mekaleh-eritra.org
  • መቓልሕ
  • እዋናዊ ዜና
    • ርእሰ ዓንቀጽ
    • ዜና ትግርኛ
    • الأخبار العربية
    • News English/Deutsch
    • ቪድዮ Video فيديو
    • ካሪካቱር Caricatur
  • እዋናዊ ዓንቀጽ
    • ሓተታ
    • ግጥሚታት
    • ርእይቶ
    • ቃለ መጠይቕ
    • መልእኽትታት
  • መግለጺታት
    • ጋዜጣዊ መግለጺ
    • ሓበሬታ
    • ኣገዳሲ ቆጸራታት
    • ቃል ሓዘን
    • ወግዒ ም.ቍዉምነገር
  • ኣገደስቲ ሰነዳት
    • ታሪኽ ኤርትራ
      • ሕግታት እንዳባታት ኤርትራ
    • ሰልፍታት ኤርትራ
    • ሰነዳት ው.ሕ.ሃ
    • ፖለቲካዊ
    • ቁጠባዊ
    • ማሕበረሰባዊ
  • መራኸቢ ብዙኃን
    • መርበባት
    • ራድዮ ማዕከናት
      • ድምጺ ሰላምን ደሞክራስን ኤርትራ
      • ድምጺ ኣመሪካ - VOA
      • ራድዮ ሽቱትጋርት ጀርመን
      • ራድዮ ወጋሕታ
      • ረድዮ ኤረና
    • መጽሔታት
      • ህዝባዊ ደሞክራሲ
      • ሓባሪት ባይቶ
    • ረክላም
  • ሓላፍነት መበብና
    • ኢምፕረሲዩም
    • ኣቀራርባ ድርሰታት
    • ብዛዕባና - ዕላማና
    • ተወከሱ(ሳ)ና
  • Eritrean ambassador and supporters of “Eri Blood” gather in Grellingen and call for violence – large-scale police operation
  • ውጽኢት ተኣኪብካ ደጀንካ ምህራም፡ ተማህሊልካ በላዒኻ ምጽዋዕ፡ ፖለቲካዊ ድንቁርና እዚ’ዩ።
  • ብጸጋታቱ ከይጥቀም ብፖለቲካዊ ውሳኔ ብድኽነት ማሲኑ ክጠፍእ ዝተፍረደ ህዝቢ
  • ህዝባዊ ኒሕ ዘለዎ ኤርትራዊ ምሁር  ኣብ መድረኽ ወጺኡ ኣለኹ ይበል፡-
  • ኣብ’ዚ መድረኽ’ዚ ካብ ደምበ ፈትሒ ናብ ደምበ ጸላኢ ዝውግን ናይ ፖለቲካ ዘላን ጥራሕ’ዩ።
  • ተርእዮ ዘይንቡር  ሕልናዊ ባርነት ኣብ ኤርትራ፡
  • ፖለቲካ ኤርትራ ኣብ ወሳኒ መድረኽ
  • መውስቦ ብማሕበራዊ መዲያን ፖለቲካዊ ኣባልነት ኣብ እንኮ-ሰባዊ ስርዓትን
  • Israeli forces come under two missile attacks in Eritrea, senior officer killed
  • ነጋሪት ውግእ ድምጹ እናበርትዐ ብዝኸደ፡ ናይ ደግፉና ኣውያት ሸፋቱ ህግሓኤ/ህግደፍ እናተሰምዐ ይኺድ’ምበር፡
  • The Horn of Africa faces another potential armed conflict
  • ካብ ፖለቲካዊ ተሳትፎን ደርባዊ ማሕበራዊ መሰረትን ወጻኢ፡ ተነጺልካ ምንባር ኣይከኣልን።
  • ሓባራዊ ጸገምና ብሓባር ክንፈትሕ፡ ውጽኢት ካብ ዘየምጽእ ዝተለምደ ኣካይዳ ንውጻእ።
  • The Horn of Africa faces another potential armed conflict
  • እንኮ-ሰባዊ ገዛኢ ጉጅለ ብሕጋዊ ዓይኒ ኣይኮነን ንህዝቢ ሓደ ከባቢ ንህግደፍ ኣይውክልን
  • ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ
  • “የለኻን ንዝበለካ ኣይተፈጠርካን በሎ”
  • Eritrea: President Isaias’s aims in Sudan
  • ርዝነት ፖለቲካ፡ ብህዝባውነት፣ ፍትሓውነት፣ መትከላዊ ጽንዓት፣ ተወፋይነት’ዩ ዝስፈር።
  • Eritrea: National Service is inextricably linked to practices similar to slavery – Dr Mohamed Abdelsalam Babiker

We have 56 guests and no members online

ርእይቶ

ቊጽሪ ስዉኣታን ብዝሒ ህዝባን ዘይትፈልጥ ነጻ ሃገር መን’ያ?

Written by: ወልደየሱስ ዓማር
Published: 16 August 2020

ብዝኽሪ ስዉኣትና ዝያዳ እነስተንትነሉ ሰሙናት ስለ ዝኾነ፡ ንጽሑፋትናን መደረታትናን ክብርን ዘለኣለማዊ ዝኽርን ንስዉኣትና ብዝብላ ቃላት ክንጅምር ግድን ኢዩ። እቲ ዝኽርን ክብርን ናይ ኲሎም ጀጋኑ ስዉኣት ኤርትራ ዘይግድሶ ስርዓት ኣስመራ’ኳ ብተግባራቱን ጥልመታቱን ከይሓነኸ ዝዝምረለን ቃላት ኢየን።

Read more: ቊጽሪ ስዉኣታን ብዝሒ ህዝባን ዘይትፈልጥ ነጻ ሃገር መን’ያ?

