተታ

ስልኪ ንዝዓጽፎ ልውይ-ልውይ ሳዕስዒት ንዝኽእሎ ጥውይ-ጥውይ

Written by: ረድኢ ክፍለ (ባሻይ)
Published: 10 July 2021

መድረኽ ምስግጋር ኣዚዩ ሕልኽልኽ ዝበለን ኣደናጋርን ምዃኑ ደጋጊመ ዝጸሓፍኩዎን ኣጋጣሚ ክርከብ ከሎ ክኣ ዝመደርኩሉን እኳ እንተዀነ፡ ኣብ ለውጢ ወሳኒ ተራ ስለዝጻወት ዳርጋ ኲልና ኣብ ደምበ ተቓውሞ እንርከብ ኣብኡ ከነተኲር ዘይስገር እዋናዊ ዕማም ኰይኑ’ሎ። “ኣንቲ መን ሽምኪ? ገመል! እንታይ ድኣ ነነይ ትብሊ? ኣመል!” ዝበሃል ኣዘራርባ ስለዘሎ፡ ኲላትና ኣኣመልናን ዘዝምባሌናን ከነዐውት ንቀዳደም ኣለና። ኲላትና ድማ ኣብ ጭንቀት ንርከብ (stress).

Read more: ስልኪ ንዝዓጽፎ ልውይ-ልውይ ሳዕስዒት ንዝኽእሎ ጥውይ-ጥውይ

ብመኽንያት 20 ሰነ ሰማእታት ኤርትራ ዝተዋህበ መግለጺ ብደሞክራስዊ ግንባር ሓድነት (ደግሓኤ)

Written by: ብደሞክራስዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/
Published: 23 June 2021

DFfEUˆዝኽረ ስውኣት

"....ስድራ ስውኣት ጋር (ጋር ነብሲ) ደቆም ክበልዑ ኣይኮኑን ተፈጢሮም...."

"....እዚ ህዝቢ፡ ሰንበት ሰንበት ኣብ ገዝኡ ኬድና በጊዕ ክንሓርደሉ ድዩ ደልዩ?...."

እዘን ክልተ ብሂል ካብተን ገለ "ወርቓዊ ቃላት” ኢሰያስ አፈወርቂ ኣብ ዝተፋላለዩ አጋጣምታት ዝተዛረበን'የን።

ኤርትራዊት ስድራ ቤት ኣሽንኳይዶ ጋር ደቓ ክበልዕሲ፡ መስዋእቶም ዝምለስ እንተ ዝኸውን፡ እታ ዝደኸየት ስድራ’ውን ዝኽፈለት ከፊላ፡ ውላዳ ንምድሓን ከም እትብጆ ዘጣራጥር ኣይኮነን። ብተወሳኺ ህዝብ

Read more: ብመኽንያት 20 ሰነ ሰማእታት ኤርትራ ዝተዋህበ መግለጺ ብደሞክራስዊ ግንባር ሓድነት (ደግሓኤ)

ህጹጽ ጻዊዒት ንመንግስታት ዓለምና ንሂወት ሰላማዊ ህዝቢ ትግራይ ንምድሓም!!! ሰማእታትና፣ ወርሒ ሰኔ ጥራይ ዘይኮነ ሙሉእ ዓመት ይዘከሩ!!!

Written by: ዲሞክራስያዊ ዉድብ ብሄረ ብሌን/ሆደ
Published: 23 June 2021

Bilen Eritirea

ዲሞክራስያዊ ዉድብ ብሄረ ብሌን ኤርትራ

እዚ ወርሒ እዚ ሰማእታትና ንዝክረሉ ወርሒ’ዩ። ኣብ’ዚ ናይ ሎሚ ዘመን ዝኽርና ግን ንህዝቢ ትግራይ ቐዳምነት ክንህቦ ወሲና። ሰማእታትና ኣዕኑድ ታሪኽና፣ ባና ጽባሕ ናጽነትና፣ ክብርናን ኩርዓትናን ኣብ ዓመት ሓንሳብ ዘይኮነ መዓልታዊ ሕድሪ ናቶም እናፈጸምና’ና ክንዝክሮም’ዩ ዝግባኣና። ህዝቢ ኤርትራ ኣዋርቕ ደቑ ‘’ዓወት ንሓፋሽ’’ እናበሉ

Read more: ህጹጽ ጻዊዒት ንመንግስታት ዓለምና ንሂወት ሰላማዊ ህዝቢ ትግራይ ንምድሓም!!! ሰማእታትና፣ ወርሒ ሰኔ ጥራይ ዘይኮነ ሙሉእ ዓመት ይዘከሩ!!!

