- Eritrean ambassador and supporters of “Eri Blood” gather in Grellingen and call for violence – large-scale police operation
- ውጽኢት ተኣኪብካ ደጀንካ ምህራም፡ ተማህሊልካ በላዒኻ ምጽዋዕ፡ ፖለቲካዊ ድንቁርና እዚ’ዩ።
- ብጸጋታቱ ከይጥቀም ብፖለቲካዊ ውሳኔ ብድኽነት ማሲኑ ክጠፍእ ዝተፍረደ ህዝቢ
- ህዝባዊ ኒሕ ዘለዎ ኤርትራዊ ምሁር ኣብ መድረኽ ወጺኡ ኣለኹ ይበል፡-
- ኣብ’ዚ መድረኽ’ዚ ካብ ደምበ ፈትሒ ናብ ደምበ ጸላኢ ዝውግን ናይ ፖለቲካ ዘላን ጥራሕ’ዩ።
- ተርእዮ ዘይንቡር ሕልናዊ ባርነት ኣብ ኤርትራ፡
- ፖለቲካ ኤርትራ ኣብ ወሳኒ መድረኽ
- መውስቦ ብማሕበራዊ መዲያን ፖለቲካዊ ኣባልነት ኣብ እንኮ-ሰባዊ ስርዓትን
- Israeli forces come under two missile attacks in Eritrea, senior officer killed
- ነጋሪት ውግእ ድምጹ እናበርትዐ ብዝኸደ፡ ናይ ደግፉና ኣውያት ሸፋቱ ህግሓኤ/ህግደፍ እናተሰምዐ ይኺድ’ምበር፡
- The Horn of Africa faces another potential armed conflict
- ካብ ፖለቲካዊ ተሳትፎን ደርባዊ ማሕበራዊ መሰረትን ወጻኢ፡ ተነጺልካ ምንባር ኣይከኣልን።
- ሓባራዊ ጸገምና ብሓባር ክንፈትሕ፡ ውጽኢት ካብ ዘየምጽእ ዝተለምደ ኣካይዳ ንውጻእ።
- The Horn of Africa faces another potential armed conflict
- እንኮ-ሰባዊ ገዛኢ ጉጅለ ብሕጋዊ ዓይኒ ኣይኮነን ንህዝቢ ሓደ ከባቢ ንህግደፍ ኣይውክልን
- ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ብደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝወጸ ውድባዊ መግለጺ
- “የለኻን ንዝበለካ ኣይተፈጠርካን በሎ”
- Eritrea: President Isaias’s aims in Sudan
- ርዝነት ፖለቲካ፡ ብህዝባውነት፣ ፍትሓውነት፣ መትከላዊ ጽንዓት፣ ተወፋይነት’ዩ ዝስፈር።
- Eritrea: National Service is inextricably linked to practices similar to slavery – Dr Mohamed Abdelsalam Babiker
We have 82 guests and no members online
ጋዜጣዊ መግለጺ
- Written by: ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ(ሰደግኤ)
Read more: ብምኽንያት 20 ሰነ፡ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ ብሰደግኤ ዝተዳለወ ውድባዊ መግለጺ።
ማዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ ካብ ጽባሕ ሓርነት ጀሚርና፡ በብዓመቱ እነሆ ንመበል 29 ጊዜ ነኽብራ ኣሎና፡፡ ውድብና ሰደግኤ ን20 ሰነ፡ ከም ማዓልቲ ሰማእታት ተቐቢሉ ከኽብራ እንከሎ፡ ምስ'ዛ ዕለት'ዚኣ ፉሉይ ምትእስሳር ስለዘሎዎ ኣይኮነን።
- Written by: ደሞክራስዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/
ኣብ ታሪኽ ምዕባለ ሕብረተ-ሰብ ጭቆና ካብ ዝኽሰት ግዜ ኣትሒዙ ካብ ጭቆና ንምንጋፍ ዝግበር ተጋድሎ ብቀጻሊ ዝጸንሐን ዘሎን ናይ ቃልሲ ባህርያዊ መስርሕ እዩ፡፡ ከከም ኩነታት ሃገር ዘፍቅዶ እቲ መልክዕ ናይ ቃልሲ ክፈላለን ዝኽፈሎ ዋጋ ክኸብድ ወይ ክፎኩስ ይኽእል እንተዘይኮይኑ ዝኾነ ዝለዓል ፍትሓዊ ሕቶ ኩሉ ልሙጽ ብልሙጽ ኮይኑ ብቐሊሉ ዝዕወት ቃልሲ ኣይነበረን የለን’ውን፡፡