ቀዳሞትስ ነጊርናኩም ምስማዕ ኣቢኹምና

Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ
Published: 11 April 2020

ቀዳሞትስ ነጊርናኩም ምስማዕ ኣቢኹምና እንበር‘‘ኢሰያስ ምስ ኣቢዪ ቃል ኪዳን ምስ ኣሰረ‘‘ህዝቢ ሕጂስ ያኣክል ኢሉ ምስ ነደረ‘‘ንዳግማይ ትንሳኤ ተሐኤ ሰሚዑ ዝባህረረ‘‘ ንማፍያዊ ጉጅለ እንዳ ደገፍካ‘‘ደጊም ያኣክል ንጹህ ከም ጲላጦስ ምዃን‘‘ኣብ ዝጸናሕካ ጸኒሕካ‘‘ ውጥም ቅልቅል ምባል።

Read more: ቀዳሞትስ ነጊርናኩም ምስማዕ ኣቢኹምና

መግለጺ ሓቀኛ ዝምድና ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኣብ ትካላት ጥዕና ትግራይ ይትግበር ኣሎ

Written by: ሮቤል በርሀ
Published: 27 January 2020

ኣብ ዝኾነ ሃገር፡ ኣብ ዝኾነ ሕብረተ-ሰብ ህዝቢ ብህዝቢ ዝመንቀሊኡ ዝኸረረ፡ ኣብ ደማዊ ወግእ (ኲናት)ዝበጽሐ ባእሲ ኣብ ታሪኽ ተራእዩን ተሰሚዑን ኣይፈልጥን። ብርግጽ መንቀሊኡ መሰረታዊ ድዩ ዘይመሰረታዊ ወይ ምኽንያታዊ ድዩ ዘይምኽንያታዊ ዝብል ሕቶን መልስን ንጎኒ ገዲፍና፡ ኣብ ብዙሓት ሃገራትን መንግስታት ተጻብኦታት፣ ምስሕሓባት፣

Read more: መግለጺ ሓቀኛ ዝምድና ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኣብ ትካላት ጥዕና ትግራይ ይትግበር ኣሎ

ተገራጫዊ ባህሪ፡ ተገራጫዊ መርገጽ ይወልድ

Written by: ካብ ሪምና ኣብራሃ
Published: 03 December 2019

ትብጻሕ ናብ ዝኸበርካ ሜጀር ጀነራላ ኣበበ ተ/ሃይማኖት (ጀቤ)

ኣቐዲመ ናይ ኣኽብሮት ሰላምታይ ኣቕርበልካ። ምሉእ ጥዕናን ቅሱን ማሕበራዊ ህይወትን ክህልወካ ድማ እምነ። ብወገነይ ፈጣሪ ይመስገን ጽቡቕ ኣለኹ።

ዝኸበርካ ጀነራል ኣበበ፡ ብግምት ናይ ሎሚ ሰለስተ ዓመት ኣቢሉ ይኸውን ኣብ ሕቡራት ሃገራት ኣመሪካ ብሕጊ ካልኣይ ድግሪ (ማስተርስ) ኣጽኒዕካ ከም ዝተመረቕካ፡ ኣብ’ቲ ካልኣይ ድግሪ ዝሓዝካሉ፡ ዓለማዊ ሕጊ ብዛዕባ ኣጠቓቕማ ማያዊ ባሕሪ እንታይ ከም ዝብል፡ ቅድሚኡ ኣብ ኣእምሮኻ ዘይነበረ ሓድሽ ግንዛቤ ከም ዝረኸብካ፡ ካብ’ቲ ዝረኸብካዮ ሓበሬታ ተበጊስካ ድማ፡ ኢትዮጵያ ናይ ግድን ኣፍ ደገ ባሕሪ ክህልዋ ኣለዎ

Read more: ተገራጫዊ ባህሪ፡ ተገራጫዊ መርገጽ ይወልድ

ዓደይ ናፊቐ

Written by: በርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን
Published: 07 November 2019

ንዓሻ ደርጓሐሉ ኣበይ ከእምቶ‘‘ንለባም ኣምተሉ ኣበይ ከይስሕቶ‘‘ኣቢዪ ኣሕመድ ካብ ኣግሃዶ‘‘ ንመንነትና ናብ ዕዳጋ ክውርዶ‘‘ቱታ ዝብል ጅግና የለን ዶ‘‘ ንሉኡክ ኣስራተ ካሳ‘‘ ደመኛ ዓደቦ‘ውክልና ናይ ህዝቢ ኤርትራ‘‘መን ምስ ሃቦ‘ውክልና ንናቢዪ ዘረክቦ።

Read more: ዓደይ ናፊቐ

Constitution Making, Replacing and Amending

Written by: Fesseha Nair
Published: 03 June 2019

                                           

The case of interim –constitution/transitional and permanent constitution.
What is the difference between interim and permanent constitution.
Interim –constitution is a legal framework providing a basis for the democratic transition.
Interim or provisional or transitional are the various names given to the period from the fall of dictatorship to the permanent constitution.
In this article I will deal with

Read more: Constitution Making, Replacing and Amending

  1. ነንሕድሕዱ ዝላተም ፕሮፖጋንዳ፡ ባህሪ ወንነቱ የቃልዕ ‘ምበር ኣየዐውትን።

Page 2 of 3

  • 1
  • 2
  • 3

Designed by pickjoomla.com