ማሕበራዊ ፍጮ ብገንዘብ ይቋመሩ፡ ናይ ፖለቲካ ፍጮ ብህይወት ሰብ ይቋመሩ

Written by: ጌታቸው በላይ
Published: 07 March 2021

ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ግጭት ዘይፍለዮ ዞባ ምዃኑ ብዙሓት ዝሰማምዕሉ’ዩ። ጠንቂ ናይ’ቲ ግርጭት ከኣ፡ ሓቚፍዎ ዘሎ ዕቁር ባህሪያዊ ጸጋታት ዘይኮነ፡ ዘለዎ ጂኦግራፊካዊ ዓለማዊ ኣገዳነት ምዃኑ፡ ብዙሓት ምሁራት ብመርተዖ ኣደጊፎም የረድኡ። ብጂኦግራፊካዊ ኣቀማምጣኡ ዝግደሱ ድማ ካብ’ቶም ዋናታት ናይ’ቲ ዞባ ዝኾኑ ህዝብታትን መንግስታትን ወጻኢ፡ ፍልጠት፣ ገንዘብ፣ ሃይማኖት፣ ፖለቲካ፣ ቴክኖሎጂ ሒዞም ካብ ርሑቕ ዝመጽኡ፡ ብልዕልና ግዝኣተ ሕጊ፡ ስርዓተ ደሞክራስያዊ ምሕደራ፡ ክብረት መሰረታዊ ሰብኣዊ መሰል ብዙሕ ዝብሉን ዝመጻደቑን ሰብ ፍሉይ ረብሓ’ዮም።

Read more: ማሕበራዊ ፍጮ ብገንዘብ ይቋመሩ፡ ናይ ፖለቲካ ፍጮ ብህይወት ሰብ ይቋመሩ

ንኢሳያስ ካብ ሰንዓፈ ጅማ ኢትዮጵያ ትቐርብ፡ ካብ ድሕነትን ምዕባለን ህዝቢ ኤርትራ፡ ድሕነትን ምዕባለን ህዝቢ ኢትዮጵያ ፍሳሃ ዎ ደስታ ይህቦ፡

Written by: ኣሮን በርሀ
Published: 06 November 2020

ኢሳያስ ብሕጋዊ ዓይኒ መራሒ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ኣይኮነን። ባህሪኡ’ውን ምስ ባህሪ ህዝቢ ኤርትራ ኣይቃዶን። ብፖለቲካዊ መዳይ ህዝባዊ ኣረኣእያ የብሉን። ከምኡ ምዃኑ ፋሽሽታዊ ተግባሩ ምስክር’ዩ። ንስሙ ናይ ነጻነትን ሓርነትን ተጋደላይ’ዩ። ናይ ነጻነትን ሓርነትን ተጋዳላይ ህዝቢ ከኽብር፡ ንስለ ህዝቢ ብዙሕ ውልቃዊ ባህግታቱ ብጸጋ ክኸፍል’ዩ ትጽቢት ዝግበር። ኢሳያስ ግን፡ ስለ ድሕነት፡ ክብረትን ምዕባለን ህዝቢ ኤርትራ ዝሓስብ ኣእምሮ፡ ዝስከፍ ሞራል ኣይነበሮን። ሕጂ’ውን የብሉን። ብናይ ታሪኽ ኣጋጣሚ ግን ጎሮሮ ፖለቲካ ኤርትራ ዓትዒቱ፡ ምስትንፋስ ህዝቢ ዓጽዩ ዘጨንቕ ዘሎ ንሱ’ዩ። ጎሮሮ ፖለቲካ ሃገረ ኤርትራ ዓትዒቱ ብምሓዝ ክሻድን ዕድል ካብ ዝሃቦ ኣጋጣሚ ሓደ ድማ፡ ምስ ምውጋድ ስርዓት ደርግ ኣብ ዝበዝሕ ህዝቢ ኤርትራ ተፈጢሩ ዝነበረ ሕጋዊ ውሕስነት ዘይተገብረሉ ንጹህ ፖለቲካዊ እፎይታ ዝፈጥሮ ምዝንጋዕ’ዩ።