- Written by: ብደሞክራስዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/
ስድራ-ቤታት ስዉኣትናን ተቓለስቲ ህዝብታትናን ዝድበሱ፡ ሰማእታትና ዝወደቕሉ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ ዕላማታት ሓርነታዊ ቃልስና መሊኡ ምስ ዝዕወት ጥራሕ እዩ፡
ኣብ ታሪኽ ምዕባለ ሕብረተ-ሰብ ጭቆና ካብ ዝኽሰት ግዜ ኣትሒዙ ካብ ጭቆና ንምንጋፍ ዝግበር ተጋድሎ ብቀጻሊ ዝጸንሐን ዘሎን ናይ ቃልሲ ባህርያዊ መስርሕ እዩ፡፡ ከከም ኩነታት ሃገር ዘፍቅዶ እቲ መልክዕ
Read more: ብመኽንያት 20 ሰነ ሰማእታት ኤርትራ ዝተዋህበ መግለጺ ብደሞክራስዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/
- Written by: Democratic Organization Blin Nation Eritrea/ Hodde
ቆል ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊነሪ- ኤርትራ/ ሆደ Democratic Organization Blin Nation Eritrea/ Hodde
20ሰኔ 2020 ፍዳታትሲ ኤልብድነሪ
20 ሰኔ 2020ዓም ነዉኽር ክብርድ ኤልብነኩንላ። ንሂርሰና ካብሪ ግርጋ ድግም ኤሪትሪኹል እልላ። ብራ ብራ ግን። ብራ ኒትክ ግን። ብራ ሪሒ ግን። ብራ ክብር ግን። ብሪል ሉኩድ
- Written by: ደሞክራስዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ /ደግሓኤ/
ኣብ ታሪኽ ምዕባለ ሕብረተ-ሰብ ጭቆና ካብ ዝኽሰት ግዜ ኣትሒዙ ካብ ጭቆና ንምንጋፍ ዝግበር ተጋድሎ ብቀጻሊ ዝጸንሐን ዘሎን ናይ ቃልሲ ባህርያዊ መስርሕ እዩ፡፡
- Written by: ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤርትራ(ሰደግኤ)
Read more: ብምኽንያት 20 ሰነ፡ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ ብሰደግኤ ዝተዳለወ ውድባዊ መግለጺ።
ማዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ ካብ ጽባሕ ሓርነት ጀሚርና፡ በብዓመቱ እነሆ ንመበል 29 ጊዜ ነኽብራ ኣሎና፡፡ ውድብና ሰደግኤ ን20 ሰነ፡ ከም ማዓልቲ ሰማእታት ተቐቢሉ ከኽብራ እንከሎ፡ ምስ'ዛ ዕለት'ዚኣ ፉሉይ ምትእስሳር ስለዘሎዎ ኣይኮነን።
- Eritrean Government Covid-19 Pandemic Excuse Is Starving Afar Eritreans in Dankalia
- 20ሰኔ 2020 ፍዳታትሲ ኤልብድነሪ ቆል ፋሪዕ እክባ ሙርቛ ብሊነሪ- ኤርትራ/ ሆደ Democratic Organization Blin Nation Eritrea/ Hodde
- Eritrean Government Covid-19 Pandemic Excuse Is Starving Afar Eritreans in Dankalia
- Joint Congratulatory Message by Eritrean Political Forces on the Occasion of the Eritrean Independence Day
- ህዝብና ንለበዳ ኮሮና-ቫይረስ ንምክልኻል ዘርእዮ ዘሎ፡ ናይ ምድግጋፍ ተበግሶታት ዘተባብዕ’ዩ፤
- ኤረትርያ ጀበረት (ነጻንት) ባሕሮ ግርጋ 24/ክብላ/2020ዓም ፋርዕ እክባ ምርቛ ብሊን/ሆደር ሽፍሽፋ።
- تهنئة القوى السياسية الإرترية بمناسبة ذكرى استقلال ارتريا ዮሃና! መግለጺ ፖሊቲካዊ ሓይልታት ኤርትራ ብምኽንያት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ
- Eritrean Appeal to the 44th Session of The UN Human Rights Council, Geneva