- Army 15 Opposes TPLF, Calls Peaceful Resolution to Contested Areas
- US State Department Report on Human Rights in Eritrea
- ዘርእን ቦታን ዘይፈሊ ቅኑዕ ሰብኣዊ ሕልናን ፍትሓዊ ፖለቲካዊ መርገጽን ብኩሉን ኣብ ኩሉን ይጠጥዕ።
- This African country has no mobile internet access; here’s the surprising truth behind its digital blackout
- News: Eritrean Afar National Congress says ready armed struggle from Ethiopia, opens office in Semera
- ነቲ ሕቡእ ዘግሃደ “ጽምዶ” ዝኸፍአ ጫፍ ፖለቲካዊ ክድምናን መግደፍን።
- ድምጺ ግፉዓት ዘይምዃን፡ ዘይተገዳስነት ወይስ ካብ ዝርገተ ሓሳብ ዝብገስ መርሆ ምስኣን?
- ካብ ድሌቶም ወጻኢ ብኣካል ተፈላልዮም ዝጸንሑ ኣሕዋት ህዝብታት፡ ተራኺቦም ድዩ ክበሃል ዘለዎ ወይስ ተዓሪቖም?
- Rival Tigrayan Factions Clash in South Tigray, Sparking Fears of Renewed Conflict
- Rusted screws, metal spikes and plastic rubbish: the horrific sexual violence used against Tigray’s women
- News: Eritrean leaders orchestrated industrial-scale looting operations in Tigray, alongside atrocities: new report
- Fostering Peace and Promoting Development in Ethiopia and Eritrea
- ብንጹር ስነ-ሓሳብ፡ ዓሚቕ ገምጋም ስራሕ፡ ዘይምራሕን ዘይግራሕን ፖለቲካዊ ምትእኽኻብ ውጽኢቱ ደምበርበር ክኸውን ግድን’ዩ
- Eritrean Blue Revolution Front Political Charter
- Can Eritrea Be a Force for Stability After Its Dictator’s Fall?
- ዘይናትካ ናተይ ምባል ‘ምበር፡ ምኽንያታዊ ሕቶ ምቕራብሲ ኣየባእስን።
- Brigade N’Hamedu: Formal Launch of The Eritrean Blue Revolution Front (EBRF)
- Eritrea: Adopt a strong resolution extending the Special Rapporteur’s mandate
- جبهة النحرير الارترية ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ
- መርድእ: ብምኽንያት ዕረፍቲ ኣያና ጸሃየ ተኽለሃይማኖት: መግለጺ (መሪር ሐዘን)
We have 226 guests and no members online
ሓተታ
- Details
- Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