Read more: ንኢሳያስ ካብ ሰንዓፈ ጅማ ኢትዮጵያ ትቐርብ፡ ካብ ድሕነትን ምዕባለን ህዝቢ ኤርትራ፡ ድሕነትን ምዕባለን ህዝቢ ኢትዮጵያ ፍሳሃ ዎ ደስታ ይህቦ፡

መልእኽቲ ንበሃማት ኣመለኽቲ ኢሳያስ፡-

Written by: ኣሮን በርሀ
Published: 25 October 2020

ፖለቲካ ኤርትራ ኣብ ከመይ ዝበለ ኣሰካፊ ጥርዚ በጺሑ ከም ዘሎ፡ ንለባማትን ሓላፍነታውያንን ኤርትራውያን ብሩህ’ዩ። ንዓኻትኩም ንበሃማት ኣመለኽቲ ኢሳያስን ህግደፍን ግን ገና ኣይተሰቆረኩምን። ከም’ቲ “ብዘመነ ውቤ ዝጸመመ ውቤ ክብል ይነብር” ዝበሃል ምስላ፡ ብራዕዲ ድዩ ብምድንጋር ሓንሳብ ኢሳያስ ህግደፍ ዝብል ኣስማት ኣብ ኣእምሮኹም ከም ሓወልቲ ምስተቐርጸ፡ ፖለቲካዊ መግለጺ ብዘይብሉ ኢሳያስ መራሒና ህግደፍ መንግስትና ትብሉ ኣለኹም።

Read more: መልእኽቲ ንበሃማት ኣመለኽቲ ኢሳያስ፡-

  1. ጉጅለ ህግደፍ ስለምንታይ’ዩ ኣብ ወርሒ ሰነን መስከረምን ዝገፍፍ?
  2. ንዘይትኣምነሉ ፖለቲካዊ ርእይቶ ምቅዋም መሰል’ዩ ኣብ ሓጺር ግዜ ንህግደፍ ስለ ዘይኣለይዎ ኢልካ ምኹናን ግን ፖለቲካዊ ድኽነት’ዩ።
  3. ኣብ ምቛም ሰፊሕ ሃገራዊ ግንባር ዘይበቕዑ ፖለቲካዊ ውድባት፡ ኣብ ሓደ ውድብ ተጥርኒፎም ኣወንታዊ ውጽኢት ከምጽኡ ምጽባይ ክውንነታዊ ኣይኮነን።
  4. ኤርትራውያን ብማሕበራዊ ክብርታትና ክንሕበን፡ ብፖለቲካዊ ኣገንዝቦናን ምሕደራናን ድማ ክንሓፍር ይግባእ።
  5. ትግራይ ኣብነታዊ መሪሕ ፖለቲካዊ ብቕዓት፡ ህዝባዊ ሕራነን ዓወትን።
  6. ፍትሓዊ ኮይኮንካ ፍትሒ ምድላይ፡ ብተግባር ከይተሳተፍካ ዓወት ምጽባይ ፖለቲካዊ በለጽ’ዩ።
  7. ኣብ ሓንቲ ምሸት፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታታት፡ ዝተዋደደ ናይ ቅንጸላ ትልሚ፤ ግን. . . .። ንዝኽሪ 31 ነሓሰ 1996 ዓ.ም.
  8. ታሪኻዊ መሰረትን ንጹር ስነ-ሓሳብን ዘይብሉ ፖለቲካን ሱር ዘይብሉ ኦምን ሓደ።

Page 1 of 17

  • 1
  • 2
  • 3
  • 4
  • 5
  • 6
  • 7
  • 8
  • 9
  • 10

Designed by pickjoomla.com