ትማሊ ብስዉር‘‘ሎሚ ብጋህዲ‘‘ሕማም ኮሮና ዶ ክንብሎ‘‘ ሕማም መንሽሮ‘‘ህዝቢ መዓንጥኡ ሐሪሩ‘‘ምስ ጃንድኡ ኣዲስ ኣበባ ይዕንድሩ‘‘ብሰማይን ብምድርን‘‘እንዳ ፈሰሲ ሐዊ‘‘ኤርትራዊ በጃ ህዝቡ ተበጃዊ‘‘መራሒ ጃንዳ ህግደፍ‘‘ ዓሎቕ ዝልማዲ ሐሳዊ።
- Details
- Written by: ደሞክራስዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/
ኣብ’ዚ መድረኽ’ዚ ከም ህዝቢ ኣተሃላልዋና ኣብ ሕማቕ ኩነታት ኣለና ዝብል ቃል ብልክዕ ኣይገልጾን፤ ኣብ ሕማቕ ኣለና ዝብል ቃል ይንእሶ’ዩ። ከም ህዝቢ ዝጠምረና ዝነበረ ክብርታት ተሰባቢሩ፡ ኣተሓሳስባና ተዘሪጉ፡ ካበይ፣ ናበይ፣ ብኸመይ ንኸይድ መኣዝና ኣብ ዘጥፋእናሉ ኩነታት ስለ ንርከብ፡ ከም ህዝብን ሃገርን ናብ ባህሪያዊ ቦታና ንምምላስ ወይ ድማ፡ ተበታቲና ክብሪ ኣልቦ ሃገር ኣልቦ ናይ ምዃን ኣብ ወሳንን ኣሰካፍን ፖለቲካዊ ኩነታት ኣለና ዝብል ሚዛን’ዩ ዝምጥኖን ዝገልጾን።
Read more: ካብ ውድብ ህዝቢ ይዓቢ ሓቂ፡ ህዝባዊ ወጽዓ ብዘይ ፖለቲካዊ ውድብ ከምዘይፍታሕ ምርዳእ ድማ ካልእ ሓቂ’ዩ፤
- Details
- Written by: ዛራ ማና
ፖለቲካዊ ዓውዲ ከም’ቲ ገለ ተበለጽትን ድኹማትን ፖለቲካ ማለት ሓሶት’ዩ። ፖለቲካ ናይ ጸለመን ምቅትታልን ዓውዲ’ዩ። “ፖለቲካን ኤሌትሪክን ብርሕቑ” ኣነ ኣብ ፖለቲካ ክኣቱ ኣይደልን …ወዘተ ክብሉ ዝገልጽዎን ዘመራስሕዎን ኣይኮነን።
- Details
- Written by: ዛራ ማና
ምህንድስና (Engineering) ክበሃል እንከሎ ቀዲሙ ኣብ ኣእምሮና ቅጅል ዝብለና ኣወንታዊ ገጹ’ዩ። ምህንድና ግን ክልተ ገጻት ዘለዎ ዓውዲ’ዩ። እቲ ሓደ ጾር ሕብረተ ሰባት ዘቃልል ሓቀኛ ልምዓታዊ ኣገልግሎት ዝህብ ምህንድስና’ዩ። እቲ ካልኣይ ከኣ ኣብ ህልኽ ዝተሰረተ ናይ ጥፍኣት ምህንድስና።
- Details
- Written by: ወልደየሱስ ዓማር
ብዝኽሪ ስዉኣትና ዝያዳ እነስተንትነሉ ሰሙናት ስለ ዝኾነ፡ ንጽሑፋትናን መደረታትናን
ክብርን ዘለኣለማዊ ዝኽርን ንስዉኣትና ብዝብላ ቃላት ክንጅምር ግድን ኢዩ። እቲ ዝኽርን
ክብርን ናይ ኲሎም ጋኑ ስዉኣት ኤርትራ ዘይግድሶ ስርዓት ኣስመራ’ኳ ብተግባራቱን
ጥልመታቱን ከይሓነኸ ዝዝምረለን ቃላት ኢየን።
- Details
- Written by: ብ ዛራ ማና
ፖለቲካዊ ዓውዲ ከም’ቲ ገለ ተበለጽትን ድኹማትን ፖለቲካ ማለት ሓሶት’ዩ። ፖለቲካ ናይ ጸለመን ምቅትታልን ዓውዲ’ዩ። “ፖለቲካን ኤሌትሪክን ብርሕቑ” ኣነ ኣብ ፖለቲካ ክኣቱ
- ህግደፋዊ ፖለቲካዊ ምህንድስና ትማልን ሎምን
- ኣብ ግዜ ጸበባ ወገን ንወገን ምድጋፍ ጽቡቕ ግን ንመን? ብኸመይ?
- ብዓይኒ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ምሕደራ፡ ንህግደፍ ምስ ህወሓት ከተነጻጽር ምፍታን፡ ከንቱ ሃለውለው’ዩ።
- ናይ መወዳእታ ምዕራፍ ኣምለኽቲ ህግደፍ፡ ፖለቲካዊ ነብሰቕትለት።
- ባዕላዊ ውድቀትካ ክትሓብእ ንካልእ ምጽላም ድርብ ስዕረት’ዩ።
- ንናይ ሎሚ ሃገራዊ ክሕደትን ኢ-ሰብኣዊ ገበንን ብናይ ትማሊ ሓርበኝነት ከተተዓርቕ ምፍታን ገበን’ዩ።
- ዓይኒ ከዳዓት ኣተኲርካ ጠምት
- ውዲት ከይድገም ተጸባይቲ ምዃን ያኣኽለና